ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መሳፍንቲ 8
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መሳፍንቲ—ትሕዝቶ

      • ኤፍሬማውያን ንጊዴዎን ተቛየቝዎ (1-3)

      • ንነገስታት ሚድያን ቀተሎም (4-21)

      • ጊዴዎን ንግስና ኣበየ (22-27)

      • ህይወት ጊዴዎን (28-35)

መሳፍንቲ 8:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 7:2
  • +መሳ 12:1፣ 2ዜና 25:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2000፡ ገጽ 25

መሳፍንቲ 8:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 6:11, 34
  • +መሳ 7:24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2021፡ ገጽ 16-17

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2000፡ ገጽ 25

መሳፍንቲ 8:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “መንፈሶም ካብኡ ሃድአ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 7:24, 25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2000፡ ገጽ 25

መሳፍንቲ 8:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2004፡ ገጽ 16

መሳፍንቲ 8:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 8:16

መሳፍንቲ 8:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 8:17

መሳፍንቲ 8:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 7:12

መሳፍንቲ 8:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 32:34, 35

መሳፍንቲ 8:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 8:5, 6

መሳፍንቲ 8:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 8:7

መሳፍንቲ 8:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 8:8, 9

መሳፍንቲ 8:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰብኣይ ከምቲ ዝዀኖ፡ ከምኡ እዩ ሓይሉ እሞ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 83:11

መሳፍንቲ 8:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 6:14

መሳፍንቲ 8:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 15:18፣ 1ሳሙ 10:19፣ ኢሳ 33:22፣ 43:15

መሳፍንቲ 8:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 16:11፣ 25:13፣ 28:9፣ 37:28

መሳፍንቲ 8:26

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ሓደ ሲቃል፡ 11.4 ግ. እዩ። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 8:21

መሳፍንቲ 8:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 28:6፣ መሳ 17:5
  • +መሳ 6:11
  • +መሳ 2:17
  • +መዝ 106:36

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2005፡ ገጽ 16

መሳፍንቲ 8:28

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ርእሶም ኣየልዓሉን።”

  • *

    ወይ፡ “ሰላም ረኸበት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 6:1
  • +መሳ 3:11፣ 5:31

መሳፍንቲ 8:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 6:32፣ 1ሳሙ 12:11

መሳፍንቲ 8:30

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ካብ ሰለፉ ዝወጹ 70 ኣወዳት ነበርዎ።”

መሳፍንቲ 8:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 9:1, 2፣ 2ሳሙ 11:21

መሳፍንቲ 8:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 6:11, 24

መሳፍንቲ 8:33

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 2:17, 19፣ 10:6
  • +መሳ 9:4

መሳፍንቲ 8:34

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 106:43
  • +መሳ 3:7

መሳፍንቲ 8:35

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 9:16-18

ሓፈሻዊ

መሳ. 8:1መሳ 7:2
መሳ. 8:1መሳ 12:1፣ 2ዜና 25:10
መሳ. 8:2መሳ 6:11, 34
መሳ. 8:2መሳ 7:24
መሳ. 8:3መሳ 7:24, 25
መሳ. 8:7መሳ 8:16
መሳ. 8:9መሳ 8:17
መሳ. 8:10መሳ 7:12
መሳ. 8:11ዘሁ 32:34, 35
መሳ. 8:15መሳ 8:5, 6
መሳ. 8:16መሳ 8:7
መሳ. 8:17መሳ 8:8, 9
መሳ. 8:21መዝ 83:11
መሳ. 8:22መሳ 6:14
መሳ. 8:23ዘጸ 15:18፣ 1ሳሙ 10:19፣ ኢሳ 33:22፣ 43:15
መሳ. 8:24ዘፍ 16:11፣ 25:13፣ 28:9፣ 37:28
መሳ. 8:26መሳ 8:21
መሳ. 8:27ዘጸ 28:6፣ መሳ 17:5
መሳ. 8:27መሳ 6:11
መሳ. 8:27መሳ 2:17
መሳ. 8:27መዝ 106:36
መሳ. 8:28መሳ 6:1
መሳ. 8:28መሳ 3:11፣ 5:31
መሳ. 8:29መሳ 6:32፣ 1ሳሙ 12:11
መሳ. 8:31መሳ 9:1, 2፣ 2ሳሙ 11:21
መሳ. 8:32መሳ 6:11, 24
መሳ. 8:33መሳ 2:17, 19፣ 10:6
መሳ. 8:33መሳ 9:4
መሳ. 8:34መዝ 106:43
መሳ. 8:34መሳ 3:7
መሳ. 8:35መሳ 9:16-18
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መሳፍንቲ 8:1-35

መሳፍንቲ

8 ሰብ ኤፍሬም ድማ፡ “እንታይ ኢኻ ዝገበርካና፧ ምስ ሚድያን ክትዋጋእ ክትከይድ ከለኻ ስለምንታይ ዘይጸዋዕካና፧” በልዎ።+ ኣበርቲዖም ከኣ ተቛየቝዎ።+ 2 ንሱ ግና፡ “ምስ ናታትኩም ኪነጻጸር ከሎስ፡ እንታይዶ ገይረ እየ፧ ካብ እቶት ወይኒ ኣቢ-ዔዘርሲ፡+ ቀሪም ኤፍሬምዶ ኣይበልጽን፧+ 3 ኣምላኽ ንመሳፍንቲ ሚድያን፡ ንዖሬብን ንዝኤብን፡ ኣብ ኢድኩም እዩ ሂቡኩም።+ ምስ ናታትኩም ኪነጻጸር ከሎስ፡ እንታይዶ ገይረ እየ፧” በሎም። እዚ ዘረባ እዚ ምስ ተዛረቦም፡ ሃድኡ።*

4 ጊዴዎን ድማ ናብ ዮርዳኖስ መጺኡ ተሳገሮ። ንሱን እቶም ምስኡ ዝነበሩ 300 ሰብኡትን ደኺሞም እኳ እንተ ነበሩ፡ ይሰጕጉ ነበሩ። 5 ንሰብ ሱኮት ከኣ፡ “ነቶም ነገስታት ሚድያን ዝዀኑ ዜባሕን ጻልሙናን እሰጕጕ ኣለኹ፡ እዞም ዚስዕቡኒ ዘለዉ ህዝቢ ድማ ደኺሞም እዮም እሞ፡ በጃኹም እንጌራ ሃብዎም” በሎም። 6 መሳፍንቲ ሱኮት ግና፡ “ንሰራዊትካ እንጌራ ኽንህቦምሲ፡ ኣእዳው ዜባሕን ጻልሙናን ሕጂዶ ኣብ ኢድካ ኣለዋ፧” በሉ። 7 ጊዴዎን ከኣ፡ “እምበኣር፡ የሆዋ ንዜባሕን ንጻልሙናን ኣብ ኢደይ ምስ ሃበኒ፡ ብእሾዅ በረኻን ብዳንዴርን ክዘብጠኩም እየ” በለ።+ 8 ካብኡ ናብ ጰኑኤል ደዪቡ ድማ፡ ንዓታቶም ከምኡ ኢሉ ተዛረቦም፣ ሰብ ጰኑኤል ከኣ፡ ከምቲ ናይ ሰብ ሱኮት ገይሮም መለሱሉ። 9 ንሰብ ጰኑኤል ድማ፡ “ብሰላም ምስ ተመለስኩ፡ ነዚ ግምቢ እዚ ኸፍርሶ እየ” በሎም።+

10 ዜባሕን ጻልሙናን ከኣ ምስ ኣስታት 15,000 ዚኸውን ሰራዊቶም፡ ኣብ ቃርቆር ነበሩ። ሰይፊ ዝዓጠቑ 120,000 ሰባት ወዲቖም ነበሩ እሞ፡ ካብ ብዘሎ ሰራዊት ደቂ ምብራቕ እዚኣቶም ጥራይ ተሪፎም ነበሩ።+ 11 ጊዴዎን ድማ ብመገዲ እቶም ኣብ ምብራቕ ኖባን ኣብ ዮግበሃን+ ዝነበሩ ተቐማጦ ድንኳን ደዪቡ፡ ነቲ ዘይተዳለወ ሰፈር ኣጥቅዖ። 12 ዜባሕን ጻልሙናን ምስ ሃደሙ፡ ንሱ ስዒቡ ነቶም ክልተ ነገስታት ሚድያን ዝዀኑ ዜባሕን ጻልሙናን ሓዞም፡ ንብዘሎ እቲ ሰፈር እውን ኣሸበሮ።

13 ጊዴዎን ወዲ ዮኣስ ከኣ በቲ ናብ ሔረስ ዜደይብ መተሓላለፊ ኻብ ውግእ ተመልሰ። 14 ኣብ መገዱ፡ ካብ ሱኮት ንሓደ ጐበዝ ሒዙ መርመሮ። እቲ ጐበዝ ከኣ ስማት መሳፍንትን ዓበይትን ሱኮት፡ 77 ሰብኡት ጸሓፈሉ። 15 ሽዑ፡ ናብ ሰብ ሱኮት ከይዱ፡ “እቶም ብዛዕባኦም፡ ‘ንዝደኸሙ ሰብካ እንጌራ ኽንህቦምሲ፡ ኣእዳው ዜባሕን ጻልሙናን ሕጂዶ ኣብ ኢድካ ኣለዋ፧’ ኢልኩም ዘባጨኹምለይ ዜባሕን ጻልሙናን እነዉ” በሎም።+ 16 ንዓበይቲ እታ ኸተማ ወሲዱ ኸኣ፡ ንሰብ ሱኮት ብእሾዅ በረኻን ብዳንዴርን ቀጽዖም።+ 17 ንግምቢ ጰኑኤል እውን ኣፍረሶ፣+ ንሰብ እታ ኸተማ ድማ ቀተሎም።

18 ንዜባሕን ንጻልሙናን ከኣ፡ “እቶም ኣብ ታቦር ዝቐተልኩምዎም ሰባት ከመይ ዝበሉ ነይሮም፧” ኢሉ ሓተቶም። ንሳቶም ድማ፡ “ከማኻ እዮም ነይሮም፣ ነፍሲ ወከፍ ወዲ ንጉስ ይመስል ነይሩ” በልዎ። 19 ንሱ ኸኣ፡ “ኣሕዋተይ፡ ደቂ ኣደይ እዮም ነይሮም። ከምቲ የሆዋ ህያው ዝዀነ፡ ብህይወት እንተ ትሓድግዎምሲ፡ ኣይምቐተልኩኹምን ነይረ” በለ። 20 ንየተር በዅሪ ወዱ ድማ፡ “ተንስእ፡ ቅተሎም” በሎ። እቲ ጐበዝ ግና፡ ገና ንእሽቶ ስለ ዝነበረ፡ ፈሪሁ ሰይፉ ኣይመልሐን። 21 ዜባሕን ጻልሙናን ከኣ፡ “ሰብኣይ ብሓይሉ እዩ ዚፍረድ እሞ፡* ንስኻ ባዕልኻ ተንሲእካ ቕተለና” በሉ። ጊዴዎን ድማ ተንሲኡ ንዜባሕን ንጻልሙናን ቀተሎም፣+ ነቲ ኣብ ክሳውዲ ኣግማሎም ዝነበረ ወርሒ ዝቕርጹ ስልማት ከኣ ወሰዶ።

22 ሰብ እስራኤል ድማ ንጊዴዎን፡ “ካብ ኢድ ሚድያን ኣድሒንካና ኢኻ እሞ፡+ ንስኻን ወድኻን ወዲ ወድኻን ግዝኡና” በልዎ። 23 ጊዴዎን ግና፡ “ኣነ ኣይገዝኣኩም፡ ወደይ እውን ኣይገዝኣኩም። የሆዋ ደኣ እዩ ዚገዝኣኩም” በሎም።+ 24 ጊዴዎን ከኣ፡ “ካባኻትኩም ግዳ ሓደ ልማኖ ኽልምን፦ ነፍሲ ወከፍኩም ከካብቲ ዝማረኾ ቐለቤት ኣፍንጫ ሃቡኒ” በሎም። (ንሳቶምሲ እስማኤላውያን ስለ ዝነበሩ፡ ናይ ኣፍንጫ ቐላብቲ ወርቂ ነበሮም።)+ 25 ንሳቶም ድማ፡ “ተሓጒስና ንህበካ” ኢሎም መለሱ። ክዳን ከኣ ዘርግሑ፡ ነፍሲ ወከፍ ድማ ከካብቲ ዝማረኾ ቐለቤት ኣፍንጫ ናብኡ ደርበየ። 26 ብዘይካ እቲ እቶም ነገስታት ሚድያን ዚገብርዎ ዝነበሩ ወርሒ ዝቕርጹ ስልማትን ኵትሻን ጁዅ ዝሕብሩ ኽዳውንቲ ጸምርን ኣብ ክሳውዲ ኣግማሎም ዝነበረ ስልማትን፡+ እቲ ዝለመኖ ናይ ኣፍንጫ ቐላብቲ ወርቂ፡ 1,700 ሲቃል* ወርቂ ዀነ።

27 ጊዴዎን ከኣ ንዕኡ ኤፎድ ገይሩ፡+ ኣብ ከተማኡ ኣብ ዖፍራ ኣንበሮ።+ ኣብኡ ድማ፡ ኵሉ እስራኤል ምስኡ ብመንፈሳዊ መዳይ መንዘረ፣+ እዚ ኸኣ ንጊዴዎንን ንቤተ ሰቡን መፈንጠራ ዀነ።+

28 ሚድያን+ ድማ ኣብ ቅድሚ እስራኤላውያን ተምበርከኹ፣ መሊሶም ከኣ ኣይበድህዎምን።* እታ ምድሪ ድማ፡ ብዘመን ጊዴዎን 40 ዓመት ዓረፈት።*+

29 የሩብበዓል+ ወዲ ዮኣስ ከኣ ናብ ቤቱ ተመሊሱ ተቐመጠ።

30 ጊዴዎን ድማ ብዙሓት ኣንስቲ ስለ ዝነበራኦ፡ 70 ኣወዳት ወለደ።* 31 እታ ኣብ ሴኬም ዝነበረት ሰበይቲ ወሰኑ ኸኣ ወዲ ወለደትሉ፡ ኣቢሜሌክ ኢሉ ድማ ሰመዮ።+ 32 ጊዴዎን ወዲ ዮኣስ ከኣ ብጽቡቕ እርጋን ሞተ፡ ኣብታ ኣብ ናይ ኣቢ-ዔዘራውያን ዖፍራ ዘላ መቓብር ኣቦኡ ዮኣስ ድማ ተቐብረ።+

33 ጊዴዎን ምስ ሞተ፡ እስራኤላውያን መሊሶም ምስ በዓላት ብመንፈሳዊ መዳይ መንዘሩ፣+ ንበዓል-በሪት ከኣ ኣምላኾም ገበርዎ።+ 34 እስራኤላውያን ድማ ነቲ ኻብ ኢድ እቶም ኣብ ዙርያኦም ዝነበሩ ዅሎም ጸላእቶም ዘናገፎም+ የሆዋ ኣምላኾም ኣይዘከርዎን።+ 35 ንቤተ ሰብ የሩብበዓል፡ ማለት ጊዴዎን፡ እውን፡ ኣብ ክንዲ እቲ ዅሉ ንእስራኤል ዝገበረሉ ጽቡቕ፡ ብተኣማንነት ኣየፍቀርዎምን።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ