ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 125
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • የሆዋ ንህዝቡ የዕቍቦ

        • “ከምቲ ኣኽራን ንየሩሳሌም ዚኸብባ” (2)

        • “ሰላም ኣብ እስራኤል ይኹን” (5)

መዝሙር 125:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዚውከሉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 17:7
  • +1ነገ 8:12, 13፣ መዝ 48:2፣ 132:13, 14

መዝሙር 125:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 11:7፣ ግብ 1:12
  • +መዝ 34:7፣ ኢሳ 31:5፣ ዘካ 2:4, 5

መዝሙር 125:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣእዳዎም ናብ ዓመጻ ኸየብሉስ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መክ 7:7
  • +ኢሳ 14:5

መዝሙር 125:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 36:10፣ 73:1
  • +መዝ 51:18

መዝሙር 125:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 10:13፣ መዝ 53:5፣ ኢሳ 59:8

ሓፈሻዊ

መዝ. 125:1ኤር 17:7
መዝ. 125:11ነገ 8:12, 13፣ መዝ 48:2፣ 132:13, 14
መዝ. 125:21ነገ 11:7፣ ግብ 1:12
መዝ. 125:2መዝ 34:7፣ ኢሳ 31:5፣ ዘካ 2:4, 5
መዝ. 125:3መክ 7:7
መዝ. 125:3ኢሳ 14:5
መዝ. 125:4መዝ 36:10፣ 73:1
መዝ. 125:4መዝ 51:18
መዝ. 125:51ዜና 10:13፣ መዝ 53:5፣ ኢሳ 59:8
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 125:1-5

መዝሙር

መዝሙር ምድያብ።

125 እቶም ብየሆዋ ዚእመኑ፡*+

ከምታ ዘይትናወጽ፡

ግናኸ ንዘለኣለም እትነብር ከረን ጽዮን እዮም።+

 2 ከምቲ ኣኽራን ንየሩሳሌም ዚኸብባ፡+

ካብ ሕጂ ንዘለኣለም፡

የሆዋ ንህዝቡ ይኸብቦ።+

 3 ጻድቃን፡ ዓመጻ ናብ ምግባር ከይዝምብሉስ፡*+

ዘንጊ እከይ ኣብታ ንጻድቃን እተመደበት ምድሪ ኣይነብርን እዩ።+

 4 ኦ የሆዋ፡ ንሕያዎትን ቅኑዕ ንዝልቦምን+

ጽቡቕ ግበረሎም።+

 5 ነቶም ናብ ጠዋይ መገድታቶም ዜልግሱ ግና፡

የሆዋ ምስቶም ገበርቲ ኽፉእ ብሓባር ኬርሕቖም እዩ።+

ሰላም ኣብ እስራኤል ይኹን።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ