ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 9
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • ምድሪ ገሊላ ዓብዪ ብርሃን ረኣየ (1-7)

        • ልደት እቲ “መስፍን ሰላም” (6, 7)

      • ኢድ ኣምላኽ ኣንጻር እስራኤል ኰነት (8-21)

ኢሳይያስ 9:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 15:29

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 146

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    12/2016፡ ገጽ 4

    የሱስ—መገዲ፡ ገጽ 59፡ 161

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2011፡ ገጽ 10-11

ኢሳይያስ 9:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 4:13-16፣ ሉቃ 1:78, 79፣ 2:30-32፣ ዮሃ 1:9፣ 8:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 146

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    12/2016፡ ገጽ 4

    የሱስ—መገዲ፡ ገጽ 59፡ 161

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2011፡ ገጽ 10-11

ኢሳይያስ 9:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2001፡ ገጽ 14-15

ኢሳይያስ 9:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 8:12, 28፣ ኢሳ 10:26, 27

ኢሳይያስ 9:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መንግስቲ፣ መስፍናዊ ግዝኣት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 1:35፣ 2:11
  • +ዘፍ 49:10፣ መዝ 2:6፣ ዘካ 6:13፣ ሉቃ 22:29፣ ራእ 19:16
  • +ኢሳ 11:2፣ ማቴ 7:28, 29፣ 12:42
  • +መዝ 45:3፣ ዮሃ 1:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “ሰዓብየይ፡” ገጽ 23፡ 189

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 146

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 211-213

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2014፡ ገጽ 12

    1/10/2010፡ ገጽ 24

    15/5/2007፡ ገጽ 6

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 112-113

    ስላሴ፡ ገጽ 28

ኢሳይያስ 9:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 42:1፣ ማቴ 12:18
  • +መዝ 45:6፣ ኢሳ 32:1፣ ኤር 23:5፣ እብ 1:8
  • +2ሳሙ 7:16, 17፣ ራእ 11:15
  • +ሉቃ 1:32, 33
  • +መዝ 72:1, 7፣ ዳን 2:44

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2006፡ ገጽ 4-5

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 2ዜና-ኢሳ፡ ገጽ 31

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 112-113

ኢሳይያስ 9:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 17:6

ኢሳይያስ 9:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኣሞ 5:11

ኢሳይያስ 9:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ካብ ድሕሪት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 28:18
  • +ዘዳ 31:17
  • +ኢሳ 5:25፣ 10:4

ኢሳይያስ 9:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 17:13, 14፣ ሆሴ 7:10፣ ኣሞ 4:6፣ 5:6

ኢሳይያስ 9:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጨንፈር ስየን ሻምብቆን” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 17:6፣ ሆሴ 10:15

ኢሳይያስ 9:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 13:1-3

ኢሳይያስ 9:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣቦ ንዘይብሎም ደቆምን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 4:25, 26
  • +ኢሳ 5:25

ኢሳይያስ 9:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 28:6
  • +ኢሳ 5:25

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 9:12ነገ 15:29
ኢሳ. 9:2ማቴ 4:13-16፣ ሉቃ 1:78, 79፣ 2:30-32፣ ዮሃ 1:9፣ 8:12
ኢሳ. 9:4መሳ 8:12, 28፣ ኢሳ 10:26, 27
ኢሳ. 9:6ሉቃ 1:35፣ 2:11
ኢሳ. 9:6ዘፍ 49:10፣ መዝ 2:6፣ ዘካ 6:13፣ ሉቃ 22:29፣ ራእ 19:16
ኢሳ. 9:6ኢሳ 11:2፣ ማቴ 7:28, 29፣ 12:42
ኢሳ. 9:6መዝ 45:3፣ ዮሃ 1:18
ኢሳ. 9:7ኢሳ 42:1፣ ማቴ 12:18
ኢሳ. 9:7መዝ 45:6፣ ኢሳ 32:1፣ ኤር 23:5፣ እብ 1:8
ኢሳ. 9:72ሳሙ 7:16, 17፣ ራእ 11:15
ኢሳ. 9:7ሉቃ 1:32, 33
ኢሳ. 9:7መዝ 72:1, 7፣ ዳን 2:44
ኢሳ. 9:82ነገ 17:6
ኢሳ. 9:10ኣሞ 5:11
ኢሳ. 9:122ዜና 28:18
ኢሳ. 9:12ዘዳ 31:17
ኢሳ. 9:12ኢሳ 5:25፣ 10:4
ኢሳ. 9:132ነገ 17:13, 14፣ ሆሴ 7:10፣ ኣሞ 4:6፣ 5:6
ኢሳ. 9:142ነገ 17:6፣ ሆሴ 10:15
ኢሳ. 9:15ዘዳ 13:1-3
ኢሳ. 9:17ዘዳ 4:25, 26
ኢሳ. 9:17ኢሳ 5:25
ኢሳ. 9:212ዜና 28:6
ኢሳ. 9:21ኢሳ 5:25
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 9:1-21

ኢሳይያስ

9 ግናኸ፡ እቲ ድነ ኸምቲ እታ ሃገር ኣብ ጭንቂ ዝነበረትሉ፡ ከምቲ ምድሪ ዛብሎንን ምድሪ ንፍታሌምን ዚንዓቓሉ ዝነበራ ናይ ቀደም ግዜ ኣይኪኸውንን እዩ።+ ኣብ ዳሕራይ ግዜ ግና፡—ንመገዲ ባሕሪ፡ ኣብ ዞባ ዮርዳኖስ፡ ንናይ ኣህዛብ ገሊላ፡—ኬኽብራ እዩ።

 2 እቲ ኣብ ጸልማት ዚመላለስ ህዝቢ፡

ዓብዪ ብርሃን ርእዩ።

ነቶም ኣብ ምድሪ ብርቱዕ ጽላሎት ዚነብሩ፡

ብርሃን በሪሁሎም።+

 3 ነቲ ህዝቢ ኣብዚሕካዮ፣

ንሓጐሱ ኣዕቢኻዮ።

ከምቶም ብግዜ ቐውዒ ዚሕጐሱ፡

ከምቶም ብታሕጓስ ምርኮ ዚማቐሉ ህዝቢ፡

ኣብ ቅድሜኻ ይሕጐሱ።

 4 ከመይሲ፡ ከም ብመዓልቲ ሚድያን፡

ንኣርዑት ጾሮምን ንበትሪ መንኵቦምን

ንሻቦጥ ኣዕያይኦምን ሰባቢርካ ኣለኻ።+

 5 ኪስጕም ከሎ ንምድሪ ዜንቀጥቅጥ ዘበለ ዅሉ ነዊሕ ሳእንን

ብደም ዝጠልቀየ ዅሉ ኽዳንን፡

ሓዊ ኺበልዖ እዩ።

 6 ውሉድሲ ተወሊዱልና፣+

ወዲ ተዋሂቡና፣

ግዝኣት* ከኣ ኣብ መንኵቡ ኪኸውን እዩ።+

ስሙ ድማ ግሩም መኻሪ፡+ ብርቱዕ ኣምላኽ፡+ ኣቦ ዘለኣለም፡ መስፍን ሰላም ኪብሃል እዩ።

 7 ብፍትሕን+ ብጽድቅን+

ካብ ሕጂ ንዘለኣለም

ምእንቲ ኺስርታን ኬጽንዓን፡+

ኣብ ዝፋን ዳዊትን+ ኣብ መንግስቱንሲ፡

ንዕቤት ግዝኣቱን

ንሰላሙን መወዳእታ ኣይኪህልዎን እዩ።+

ቅንኣት የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ነዚ ኺገብሮ እዩ።

 8 የሆዋ ኣንጻር ያእቆብ ቃል ሰዲዱ፣

እዚ ድማ ኣብ ልዕሊ እስራኤል መጺኡ።+

 9 ኵሎም እቶም ህዝቢ፡

—ኤፍሬምን ነበርቲ ሰማርያን፡—ከኣ ኪፈልጥዎ፡

ብትዕቢቶምን ብድርቅና ልቦምን ድማ ከምዚ ኺብሉ እዮም፦

10 “ሕጡባት ፈሪሱ፣

ግናኸ፡ ብውቑር እምኒ ኽንሃንጽ ኢና።+

ኣእዋም ሳግላ ተቘሪጹ፣

ግናኸ፡ ብቄድሮሳት ክንትክኦ ኢና።”

11 የሆዋ ንረጺን፡ ንተጻረርቱ ኣብ ልዕሊኡ ኼተንስኣሉ፡

ንጸላእቱ እውን ንተግባር ኬለዓዕሎም እዩ።

12 ሶርያ ኻብ ምብራቕ፡ ፍልስጥኤማውያን ድማ ካብ ምዕራብ፡*+

ኣፎም ሃህ ኣቢሎም ንእስራኤል ኪውሕጥዎ እዮም።+

ምስናይዚ ዅሉ፡ ቍጥዓኡ ኣይተመልሰን፣

ኢዱ እውን ገና ኽትወቅዕ ተዘርጊሓ ኣላ።+

13 እቶም ህዝብስ ናብቲ ዚወቕዖም ኣይተመልሱን፣

ንየሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከኣ ኣይደለይዎን።+

14 የሆዋ ድማ ካብ እስራኤል፡

ርእስን ጭራን፡ ጨንፈርን ሰትን* ብሓንቲ መዓልቲ ኪቘርጽ እዩ።+

15 እቲ ሽማግለን እቲ ሕፉርንሲ ርእሲ፡

እቲ ሓሶት ዚምህር ነብዪ ኸኣ ጭራ እዩ።+

16 እቶም ነዞም ህዝቢ እዚኦም ዚመርሕዎም፡ የስሕትዎም፡

እቶም ዚምርሑ ኸኣ፡ ይደናገሩ ኣለዉ።

17 ኵላቶም ከሓድትን ገበርቲ እከይን እዮም፡+

ኵሉ ኣፍ ድማ ዕሽነት ይዛረብ ኣሎ እሞ፡

ስለዚ፡ የሆዋ ብኣጕባዞም ኣይኪሕጐስን፡

ንዘኽታማቶምን* ንመበለታቶምን ድማ ኣይኪምሕርን እዩ።

ምስናይዚ ዅሉ፡ ቍጥዓኡ ኣይተመልሰን፣

ኢዱ እውን ገና ኽትወቅዕ ተዘርጊሓ ኣላ።+

18 እከይሲ ኸም ሓዊ ይነድድ፡

ኣሻዅ ቈጥቋጣትን ጻህያይን ድማ ይበልዕ እዩ።

ንጣሻ ዱር ኬባርዖ፡

ዑብ ዚብል ትኪ ዀይኑ ኸኣ ኪዓርግ እዩ።

19 ብነድሪ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡

እታ ምድሪ ኽትባራዕ፡

እቶም ህዝቢ ድማ ነቲ ሓዊ ነዳዲ ኪዀንዎ እዮም።

ዋላ ሓደ ንሓዉ እኳ ኣይኪንሕፍን እዩ።

20 ገሊኡ ኸኣ ብየማን ኪቘርጽ፡

ግናኸ ኺጠሚ እዩ፣

ገሊኡ ድማ ብጸጋም ኪበልዕ፡

ግናኸ ኣይኪጸግብን እዩ።

ነፍሲ ወከፍ ካብ ቅልጽሙ ስጋ ኺበልዕ እዩ፣

21 ምናሴ ንኤፍሬም፡

ኤፍሬም ከኣ ንምናሴ ኺበልዖ እዩ።

ብሓደ ድማ ኣንጻር ይሁዳ ኪዀኑ እዮም።+

ምስናይዚ ዅሉ፡ ቍጥዓኡ ኣይተመልሰን፣

ኢዱ እውን ገና ኽትወቅዕ ተዘርጊሓ ኣላ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ