ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኤርምያስ 20
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኤርምያስ—ትሕዝቶ

      • ጳሽሑር ንኤርምያስ ወቕዖ (1-6)

      • ኤርምያስ ስብከት ደው ኬብል ኣይከኣለን (7-13)

        • መልእኽቲ ኣምላኽ ከም ዚነድድ ሓዊ (9)

        • የሆዋ ኸም ዜፍርህ ጅግና (11)

      • መረረት ኤርምያስ (14-18)

ኤርምያስ 20:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 16:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ገጽ 1523

    ኤርምያስ፡ ገጽ 57-58፡ 84

ኤርምያስ 20:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 6:25

ኤርምያስ 20:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 28:32
  • +ኤር 25:9፣ 39:9

ኤርምያስ 20:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 20:17፣ 24:11, 13፣ 25:13-15፣ ድጕ 1:10
  • +2ዜና 36:10፣ ኤር 15:13

ኤርምያስ 20:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 14:14፣ 28:15፣ 29:21

ኤርምያስ 20:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 3:14፣ ሚክ 3:8
  • +መዝ 22:7፣ ኤር 15:10, 15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኤርምያስ፡ ገጽ 36-37

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2007፡ ገጽ 9

ኤርምያስ 20:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 36:16፣ ኤር 6:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኤርምያስ፡ ገጽ 118

ኤርምያስ 20:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 19:2, 4፣ ዮና 1:3
  • +ኤር 6:11፣ ኣሞ 3:8፣ ግብ 4:19, 20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2010፡ ገጽ 9

    15/2/2010፡ ገጽ 7-8

    1/7/2000፡ ገጽ 9-10

    1/3/2000፡ ገጽ 17

    ኤርምያስ፡ ገጽ 118

ኤርምያስ 20:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 31:13
  • +መዝ 38:16

ኤርምያስ 20:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 1:8፣ ሮሜ 8:31
  • +መዝ 27:2፣ ኤር 15:15, 20፣ 17:18
  • +መዝ 6:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2011፡ ገጽ 30

    ኤርምያስ፡ ገጽ 36-37

ኤርምያስ 20:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንውሽጣዊ ስምዒትን።” ቃ.ቃ.፡ “ንዀላሊትን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 17:10
  • +ኤር 11:20፣ 1ጴጥ 2:23
  • +መዝ 59:10፣ ኤር 17:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኤርምያስ፡ ገጽ 147-149

ኤርምያስ 20:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንነፍሲ ድኻ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኤርምያስ፡ ገጽ 86

ኤርምያስ 20:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 3:3፣ ኤር 15:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኤርምያስ፡ ገጽ 9-10

ኤርምያስ 20:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 10:18

ኤርምያስ 20:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 3:20

ሓፈሻዊ

ኤር. 20:22ዜና 16:10
ኤር. 20:3ኤር 6:25
ኤር. 20:4ዘዳ 28:32
ኤር. 20:4ኤር 25:9፣ 39:9
ኤር. 20:52ነገ 20:17፣ 24:11, 13፣ 25:13-15፣ ድጕ 1:10
ኤር. 20:52ዜና 36:10፣ ኤር 15:13
ኤር. 20:6ኤር 14:14፣ 28:15፣ 29:21
ኤር. 20:7ህዝ 3:14፣ ሚክ 3:8
ኤር. 20:7መዝ 22:7፣ ኤር 15:10, 15
ኤር. 20:82ዜና 36:16፣ ኤር 6:10
ኤር. 20:91ነገ 19:2, 4፣ ዮና 1:3
ኤር. 20:9ኤር 6:11፣ ኣሞ 3:8፣ ግብ 4:19, 20
ኤር. 20:10መዝ 31:13
ኤር. 20:10መዝ 38:16
ኤር. 20:11ኤር 1:8፣ ሮሜ 8:31
ኤር. 20:11መዝ 27:2፣ ኤር 15:15, 20፣ 17:18
ኤር. 20:11መዝ 6:10
ኤር. 20:12ኤር 17:10
ኤር. 20:12ኤር 11:20፣ 1ጴጥ 2:23
ኤር. 20:12መዝ 59:10፣ ኤር 17:18
ኤር. 20:14እዮ 3:3፣ ኤር 15:10
ኤር. 20:17እዮ 10:18
ኤር. 20:18እዮ 3:20
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኤርምያስ 20:1-18

ኤርምያስ

20 እቲ ኣብ ቤት የሆዋ ቐንዲ ብዓል መዚ ዝነበረ ኻህን ጳሽሑር ወዲ ኢመር፡ ኤርምያስ እዚ ነገር እዚ ኺንበ ኸሎ ይሰምዕ ነበረ። 2 ሽዑ፡ ጳሽሑር ንነብዪ ኤርምያስ ወቕዖ፡ ኣብታ ኣብ ቤት የሆዋ ዝነበረት ላዕለወይቲ ኣፍ ደገ ብንያም ከኣ ኣብ ጕንዲ ኣሰሮ።+ 3 ንጽብሒቱ ጳሽሑር ንኤርምያስ ካብቲ ጕንዲ ምስ ፈትሖ ግና፡ ኤርምያስ ከምዚ በሎ፦

“የሆዋ፡ ጳሽሑር ኢሉ ዘይኰነስ፡ ሽበራ ኣብ ዙርያ ኢሉ ሰምዩካ ኣሎ።+ 4 የሆዋስ ከምዚ ይብል፦ ‘ንርእስኻን ንዅሎም ፈተውትኻን መሸበሪ ኽገብረካ እየ፣ ንሳቶም ድማ ኣዒንትኻ እናረኣያ ብሰይፊ ጸላእቶም ኪወድቁ እዮም፣+ ንዅላ ይሁዳ ኸኣ ኣብ ኢድ ንጉስ ባቢሎን ክህባ እየ፣ ንሱ ድማ ናብ ምርኮ ናብ ባቢሎን ኪወስዶም፡ ብሰይፊ እውን ኪቐትሎም እዩ።+ 5 ኵሉ ሃብቲ እዛ ኸተማ እዚኣን ኵሉ ጥሪታን ኵሉ ኽቡር ነገራታን ኵሉ መዛግብቲ ነገስታት ይሁዳን ኣብ ኢድ ጸላእቶም ክህብ እየ።+ ንሳቶም ከኣ ኪዘምትዎን ኪሕዝዎን ናብ ባቢሎን ኪወስድዎን እዮም።+ 6 ኣታ ጳሽሑር፡ ንስኻን ኣብ ቤትካ ዚነብሩ ዅሎምን ናብ ምርኮ ኽትከዱ ኢኹም። ናብ ባቢሎን ክትከይድን ኣብኣ ኽትመውትን ኢኻ፣ ሓሶት ተነቢኻሎም ኢኻ እሞ፡ ምስ ኵሎም ፈተውትኻ ኣብኣ ኽትቅበር ኢኻ።’”+

 7 ኦ የሆዋ፡ ኣዐሺኻኒ፡ ኣነ እውን ዓሽየ።

በርቲዕካኒ፡ ስዒርካኒ ድማ።+

ምሉእ መዓልቲ መስሓቒ ዀይነ፣

ኵሉ የላግጸለይ ኣሎ።+

 8 ብእተዛረብኩ መጠን አእዊ፡

“ዓመጻን ጥፍኣትን!” ኢለ እጭርሕ ኣለኹ።

ቃል የሆዋስ ምሉእ መዓልቲ መጽረፍን መባጨውን ኰይኑኒ።+

 9 ስለዚ፡ “ብዛዕባኡ ኣይከልዕልን፡

ብስሙ እውን ኣይክዛረብን እየ” ኢለ ነይረ።+

ግናኸ፡ ኣብ ኣዕጽምተይ ተዓጽዩ፡ ኣብ ልበይ ከም ዚነድድ ሓዊ ዀይኑኒ፣

ኣነ ኸኣ ብምሓዙ ደኺመ፣

ክጻወሮ እውን ኣይከኣልኩን።+

10 ብዙሕ ክፉእ ወረስ ሰሚዐ እየ፣

ሽበራ ኸቢቡኒ ኣሎ።+

“ኰንንዎ፣ ንዀንኖ!”

ኵሉ እቲ ሰላም ዚምነየለይ ሰብ፡ ውድቀተይ ይጽበ ኣሎ፦+

“ምናልባት ብዕሽነት ይጋገ ይኸውን፣

ክንስዕሮን ሕነና ኽንፈድን ድማ ኢና።”

11 ግናኸ፡ የሆዋ ኸም ዜፍርህ ጅግና ምሳይ እዩ።+

ስለዚ፡ እቶም ሰጐጕተይ ኪዕንቀፉ፡ ኣይኪስዕሩን እውን እዮም።+

ኣይኪሰልጦምን እዩ እሞ፡ ኣዝዮም ኪሓፍሩ እዮም።

ዘለኣለማዊ ውርደቶም ኣይኪርሳዕን እዩ።+

12 ንስኻ ግና ኦ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ ንጻድቕ ትምርምሮ ኣለኻ፣

ውሽጣዊ ሓሳባትን* ልብን ትርኢ ኢኻ።+

ጕዳየይ ናባኻ ኣማዕቊበ ኣለኹ እሞ፡+

ነቲ እትፈድዮም ሕነ ኣርእየኒ።+

13 ንድኻ* ኻብ ኢድ ገበርቲ እከይ ኣናጊፉ እዩ እሞ፡

ንየሆዋ ዘምሩሉ! ንየሆዋ ወድስዎ!

14 እታ እተወለድኩላ መዓልቲ ርግምቲ ትኹን!

እታ ኣደይ ንዓይ ዝወለደትላ መዓልቲ ኣይትባረኽ!+

15 እቲ ንኣቦይ ዘበሰሮ፡

“ወዲ፡ እወ ተባዕታይ ተወሊዱልካ” ዝበሎ እሞ፡

ብዙሕ ዘሐጐሶ ሰብ ርጉም ይኹን!

16 እቲ ሰብ እቲ ኸምተን የሆዋ ብዘይ ጣዕሳ ዝገልበጠን ከተማታት ይኹን።

ንግሆ ኣውያት፡ ቀትሪ ድማ ደሃይ መጠንቀቕታ ይስማዕ።

17 ኣደይ መቓብረይ ክትከውን፡

ማሕጸና ኸኣ ንሓዋሩ ብጥኑሱ ኺጸንሕሲ፡

ስለምንታይ ኣብ ማሕጸን ከለኹ ዘይቀተለኒ፧+

18 ሽግርን ጓህን ክርኢ፡

መዓልትታተይ ከኣ ብሕፍረት ክውድእሲ፡+

ስለምንታይ ካብ ማሕጸን ወጺአ፧

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ