ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ዜና መዋእል 7
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • ደቂ ይሳኮር (1-5)፡ ደቂ ብንያም (6-12)፡ ደቂ ንፍታሌም (13)፡ ደቂ ምናሴ (14-19)፡ ደቂ ኤፍሬም (20-29)፡ ደቂ ኣሴር (30-40)

1 ዜና መዋእል 7:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 46:13፣ ዘሁ 26:23, 24

1 ዜና መዋእል 7:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ርእስታት።”

1 ዜና መዋእል 7:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 26:25

1 ዜና መዋእል 7:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 35:16, 18፣ ዘሁ 26:38, 39
  • +1ዜና 8:1
  • +ዘፍ 46:21
  • +1ዜና 7:10

1 ዜና መዋእል 7:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 26:41

1 ዜና መዋእል 7:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 7:6

1 ዜና መዋእል 7:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 7:7

1 ዜና መዋእል 7:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 26:48, 49
  • +ዘፍ 30:3, 8፣ 46:24, 25

1 ዜና መዋእል 7:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 41:50, 51
  • +ዘፍ 50:23፣ ዘሁ 26:29፣ ዘዳ 3:15

1 ዜና መዋእል 7:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 26:33
  • +ዘሁ 27:1, 7

1 ዜና መዋእል 7:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ደቂ።”

1 ዜና መዋእል 7:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 1:33
  • +ዘሁ 26:35

1 ዜና መዋእል 7:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 7:14፣ 17:4

1 ዜና መዋእል 7:23

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ትርጉሙ፡ “ምስ መዓት።”

1 ዜና መዋእል 7:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 16:1, 3
  • +እያ 16:5፣ 21:20, 22፣ 2ዜና 8:3, 5

1 ዜና መዋእል 7:27

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “የሆሹዓ፡” ትርጉሙ፡ “የሆዋ ድሕነት እዩ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 33:11፣ ዘሁ 11:28፣ 32:11, 12፣ ዘዳ 34:9፣ እያ 1:1

1 ዜና መዋእል 7:28

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጋዛን” ኪኸውን ይኽእል፣ ነታ ኣብ ፍልስጥኤም ዘላ ጋዛ ዜመልክት ግና ኣይኰነን።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 28:16, 19፣ እያ 16:1, 2

1 ዜና መዋእል 7:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 17:11፣ 1ሳሙ 31:8, 10
  • +መሳ 5:1, 19
  • +መሳ 1:27፣ 1ነገ 9:15
  • +1ነገ 4:7, 11

1 ዜና መዋእል 7:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 26:44, 45
  • +ዘፍ 46:17

1 ዜና መዋእል 7:34

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ፍ. 32፡ ሾሜር ተባሂሉ እውን ይጽዋዕ።

1 ዜና መዋእል 7:35

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ምስቲ ኣብ ፍ. 32 ዘሎ ሖታም ሕደ ኪኸውን ኣለዎ።

1 ዜና መዋእል 7:40

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 30:14
  • +ዘሁ 1:41፣ 26:47

ሓፈሻዊ

1 ዜና 7:1ዘፍ 46:13፣ ዘሁ 26:23, 24
1 ዜና 7:5ዘሁ 26:25
1 ዜና 7:6ዘፍ 35:16, 18፣ ዘሁ 26:38, 39
1 ዜና 7:61ዜና 8:1
1 ዜና 7:6ዘፍ 46:21
1 ዜና 7:61ዜና 7:10
1 ዜና 7:7ዘሁ 26:41
1 ዜና 7:101ዜና 7:6
1 ዜና 7:121ዜና 7:7
1 ዜና 7:13ዘሁ 26:48, 49
1 ዜና 7:13ዘፍ 30:3, 8፣ 46:24, 25
1 ዜና 7:14ዘፍ 41:50, 51
1 ዜና 7:14ዘፍ 50:23፣ ዘሁ 26:29፣ ዘዳ 3:15
1 ዜና 7:15ዘሁ 26:33
1 ዜና 7:15ዘሁ 27:1, 7
1 ዜና 7:20ዘሁ 1:33
1 ዜና 7:20ዘሁ 26:35
1 ዜና 7:211ሳሙ 7:14፣ 17:4
1 ዜና 7:24እያ 16:1, 3
1 ዜና 7:24እያ 16:5፣ 21:20, 22፣ 2ዜና 8:3, 5
1 ዜና 7:27ዘጸ 33:11፣ ዘሁ 11:28፣ 32:11, 12፣ ዘዳ 34:9፣ እያ 1:1
1 ዜና 7:28ዘፍ 28:16, 19፣ እያ 16:1, 2
1 ዜና 7:29እያ 17:11፣ 1ሳሙ 31:8, 10
1 ዜና 7:29መሳ 5:1, 19
1 ዜና 7:29መሳ 1:27፣ 1ነገ 9:15
1 ዜና 7:291ነገ 4:7, 11
1 ዜና 7:30ዘሁ 26:44, 45
1 ዜና 7:30ዘፍ 46:17
1 ዜና 7:40ዘጸ 30:14
1 ዜና 7:40ዘሁ 1:41፣ 26:47
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ዜና መዋእል 7:1-40

1 ዜና መዋእል

7 ደቂ ይሳኮር፡ ቶላዕን ጱኣን ያሹብን ሺምሮንን፡+ ኣርባዕተ እዮም። 2 ደቂ ቶላዕ ከኣ፡ ዑዚን ረፋያን የሪኤልን ያሕማይን ይብሳምን ሸሙኤልን፡ ርእስታት ማይ ቤታት እዮም። ካብ ትውልዲ ቶላዕ፡ ብዘመን ዳዊት 22,600 ዝቝጽሮም ሓያላት ጀጋኑ ነበሩ። 3 ደቂ ዑዚ ድማ ይዝራሕያ፡ ደቂ ይዝራሕያ ኸኣ፡ ሚካኤልን ኦብድያን ዮኤልን ዪሺያን፡ ኵሉ ዅሎም ሓሙሽተ ኣሕሉቕ* እዮም። 4 ምስ እዚኣቶም ድማ በብትውልዶም፡ በብማይ ቤቶም፡ ኣብ ሰራዊቶም ንውግእ እተዳለዉ፡ 36,000 ተዋጋእቲ ነበሩ፣ ከመይሲ፡ ብዙሓት ኣንስትን ቈልዑን ነበርዎም። 5 ካብ ኵሎም ዓሌታት ይሳኮር ዝዀኑ ኣሕዋቶም፡ ኣብ ወለዶ እተመዝገቡ፡ 87,000 ሓያላት ጀጋኑ ነበሩ።+

6 ደቂ ብንያም፡+ ቤላዕን+ ቤከርን+ የዲዓኤልን፡+ ሰለስተ እዮም። 7 ደቂ ቤላዕ ከኣ፡ ኤጽቦንን ዑዚን ዑዚኤልን የሪሞትን ዒሪን፡ ሓሙሽተ፡ ርእስታት ማይ ቤታቶም፡ ሓያላት ጀጋኑ እዮም፣ ኣብ ወለዶኦም እተመዝገቡ ድማ፡ 22,034 ነበሩ።+ 8 ደቂ ቤከር ከኣ፡ ዘሚራን ዮኣስን ኤልዔዘርን ኤልዮዔናይን ዖምሪን የሬሞትን ኣብያን ዓናቶትን ዓለመትን እዮም፣ ኵሎም እዚኣቶም ደቂ ቤከር እዮም። 9 ርእስታት ማይ ቤታት ኰይኖም በብትውልዶም ኣብ ወለዶኦም እተመዝገቡ፡ 20,200 ሓያላት ጀጋኑ ነበሩ። 10 ደቂ የዲዓኤል+ ድማ፡ ቢልሃን፡ ደቂ ቢልሃን ከኣ፡ የዑሽን ብንያምን ኤሁድን ከናዓናን ዜታንን ተርሲስን ኣሒሻሓርን እዮም። 11 ኵሎም እዚኣቶም ደቂ የዲዓኤል፡ በብርእስታት ኣቦታቶም፡ ምስቲ ሰራዊት ንውግእ ኪወጹ እተዳለዉ 17,200 ሓያላት ጀጋኑ ነበሩ።

12 ሹጲምን ሑጲምን ደቂ ዒር+ እዮም፣ ሑሺም ከኣ ደቂ ኣሔር እዮም።

13 ደቂ ንፍታሌም፡+ ያሕጺኤልን ጉኒን የጸርን ሻሉምን፡—ደቂ ቢልሃ፡+—እዮም።

14 ደቂ ምናሴ+ እዚኣቶም እዮም፦ እታ ሶርያዊት ሰበይቲ ወሰኑ ዝወለደትሉ ኣስሪኤል። (ንሳ ንማኪር+ ኣቦ ጊልዓድ ወለደት። 15 ማኪር ንሑጲምን ንሹጲምን ሰበይቲ ወሰደሎም፡ ስም ሓብቱ ድማ ማዓካ እዩ።) ስም እቲ ኻልኣይ፡ ጸሎፍሓድ+ እዩ፣ ጸሎፍሓድ ግና ኣዋልድ ነበራኦ።+ 16 ማዓካ ሰበይቲ ማኪር፡ ወዲ ወለደት እሞ ጰረሽ ኢላ ሰመየቶ፣ ስም ሓዉ ኸኣ ሸረሽ እዩ፣ ደቁ ድማ ኡላምን ሬቀምን እዮም። 17 ወዲ* ኡላም ከኣ፡ በዳን እዩ። እዚኣቶም ደቂ ጊልዓድ ወዲ ማኪር ወዲ ምናሴ እዮም። 18 ሓብቱ ድማ ሓሞለኸት እያ። ንሳ ንኢሽሆድን ንኣቢ-ዔዘርን ንማሕላን ወለደት። 19 ደቂ ሸሚዳ ኸኣ፡ ኣሕያንን ሴኬምን ሊቅሒን ኣኒዓምን እዮም።

20 ደቂ ኤፍሬም፡+ ሹተላሕን+ ቤሬድ ወዱን ታሓት ወዱን ኤልዓዳ ወዱን ታሓት ወዱን 21 ዛባድ ወዱን ሹተላሕ ወዱን ኤጸርን ኤልዓድን እዮም። እቶም ኣብታ ምድሪ እተወልዱ ሰብ ጋት፡+ ንሳቶም ማሎም ኪወስዱ ስለ ዝወረዱ፡ ቀተልዎም። 22 ኣቦኦም ኤፍሬም ድማ ብዙሕ መዓልትታት ሓዘነ፣ ኣሕዋቱ ኸኣ ኬጸናንዕዎ ይመጹ ነበሩ። 23 ድሕርዚ፡ ናብ ሰበይቱ ኣተወ፣ ንሳ ድማ ጠነሰት፡ ወዲ እውን ወለደት። ንሱ ግና፡ ንሳ ኣብ ቤቱ ምስ መዓት ስለ ዝነበረት፡ በሪዓ* ኢሉ ሰመዮ። 24 ጓሉ ኸኣ ሸኤራ እያ፣ ንሳ ታሕተዋይን+ ላዕለዋይን ቤት-ሖሮንን+ ኡዜን-ሸኤራን ሰርሐት። 25 ረፋሕ ድማ ወዱ ነበረ፡ ሬሸፍ ከኣ፡ ቴላሕ ወዱ፡ ታሓን ወዱ፡ 26 ላዕዳን ወዱ፡ ዓሚሁድ ወዱ፡ ኤሊሻማዕ ወዱ፡ 27 ነዌ ወዱ፡ እያሱ*+ ወዱ።

28 ርስቶምን መንበሪኦምን ድማ ቤት-ኤልን+ ዓድታታን፡ ብምብራቕ ከኣ ናዓራን፡ ብምዕራብ ድማ ጌዘርን ዓድታታን ሴኬምን ዓድታታን ክሳብ ዓያን* ዓድታታን እየን፣ 29 ኣብ ጥቓ ደቂ ምናሴ ኸኣ፡ ቤት-ሸኣንን+ ዓድታታን ታዓናክን+ ዓድታታን መጊዶን+ ዓድታታን ዶርን+ ዓድታታን እየን። ደቂ ዮሴፍ ወዲ እስራኤል ድማ፡ ኣብዚኣተን ተቐመጡ።

30 ደቂ ኣሴር፡ ዪምናን ዪሽዋን ዪሽዊን በሪዓን+ ሓብቶም ሴራሕን እዮም።+ 31 ደቂ በሪዓ፡ ሔበርን እቲ ኣቦ ቢርዛዪት ዝዀነ ማልኪኤልን እዮም። 32 ሔበር ንያፍሌጥን ንሾሜርን ንሖታምን ንሓብቶም ሹዓን ወለደ። 33 ደቂ ያፍሌጥ፡ ጳሳክን ቢምሃልን ዓሽዋትን እዮም። እዚኣቶም ደቂ ያፍሌጥ እዮም። 34 ደቂ ሸመር፡* ኣሒን ሮህጋን ሑባን ኣራምን እዮም። 35 ደቂ ሄላም* ሓዉ፡ ጾፋሕን ይምናዕን ሼለሽን ዓማልን እዮም። 36 ደቂ ጾፋሕ፡ ሱሓን ሓርነፈርን ሹዓልን ቤሪን ዪምራን 37 ቤጸርን ሆድን ሻማን ሺልሻን ዪትራንን ብኤራን እዮም። 38 ደቂ የተር፡ የፉነን ፊስጳን ኣራን እዮም። 39 ደቂ ዑላ፡ ኣራሕን ሓኒኤልን ሪጽያን እዮም። 40 ኵሎም እዚኣቶም ደቂ ኣሴር፡ ርእስታት ማይ ቤታት፡ ሕሩያት፡ ሓያላት ጀጋኑ፡ ርእስታት ኣሕሉቕ እዮም፣ እቶም ተቘጺሮም ኣብ ወለዶ እተመዝገቡ ኸኣ፡+ ኣብ ሰራዊት ንውግእ እተዳለዉ 26,000 ሰባት እዮም።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ