ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ሳሙኤል 16
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ሳሙኤል—ትሕዝቶ

      • ሳሙኤል ንዳዊት፡ ዚቕጽል ንጉስ ኪኸውን ቀብኦ (1-13)

        • “የሆዋ ግና ልቢ እዩ ዚርኢ” (7)

      • መንፈስ ኣምላኽ ካብ ሳኦል ረሓቐ (14-17)

      • ዳዊት ናይ ሳኦል ወቓዕ መሰንቆ ዀነ (18-23)

1 ሳሙኤል 16:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 15:23, 26
  • +1ሳሙ 15:35
  • +1ነገ 1:39
  • +ሩት 4:17፣ 1ዜና 2:12
  • +ዘፍ 49:10፣ 1ሳሙ 13:14፣ መዝ 78:70፣ ግብ 13:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2010፡ ገጽ 23

1 ሳሙኤል 16:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 22:17

1 ሳሙኤል 16:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 89:20

1 ሳሙኤል 16:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሩት 4:11፣ 1ሳሙ 20:6

1 ሳሙኤል 16:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:28፣ 1ዜና 2:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2010፡ ገጽ 23

1 ሳሙኤል 16:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 10:21, 23
  • +1ነገ 8:39፣ 1ዜና 28:9፣ መዝ 7:9፣ ምሳ 24:12፣ ኤር 17:10፣ ግብ 1:24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2010፡ ገጽ 23

    15/11/2004፡ ገጽ 20

    15/3/2003፡ ገጽ 15

    15/6/1999፡ ገጽ 22

1 ሳሙኤል 16:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:13፣ 1ዜና 2:13

1 ሳሙኤል 16:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 13:3

1 ሳሙኤል 16:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2005፡ ገጽ 9

    15/9/2002፡ ገጽ 30-31

1 ሳሙኤል 16:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:14
  • +2ሳሙ 7:8፣ መዝ 78:70

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2011፡ ገጽ 28-29

    1/10/2005፡ ገጽ 9

    15/9/2002፡ ገጽ 30-31

1 ሳሙኤል 16:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:42
  • +1ሳሙ 13:14፣ መዝ 89:20፣ ግብ 13:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 5 2016፡ ገጽ 9

1 ሳሙኤል 16:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 16:1፣ 1ነገ 1:39
  • +ዘሁ 11:17፣ መሳ 3:9, 10፣ 1ሳሙ 10:6፣ 2ሳሙ 23:2
  • +1ሳሙ 1:1, 19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 5 2016፡ ገጽ 9

1 ሳሙኤል 16:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 18:12፣ 28:15
  • +1ሳሙ 18:10፣ 19:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 3/2022፡ ገጽ 4

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2005፡ ገጽ 23

1 ሳሙኤል 16:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኽራር።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 22:29

1 ሳሙኤል 16:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:32, 36, 45, 46
  • +1ሳሙ 16:12
  • +1ሳሙ 18:12

1 ሳሙኤል 16:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:15

1 ሳሙኤል 16:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 22:29

1 ሳሙኤል 16:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 16:14፣ 18:10፣ 19:9

ሓፈሻዊ

1 ሳሙ. 16:11ሳሙ 15:23, 26
1 ሳሙ. 16:11ሳሙ 15:35
1 ሳሙ. 16:11ነገ 1:39
1 ሳሙ. 16:1ሩት 4:17፣ 1ዜና 2:12
1 ሳሙ. 16:1ዘፍ 49:10፣ 1ሳሙ 13:14፣ መዝ 78:70፣ ግብ 13:22
1 ሳሙ. 16:21ሳሙ 22:17
1 ሳሙ. 16:3መዝ 89:20
1 ሳሙ. 16:4ሩት 4:11፣ 1ሳሙ 20:6
1 ሳሙ. 16:61ሳሙ 17:28፣ 1ዜና 2:13
1 ሳሙ. 16:71ሳሙ 10:21, 23
1 ሳሙ. 16:71ነገ 8:39፣ 1ዜና 28:9፣ መዝ 7:9፣ ምሳ 24:12፣ ኤር 17:10፣ ግብ 1:24
1 ሳሙ. 16:81ሳሙ 17:13፣ 1ዜና 2:13
1 ሳሙ. 16:92ሳሙ 13:3
1 ሳሙ. 16:111ሳሙ 17:14
1 ሳሙ. 16:112ሳሙ 7:8፣ መዝ 78:70
1 ሳሙ. 16:121ሳሙ 17:42
1 ሳሙ. 16:121ሳሙ 13:14፣ መዝ 89:20፣ ግብ 13:22
1 ሳሙ. 16:131ሳሙ 16:1፣ 1ነገ 1:39
1 ሳሙ. 16:13ዘሁ 11:17፣ መሳ 3:9, 10፣ 1ሳሙ 10:6፣ 2ሳሙ 23:2
1 ሳሙ. 16:131ሳሙ 1:1, 19
1 ሳሙ. 16:141ሳሙ 18:12፣ 28:15
1 ሳሙ. 16:141ሳሙ 18:10፣ 19:9
1 ሳሙ. 16:16ምሳ 22:29
1 ሳሙ. 16:181ሳሙ 17:32, 36, 45, 46
1 ሳሙ. 16:181ሳሙ 16:12
1 ሳሙ. 16:181ሳሙ 18:12
1 ሳሙ. 16:191ሳሙ 17:15
1 ሳሙ. 16:21ምሳ 22:29
1 ሳሙ. 16:231ሳሙ 16:14፣ 18:10፣ 19:9
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ሳሙኤል 16:1-23

1 ሳሙኤል

16 የሆዋ ድማ ንሳሙኤል፡ “ኣነ ንዕኡ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ከይነግስ ንዒቐዮ ኸለኹስ፡+ ንስኻ ኽሳዕ መዓስ ኢኻ ንሳኦል እትሓዝነሉ፧+ ቀርንኻ ዘይቲ መሊእካ ኺድ።+ ካብ መንጎ ደቂ እሴይ+ ብዓል ቤት-ልሄም ንጉስ ዚዀነኒ ሓርየ ስለ ዘለኹ፡+ ናብኡ ኽልእከካ” በሎ። 2 ሳሙኤል ግና፡ “ከመይ ገይረ ክኸይድ፧ ሳኦል ብዛዕባ እዚ እንተ ሰሚዑ፡ ኪቐትለኒ እዩ” በሎ።+ የሆዋ ኸኣ፡ “ኣርሒ ተማላእ እሞ፡ ‘ንየሆዋ ኽስውእ መጺአ’ በል። 3 ንእሴይ ድማ ናብቲ መስዋእቲ ጸውዓዮ፣ እቲ እትገብሮ ኸኣ ኣነ ኽነግረካ እየ። ነቲ ዝብለካ ድማ ቅብኣለይ” ኢሉ መለሰሉ።+

4 ሳሙኤል ከኣ እቲ የሆዋ ዝበሎ ገበረ። ናብ ቤት-ልሄም ምስ መጸ፡+ ዓበይቲ እታ ኸተማ ራዕራዕ እናበሉ ተቐበልዎ፡ “ብሰላም ዲኻ መጺእካ፧” እውን በልዎ። 5 ንሱ ድማ፡ “ብሰላም እየ። ንየሆዋ ኽስውእ እየ መጺአ። ተቐደሱ፡ ናብቲ መስዋእቲ እውን ምሳይ ምጹ” በለ። ሽዑ፡ ንእሴይን ንደቁን ቀደሶም፡ ናብቲ መስዋእቲ እውን ጸውዖም። 6 ምስ መጹ፡ ንኤልያብ ረኣዮ እሞ፡+ “ብርግጽ እቲ ቕቡእ የሆዋ ኣብ ቅድሚኡ እንሀ” በለ። 7 የሆዋ ግና ንሳሙኤል፡ “ኣነ ንዒቐዮ እየ እሞ፡ ኣብ ትርኢቱን ኣብ ምንዋሕ ቍመቱን ኣይትጠምት።+ ሰብ ነቲ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቱ ዘሎ እዩ ዚርኢ፡ የሆዋ ግና ልቢ እዩ ዚርኢ እሞ፡+ ኣምላኽሲ ኸምቲ ሰብ ዚርእዮ ኣይኰነን ዚርኢ” በሎ። 8 ሽዑ፡ እሴይ ንኣቢናዳብ ጸዊዑ፡+ ብቕድሚ ሳሙኤል ኣሕለፎ፣ ንሱ ግና፡ “ነዚ እውን የሆዋ ኣይሓረዮን” በለ። 9 እሴይ ከኣ ንሻማ ኣቕረቦ፣+ ንሱ ግና፡ “ነዚ እውን የሆዋ ኣይሓረዮን” በለ። 10 እሴይ ድማ ንሸውዓተ ደቁ ብቕድሚ ሳሙኤል ኣሕለፎም፣ ሳሙኤል ግና ንእሴይ፡ “የሆዋ ነዚኣቶም ኣይሓረዮምን” በሎ።

11 ሳሙኤል ከኣ ንእሴይ፡ “እዚኣቶም ድዮም ኵሎም ደቅኻ፧” በሎ። ንሱ ድማ፡ “ገና እቲ ሕሳስ ልደ ተሪፉ ኣሎ፣+ ንሱ ኣባጊዕ ይጓሲ ኣሎ” በሎ።+ ሳሙኤል ከኣ ንእሴይ፡ “ንሱ ኽሳዕ ዚመጽእ ኣብ መኣዲ ኾፍ ኣይንብልን ኢና እሞ፡ ልኢኽካ ኣምጽኣዮ” በሎ። 12 ንሱ ድማ ልኢኹ ኣምጽኦ። ንሱ ኸኣ ቀይሕን ጽቡቕ ዝኣዒንቱን ጽቡቕ ዝትርኢቱን ነበረ።+ የሆዋ ድማ፡ “ንሱ እዩ እሞ፡ ተንሲእካ ቕብኣዮ” በለ።+ 13 ሽዑ፡ ሳሙኤል ነቲ ቐርኒ ዘይቲ+ ወሲዱ ኣብ ቅድሚ ኣሕዋቱ ቐብኦ። ካብታ መዓልቲ እቲኣ ንደሓር ድማ፡ መንፈስ የሆዋ ንዳዊት ኣኽእሎ ሃቦ።+ ሳሙኤል ከኣ ተንሲኡ ናብ ራማ ኸደ።+

14 መንፈስ የሆዋ ድማ ካብ ሳኦል ረሓቐ፣+ ካብ የሆዋ ድማ ክፉእ መንፈስ ኣሸበሮ።+ 15 እቶም ገላዉ ሳኦል ከኣ፡ “እንሆ፡ ካብ ኣምላኽ ክፉእ መንፈስ የሸብረካ ኣሎ። 16 ጐይታና ድማ በጃኻ ንገላዉኻ፡ ክኢላ ወቓዕ መሰንቆ* ዝዀነ ሰብ ክንደሊ ኣዝዝ።+ ካብ ኣምላኽ ክፉእ መንፈስ ኪመጸካ ኸሎ፡ ንሱ ኺወቅዕ እሞ፡ ኪሕሸካ እዩ” በልዎ። 17 ሳኦል ከኣ ንገላዉኡ፡ “ጽቡቕ ዚወቅዕ ሰብ በጃኹም ርኸቡለይ እሞ ኣምጽኡለይ” በሎም።

18 ሽዑ፡ ሓደ ኻብቶም ገላዉ፡ “እንሆ፡ ወዲ እሴይ ብዓል ቤት-ልሄም ክኢላ ወቓዒ ምዃኑ ርእየ ኣለኹ፣ ንሱ ተባዕ ጅግና እዩ።+ ጽቡቕ ገይሩ ኺዛረብ ዚኽእልን መልክዐኛን እዩ፡+ የሆዋ ኸኣ ምስኡ እዩ” በለ።+ 19 ሳኦል ከኣ ንእሴይ፡ “ነቲ ምስ መጓሰ ዘሎ ወድኻ ዳዊት ስደደለይ” ኢሉ ልኡኻት ሰደደሉ።+ 20 እሴይ ድማ እንጌራን ሓርቢ ወይንን እተጻዕነት ኣድግን ሓደ ማሕስእን ወሲዱ፡ ምስ ዳዊት ወዱ ገይሩ ናብ ሳኦል ሰደዶ። 21 ዳዊት ከኣ ናብ ሳኦል መጸ፡ የገልግሎ ድማ ነበረ።+ ሳኦል ድማ ኣዝዩ ፈተዎ፡ ተሰካም ኣጽዋሩ እውን ኰነ። 22 ሳኦል ንእሴይ፡ “ዳዊት ኣብ ኣዒንተይ ሞገስ ረኺቡ ኣሎ እሞ፡ በጃኻ የገልግለኒ” ኢሉ ለኣኸሉ። 23 ንሳኦል ካብ ኣምላኽ ክፉእ መንፈስ ምስ ዚመጾ፡ ዳዊት መሰንቆ ወሲዱ ይወቅዕ ነበረ፣ ሳኦል ድማ እፎይታ ይረክብን ይሕሾን ነበረ፣ እቲ ኽፉእ መንፈስ እውን ካብኡ የልግስ ነበረ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ