ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ጢሞቴዎስ 6
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ጢሞቴዎስ—ትሕዝቶ

      • ባሮት ንጐይተቶም የኽብርዎም (1, 2)

      • ናይ ሓሶት መምህራንን ፍቕሪ ገንዘብን(3-10)

      • ንናይ ኣምላኽ ሰብ እተዋህበ መምርሒታት (11-16)

      • ብሰናይ ግብሪ ሃብትሙ (17-19)

      • ነቲ ሕድሪ እተዋህበካ ሓልዎ (20, 21)

1 ጢሞቴዎስ 6:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 2:13, 14
  • +ሮሜ 13:7፣ ኤፌ 6:5፣ ቈሎ 3:22

1 ጢሞቴዎስ 6:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2008፡ ገጽ 31

1 ጢሞቴዎስ 6:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጠቓሚ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ጢሞ 1:13
  • +ቲቶ 1:1, 2

1 ጢሞቴዎስ 6:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጸርፊ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 8:2
  • +2ጢሞ 2:14፣ ቲቶ 1:10፣ 3:9

1 ጢሞቴዎስ 6:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 11:3፣ 2ጢሞ 3:8፣ ይሁ 10
  • +1ጴጥ 5:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2002፡ ገጽ 12

1 ጢሞቴዎስ 6:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ይኣኽለኒ ምባልሲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጢሞ 4:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 37

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2014፡ ገጽ 15

    15/11/2011፡ ገጽ 19-20

    1/6/2003፡ ገጽ 9

    15/8/1995፡ ገጽ 21-22

1 ጢሞቴዎስ 6:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 1:21፣ መዝ 49:16, 17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 37

1 ጢሞቴዎስ 6:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቀለብን።”

  • *

    ወይ፡ “መጽለልን” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 30:8, 9፣ እብ 13:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2022፡ ገጽ 5

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 37

    ንቕሑ!፡

    7/2015፡ ገጽ 13

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2003፡ ገጽ 5-6

    1/6/2003፡ ገጽ 9

    15/6/2001፡ ገጽ 6-7

    15/1/1998፡ ገጽ 17

    ንኣምላኽ ኣምልኽ፡ ገጽ 103-104

    ሓጐስ ስድራ ቤት፡ ገጽ 40

1 ጢሞቴዎስ 6:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 13:22
  • +ምሳ 28:20, 22፣ ያእ 5:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2019፡ ገጽ 18

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2011፡ ገጽ 22-23

    15/5/1998፡ ገጽ 5-6

    15/1/1998፡ ገጽ 17

    15/7/1997፡ ገጽ 13

    ንኣምላኽ ኣምልኽ፡ ገጽ 103-104

1 ጢሞቴዎስ 6:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጕድኣት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 6:24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 166

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 37

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2019፡ ገጽ 18

    ንቕሑ!፡

    3/2014፡ ገጽ 8

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2010፡ ገጽ 4

    1/3/2002፡ ገጽ 17

    15/6/2001፡ ገጽ 5-6

    15/5/1998፡ ገጽ 5-6

    1/4/1994፡ ገጽ 19-20

    ንኣምላኽ ኣምልኽ፡ ገጽ 103-104

1 ጢሞቴዎስ 6:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 15:1፣ ማቴ 5:5፣ ገላ 5:22, 23፣ ቈሎ 3:12፣ 1ጴጥ 3:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2008፡ ገጽ 10፡ 12-15

    1/4/2003፡ ገጽ 20

    15/6/2001፡ ገጽ 7-8

1 ጢሞቴዎስ 6:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2004፡ ገጽ 26-27

1 ጢሞቴዎስ 6:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 27:11፣ ዮሃ 18:33, 36፣ 19:10, 11

1 ጢሞቴዎስ 6:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ተሰ 2:8፣ 2ጢሞ 4:1, 8

1 ጢሞቴዎስ 6:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ራእ 17:14፣ 19:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2008፡ ገጽ 31

    1/9/2005፡ ገጽ 27

1 ጢሞቴዎስ 6:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 7:15, 16
  • +ዮሃ 14:19፣ 1ጴጥ 3:18
  • +ግብ 9:3፣ ራእ 1:13, 16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2008፡ ገጽ 31

    1/9/2005፡ ገጽ 27

1 ጢሞቴዎስ 6:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መዋእል።” ኣብ ማህደረ ቓላት፡ ኣብ “ስርዓት” ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መክ 5:19፣ ማቴ 6:33፣ ያእ 1:17
  • +ማቴ 13:22፣ ማር 10:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2013፡ ገጽ 14

    1/8/2007፡ ገጽ 25

    1/2/2004፡ ገጽ 30

    15/6/2001፡ ገጽ 8

1 ጢሞቴዎስ 6:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 12:13፣ 2ቈረ 8:14፣ ያእ 1:27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2021፡ ገጽ 30

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 37

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2013፡ ገጽ 14

    15/6/2001፡ ገጽ 8

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    6/2000፡ ገጽ 1

1 ጢሞቴዎስ 6:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 16:9
  • +ማቴ 6:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ይምህረና፡ ገጽ 203-204

    መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር፡ ገጽ 192-193

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2007፡ ገጽ 17-18

    15/6/2001፡ ገጽ 8

    15/8/1999፡ ገጽ 4-7

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    9/2003፡ ገጽ 4

1 ጢሞቴዎስ 6:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 2:13፣ 3:19፣ ቈሎ 2:8
  • +2ጢሞ 1:13, 14፣ 3:14፣ 4:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2020፡ ገጽ 26-30

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2000፡ ገጽ 30

    1/5/2000፡ ገጽ 11

    1/12/1994፡ ገጽ 28

    1/4/1994፡ ገጽ 7

ሓፈሻዊ

1 ጢሞ. 6:11ጴጥ 2:13, 14
1 ጢሞ. 6:1ሮሜ 13:7፣ ኤፌ 6:5፣ ቈሎ 3:22
1 ጢሞ. 6:32ጢሞ 1:13
1 ጢሞ. 6:3ቲቶ 1:1, 2
1 ጢሞ. 6:41ቈረ 8:2
1 ጢሞ. 6:42ጢሞ 2:14፣ ቲቶ 1:10፣ 3:9
1 ጢሞ. 6:52ቈረ 11:3፣ 2ጢሞ 3:8፣ ይሁ 10
1 ጢሞ. 6:51ጴጥ 5:2
1 ጢሞ. 6:61ጢሞ 4:8
1 ጢሞ. 6:7እዮ 1:21፣ መዝ 49:16, 17
1 ጢሞ. 6:8ምሳ 30:8, 9፣ እብ 13:5
1 ጢሞ. 6:9ማቴ 13:22
1 ጢሞ. 6:9ምሳ 28:20, 22፣ ያእ 5:1
1 ጢሞ. 6:10ማቴ 6:24
1 ጢሞ. 6:11ምሳ 15:1፣ ማቴ 5:5፣ ገላ 5:22, 23፣ ቈሎ 3:12፣ 1ጴጥ 3:15
1 ጢሞ. 6:13ማቴ 27:11፣ ዮሃ 18:33, 36፣ 19:10, 11
1 ጢሞ. 6:142ተሰ 2:8፣ 2ጢሞ 4:1, 8
1 ጢሞ. 6:15ራእ 17:14፣ 19:16
1 ጢሞ. 6:16እብ 7:15, 16
1 ጢሞ. 6:16ዮሃ 14:19፣ 1ጴጥ 3:18
1 ጢሞ. 6:16ግብ 9:3፣ ራእ 1:13, 16
1 ጢሞ. 6:17መክ 5:19፣ ማቴ 6:33፣ ያእ 1:17
1 ጢሞ. 6:17ማቴ 13:22፣ ማር 10:23
1 ጢሞ. 6:18ሮሜ 12:13፣ 2ቈረ 8:14፣ ያእ 1:27
1 ጢሞ. 6:19ሉቃ 16:9
1 ጢሞ. 6:19ማቴ 6:20
1 ጢሞ. 6:201ቈረ 2:13፣ 3:19፣ ቈሎ 2:8
1 ጢሞ. 6:202ጢሞ 1:13, 14፣ 3:14፣ 4:5
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ጢሞቴዎስ 6:1-21

1 ጢሞቴዎስ

6 እቶም ኣብ ትሕቲ ኣርዑት ባርነት ዘለዉ፡ ስም ኣምላኽን እቲ ትምህርትን ምእንቲ ኸይጽረፍሲ፡+ ነቶም ዋናታቶም ምሉእ ክብሪ ኸም ዚግብኦም ገይሮም ይቝጸርዎም።+ 2 እቶም ዚኣምኑ ዋናታት ዘለውዎም፡ ኣሕዋቶም ስለ ዝዀኑ፡ ኣይንዓቕዎም። እኳ ደኣስ፡ እቶም በቲ ጽቡቕ ኣገልግሎቶም ዚጥቀሙ ኣመንትን ፍቑራትን ስለ ዝዀኑ፡ ብዝበለጸ ይገዝእዎም።

እዚ ነገር እዚ ምሃርን ምዓድን። 3 ሓደ እኳ ኻልእ ትምህርቲ እንተ ምሂሩ፡ ምስቲ ኻብ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ዝዀነ ጥዑይ* ትእዛዝን+ ምስቲ ንኣምላኽ ምስ ዘሎካ ተወፋይነት ዚሰማማዕ ትምህርትን ከኣ እንተ ዘይተሰማሚዑ፡+ 4 ንሱ ብትዕቢት እተነፍሐ ሓንቲ እኳ ዘይርዳእ እዩ።+ ብኽትዕን ብዛዕባ ቓላት ብምክርኻርን እውን ዝሓመመ እዩ።+ ካብዚ እዩ ቕንኢ፡ ባእሲ፡ ሕሜት፡* ክፉእ ጥርጣረ፡ 5 እቶም ኣእምሮኦም እተበላሸወን+ ሓቂ ዝሓረሞምን ዚብልዎ መኘኽኘኽ ዚመጽእ። እዚኣቶም፡ ንኣምላኽ ዘሎካ ተወፋይነት መርብሒ ኸም ዝዀነ እዩ ዚመስሎም።+ 6 ንኣምላኽ ዘሎካ ተወፋይነት ምስ ዕግበትሲ* ብርግጽ ዓብዪ ረብሓ ኣለዎ።+ 7 ከመይሲ፡ ናብ ዓለም ሓንቲ እኳ ኣየምጻእናን፡ ሓንቲ እውን ክንወስድ ኣይንኽእልን ኢና።+ 8 ምግብን* ክዳንን* እንተ ኣሎናስ፡ በዚ ዕጉባት ንኸውን ኢና።+

9 እቶም ኪህብትሙ ዝቘረጹ ግና ኣብ ፈተናን መፈንጠራን፡+ ንሰብ ናብ ጥፍኣትን ዕንወትን ኣብ ዜስጥም ብዙሕ ናይ ዕሽነትን ጕድኣትን ትምኒት እውን እዮም ዚወድቁ።+ 10 ከመይሲ፡ ፍቕሪ ገንዘብ፡ ሱር ኵሉ ዓይነት ክፍኣት* እዩ፣ ገሊኦም ነዚ ፍቕሪ እዚ እናተመጣጠሩ ኻብ እምነት ዘምቢሎም፡ ንርእሶም እውን ብብዙሕ ስቓይ ወጋጊኦም እዮም።+

11 ኣታ ናይ ኣምላኽ ሰብ፡ ንስኻ ግና ካብዚ ህደም። ግናኸ፡ ጽድቂ፡ ንኣምላኽ ዘሎካ ተወፋይነት፡ እምነት፡ ፍቕሪ፡ ተጻዋርነት፡ ልእመት+ ስዓብ። 12 ጽቡቕ ገድሊ እምነት ተጋደል፣ ነታ እተጸዋዕካላን ኣብ ቅድሚ ብዙሓት መሰኻኽር ብጽቡቕ እተኣመንካላን ናይ ዘለኣለም ህይወት ኣጽኒዕካ ሓዛ።

13 ኣብ ቅድሚ እቲ ንዅሉ ብህይወት ዜንብር ኣምላኽን ኣብ ቅድሚ እቲ ኣብ ጶንጥዮስ ጲላጦስ ከም ምስክር ብጽቡቕ እተኣመነ ክርስቶስ የሱስን+ እዚ እእዝዘካ ኣለኹ፦ 14 ክሳዕ ግህደት ጐይታና የሱስ ክርስቶስ+ ነቲ ትእዛዝ ብዘይ ርስሓትን ብዘይ ወቐሳን ሓልዎ። 15 ነዚ ኸኣ እቲ ሕጉስን በይኑ ስልጣን ዘለዎን ኣብቲ ምዱብ ግዜያት ኪገልጾ እዩ። ንሱ ንጉስ ነገስታትን ጐይታ ጐይተትን፡+ 16 በይኑ ዘይመውት፡+ ሓደ ሰብ እኳ ዘይረኣዮ ወይ ኪርእዮ ዘይክእል+ ኣብ ዘይቅረብ ብርሃን ዚነብር እዩ።+ ንዕኡ ኽብርን ናይ ዘለኣለም ሓይልን ይኹን። ኣሜን።

17 ነቶም ኣብዚ ስርዓት* እዚ ዘለዉ ሃብታማት ከይዕበዩ፡ በቲ ኽንሕጐስ ኢሉ ዅሉ ኣብዚሑ ዚህበና ኣምላኽ እምበር፡+ በቲ ዘየተኣማምን ሃብቲ ተስፋ ኸይገብሩ ኣዝዞም።+ 18 ሰናይ ኪገብሩ፡ ብሰናይ ግብሪ ኺህብትሙ፡ ለጋሳትን መማቐልትን ኪዀኑ፡+ 19 በዚ ኸምዚ ኸኣ ነታ ናይ ሓቂ ህይወት ኣጽኒዖም ምእንቲ ኺሕዝዋስ፡+ ንመጻኢ ጽቡቕ መሰረት ንርእሶም ኪእክቡ ኣዝዞም።+

20 ኦ ጢሞቴዎስ፡ ካብ ዜርክስ ሃተውተውን ካብቲ ብሓሶት “ፍልጠት” ዚብሃል ግርጭታትን ተኣሊኻ፡+ ነቲ እተዋህበካ ሕድሪ ሓልዎ።+ 21 ገሊኦም እዚ ፍልጠት እዚ ኺርኣየሎም ኢሎም፡ ካብ እምነት ዘምቢሎም ኣለዉ።

ጸጋ ምሳኻትኩም ይኹን።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ