ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 121
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • የሆዋ ንህዝቡ ይሕልዎም

        • ‘ረድኤተይ ካብ የሆዋ እዩ’ (2)

        • የሆዋ ኸቶ ኣይድቅስን (3, 4)

መዝሙር 121:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 125:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2004፡ ገጽ 12

    1/3/1995፡ ገጽ 29-30

መዝሙር 121:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 46:1፣ ኢሳ 41:13፣ ኤር 20:11፣ እብ 13:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2004፡ ገጽ 12

መዝሙር 121:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰንከልከል ኪብል።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 91:11, 12፣ ምሳ 3:26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2004፡ ገጽ 13

መዝሙር 121:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 27:3፣ 40:28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2004፡ ገጽ 13

መዝሙር 121:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 16:8፣ 109:31
  • +መዝ 91:1፣ ኢሳ 25:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2009፡ ገጽ 14

    15/12/2004፡ ገጽ 13

መዝሙር 121:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 91:5, 6፣ ኢሳ 49:10፣ ራእ 7:16

መዝሙር 121:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንነፍስኻ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 91:10፣ ምሳ 12:21
  • +መዝ 97:10፣ 145:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2004፡ ገጽ 13

መዝሙር 121:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣብ ምውጻእካን ምእታውካን።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2004፡ ገጽ 13

ሓፈሻዊ

መዝ. 121:1መዝ 125:2
መዝ. 121:2መዝ 46:1፣ ኢሳ 41:13፣ ኤር 20:11፣ እብ 13:6
መዝ. 121:3መዝ 91:11, 12፣ ምሳ 3:26
መዝ. 121:4ኢሳ 27:3፣ 40:28
መዝ. 121:5መዝ 16:8፣ 109:31
መዝ. 121:5መዝ 91:1፣ ኢሳ 25:4
መዝ. 121:6መዝ 91:5, 6፣ ኢሳ 49:10፣ ራእ 7:16
መዝ. 121:7መዝ 91:10፣ ምሳ 12:21
መዝ. 121:7መዝ 97:10፣ 145:20
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 121:1-8

መዝሙር

መዝሙር ምድያብ።

121 ኣዒንተይ ናብ ኣኽራን አልዕል ኣለኹ።+

ረድኤተይ ካበይ እዩ ዚመጽእ፧

 2 ረድኤተይሲ ኻብ የሆዋ፡+

ካብቲ ሰማይን ምድርን ዝገበረ እዩ ዚመጽእ።

 3 ንሱ እግርኻ ኼንደልህጽ* ከቶ ኣይኪፈቅድን እዩ።+

እቲ ዚሕልወካ ኸቶ ኣይታኸስን እዩ።

 4 እንሆ፡ እቲ ንእስራኤል ዚሕሉ፡

ከቶ ኣይታኸስን፡ ኣይድቅስን እውን እዩ።+

 5 የሆዋ ይሕልወካ ኣሎ።

የሆዋ ኣብ የማንካ+ ጽላልካ እዩ።+

 6 ጸሓይ ብመዓልቲ፡

ወርሒ እውን ብለይቲ ኣይኪወቕዓካን እዩ።+

 7 የሆዋ ኻብ ኵሉ ጕድኣት ኪሕልወካ እዩ።+

ንህይወትካ* ኺሕልዋ እዩ።+

 8 የሆዋ ኻብ ሕጂ ንዘለኣለም፡

ኣብ እትገብሮ ዅሉ* ኺሕልወካ እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ