ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • እብራውያን 9
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

እብራውያን—ትሕዝቶ

      • ኣብ ምድራዊ መቕደስ ዚግበር ቅዱስ ኣገልግሎት (1-10)

      • ክርስቶስ ብደሙ ናብ ሰማይ ኣተወ (11-28)

        • መንጎኛ ሓድሽ ኪዳን (15)

እብራውያን 9:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 25:8

እብራውያን 9:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እንጌራታት ምርኣይን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 4:9
  • +ዘጸ 40:22-24
  • +ዘጸ 26:33

እብራውያን 9:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 36:35
  • +ዘጸ 26:31, 33

እብራውያን 9:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 16:12፣ ራእ 8:3
  • +ዘጸ 25:10, 11
  • +ዘጸ 40:21
  • +ዘጸ 16:33
  • +ዘሁ 17:10
  • +ዘጸ 32:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ገጽ 1504

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2006፡ ገጽ 31

እብራውያን 9:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነቲ ቦታ መተዓረቒ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 25:18, 22፣ ዘሁ 7:89

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 138

እብራውያን 9:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 24:3, 4

እብራውያን 9:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 16:2
  • +ዘሌ 16:6, 11
  • +ዘሌ 16:15
  • +ዘጸ 30:10፣ ዘሌ 16:14

እብራውያን 9:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 10:19, 20

እብራውያን 9:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቕዱስ ኣገልግሎት ዜቕርብ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ቈሎ 2:16, 17፣ እብ 8:5፣ 10:1
  • +ዘሌ 23:37, 38
  • +ገላ 3:21፣ እብ 7:11, 19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    10/2023፡ ገጽ 25-26

እብራውያን 9:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “እተፈላለየ ጥምቀታትን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 30:17-19
  • +ዘሁ 19:13

እብራውያን 9:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2020፡ ገጽ 31

እብራውያን 9:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ብጀዋ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 12:24፣ 13:20
  • +ዳን 9:24፣ ማቴ 20:28፣ 1ጢሞ 2:5, 6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “ሰዓብየይ፡” ገጽ 183-184

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/1998፡ ገጽ 14

እብራውያን 9:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 16:6, 15
  • +ዘሁ 19:9, 17, 19

እብራውያን 9:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቅዱስ ኣገልግሎት ንምቕራብ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 1:18, 19
  • +ሮሜ 12:1
  • +1ዮሃ 1:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2006፡ ገጽ 28

    1/2/1998፡ ገጽ 21

እብራውያን 9:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 20:28
  • +ሮሜ 8:17
  • +ሉቃ 22:20፣ 1ጢሞ 2:5፣ እብ 12:22, 24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2008፡ ገጽ 13-14

    1/2/1998፡ ገጽ 20-21

እብራውያን 9:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2008፡ ገጽ 32

እብራውያን 9:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣይተመረቐን።”

እብራውያን 9:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነታ ጥቕልልቲ መጽሓፍን።”

እብራውያን 9:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 24:6-8

እብራውያን 9:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ህዝባዊ ኣገልግሎትን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 29:12፣ ዘሌ 8:15

እብራውያን 9:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 17:11
  • +ዘሌ 9:7-9

እብራውያን 9:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 8:5፣ 9:9
  • +ዘሌ 16:19, 20

እብራውያን 9:24

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣብ ቅድሚ ገጽ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 16:15፣ ሮሜ 8:34
  • +እብ 6:19, 20፣ 9:12
  • +ቈሎ 2:16, 17
  • +እብ 8:1, 2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “ሰዓብየይ፡” ገጽ 183-184

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2011፡ ገጽ 27

    15/1/2000፡ ገጽ 15

እብራውያን 9:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 16:2, 34

እብራውያን 9:26

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መዋእላት።” ኣብ ማህደረ ቓላት፡ ኣብ “ስርዓት” ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዳን 9:24፣ እብ 7:27፣ 1ጴጥ 3:18

እብራውያን 9:28

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ብዘይ ሓጢኣት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 53:12፣ ሮሜ 6:10፣ 1ጴጥ 2:24
  • +2ጢሞ 4:8፣ ቲቶ 2:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/1998፡ ገጽ 20-21

ሓፈሻዊ

እብ. 9:1ዘጸ 25:8
እብ. 9:2ዘሁ 4:9
እብ. 9:2ዘጸ 40:22-24
እብ. 9:2ዘጸ 26:33
እብ. 9:3ዘጸ 36:35
እብ. 9:3ዘጸ 26:31, 33
እብ. 9:4ዘሌ 16:12፣ ራእ 8:3
እብ. 9:4ዘጸ 25:10, 11
እብ. 9:4ዘጸ 40:21
እብ. 9:4ዘጸ 16:33
እብ. 9:4ዘሁ 17:10
እብ. 9:4ዘጸ 32:15
እብ. 9:5ዘጸ 25:18, 22፣ ዘሁ 7:89
እብ. 9:6ዘሌ 24:3, 4
እብ. 9:7ዘሌ 16:2
እብ. 9:7ዘሌ 16:6, 11
እብ. 9:7ዘሌ 16:15
እብ. 9:7ዘጸ 30:10፣ ዘሌ 16:14
እብ. 9:8እብ 10:19, 20
እብ. 9:9ቈሎ 2:16, 17፣ እብ 8:5፣ 10:1
እብ. 9:9ዘሌ 23:37, 38
እብ. 9:9ገላ 3:21፣ እብ 7:11, 19
እብ. 9:10ዘጸ 30:17-19
እብ. 9:10ዘሁ 19:13
እብ. 9:12እብ 12:24፣ 13:20
እብ. 9:12ዳን 9:24፣ ማቴ 20:28፣ 1ጢሞ 2:5, 6
እብ. 9:13ዘሌ 16:6, 15
እብ. 9:13ዘሁ 19:9, 17, 19
እብ. 9:141ጴጥ 1:18, 19
እብ. 9:14ሮሜ 12:1
እብ. 9:141ዮሃ 1:7
እብ. 9:15ማቴ 20:28
እብ. 9:15ሮሜ 8:17
እብ. 9:15ሉቃ 22:20፣ 1ጢሞ 2:5፣ እብ 12:22, 24
እብ. 9:20ዘጸ 24:6-8
እብ. 9:21ዘጸ 29:12፣ ዘሌ 8:15
እብ. 9:22ዘሌ 17:11
እብ. 9:22ዘሌ 9:7-9
እብ. 9:23እብ 8:5፣ 9:9
እብ. 9:23ዘሌ 16:19, 20
እብ. 9:24ዘሌ 16:15፣ ሮሜ 8:34
እብ. 9:24እብ 6:19, 20፣ 9:12
እብ. 9:24ቈሎ 2:16, 17
እብ. 9:24እብ 8:1, 2
እብ. 9:25ዘሌ 16:2, 34
እብ. 9:26ዳን 9:24፣ እብ 7:27፣ 1ጴጥ 3:18
እብ. 9:28ኢሳ 53:12፣ ሮሜ 6:10፣ 1ጴጥ 2:24
እብ. 9:282ጢሞ 4:8፣ ቲቶ 2:13
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
እብራውያን 9:1-28

እብራውያን

9 እቲ ቐዳማይ ኪዳንሲ ስርዓታት ቅዱስ ኣገልግሎትን ምድራዊ መቕደስን+ ነይርዎ እዩ። 2 ከመይሲ፡ ቀዋሚ ቐንዴልን+ ሰደቓን እንጌራታት መባእን*+ ዝነበራ ቐዳመይቲ ኽፍሊ እታ ድንኳን ተተኺላ ነይራ እያ፣ ቅድስቲ+ ድማ ትብሃል ነይራ። 3 ብኽንየው እቲ ኻልኣይ መጋረጃ ግና፡+ ቅድስተ ቕዱሳን+ እትብሃል ክፍሊ እታ ድንኳን ነይራ። 4 ኣብኣ ጽንሃህ ወርቅን+ ብዅሉ ወገኑ ብወርቂ እተለበጠ+ ታቦት ኪዳንን+ ነይሩ፣ ኣብኡ ኸኣ ማና ዝሓዘት ፍዮ ወርቅን+ ዝጠጥዐት በትሪ ኣሮንን+ ጽላታት+ ኪዳንን ነይረን፣ 5 ኣብ ልዕሊኡ ድማ ነቲ መኽደን መተዓረቒ* ዜጽልሉ ናይ ክብሪ ኪሩቤል ነይሮም።+ ብዛዕባ እዚ ግና ሕጂ ብዝርዝር ክንዛረብ ግዜኡ ኣይኰነን።

6 እዚ በዚ ኸምዚ ምስ ተዳለወ፡ እቶም ካህናት ቅዱስ ኣገልግሎት ንምቕራብ፡ ኣብታ ቐዳመይቲ ኽፍሊ እታ ድንኳን ብስሩዕ ይኣትዉ እዮም፣+ 7 እቲ ሊቀ ኻህናት ግና ናብታ ኻልአይቲ ኽፍሊ ሓንሳእ ኣብ ዓመት ይኣቱ እዩ፣+ ግናኸ፡ ብዘይ እቲ ምእንቲ ርእሱን+ ምእንቲ እቲ ብዘይፍላጥ እተገብረ ሓጢኣት ህዝብን+ ዜቕርቦ ደም ኣይኣቱን እዩ።+ 8 በዚ ኸምዚ፡ እታ ቐዳመይቲ ድንኳን ቈይማ ኸላ፡ ናብታ መቕደስ ዜእቱ መገዲ ገና ኸም ዘይተገልጸ፡ መንፈስ ቅዱስ የነጽር እዩ።+ 9 እዛ ድንኳን እዚኣ ነዚ እዋን እዚ ምሳሌ እያ፣+ ከምቲ ስርዓት እቲ ጌርካ ኸኣ መባእን መስዋእትን ይቐርብ እዩ።+ እዚ ግና ንሕልና እቲ ዜገልግል* ፍጹም ኪገብሮ ኣይክእልን እዩ።+ 10 ምስ ብልዕን መስተን እተፈላለየ ስርዓት ምሕጻብን*+ ጥራይ እዩ ዚተሓሓዝ። ምዱብ ግዜ ምቕናዕ ክሳዕ ዚኣክል እተነብረ ስጋዊ ስርዓት እዩ።+

11 ግናኸ፡ ክርስቶስ ሊቀ ኻህናት እቲ ድሮ መጺኡ ዘሎ ሰናይ ነገር ኰይኑ ምስ መጸ፡ በታ ብኢድ ዘይተገብረት፡ ማለት ካብዚ ፍጥረት እዚ ዘይኰነት፡ ዝዓበየትን ዝያዳ ፍጽምትን ድንኳን ሓሊፉ እዩ። 12 ብደም ድቤላታትን ዝራብዓትን ዘይኰነስ፡ ብደም ገዛእ ርእሱ+ ናይ ዘለኣለም ድሕነት* ረኺቡልና ሓንሳእ ንሓዋሩ ናብታ መቕደስ ኣትዩ እዩ።+ 13 ደም ድቤላታትን ኣብዑርን+ ሓምዅሽቲ ኣርሕን ኣብቶም ዝረኸሱ ተነጺጉ ንምንጻህ ስጋ ዚቕድስ ካብ ኰነስ፡+ 14 ደም እቲ ብናይ ዘለኣለም መንፈስ ገይሩ ገዛእ ርእሱ ብዘይ ኣበር ንኣምላኽ ዘቕረበ ክርስቶስ ግዳ፡+ ነቲ ህያው ኣምላኽ ንምግልጋል*+ ክንደይ ኣዝዩ ንሕልናና ኻብ ምዉት ግብርታት ዘየንጽሆ፧+

15 በዚ ምኽንያት እዚ እዩ ኻብቲ ኣብቲ ቐዳማይ ኪዳን እተገብረ ኣበሳ ንምብጃው+ ዚኸውን ሞት ምስ ኰነ፡ እቶም ጽዉዓት ነታ ተስፋ ናይ ዘለኣለም ርስቲ ምእንቲ ኪቕበሉ ኢሉ፡+ መንጎኛ ሓድሽ ኪዳን ዝዀነ።+ 16 ኪዳን ኣብ ዘለዎስ፡ ሞት እቲ ኺዳን ዜቕውም ሰብ ምርግጋጽ ኣድላዪ እዩ። 17 ኪዳንሲ ብሞት እዩ ዚጸንዕ እምበር፡ እቲ ኺዳን ዜቕውም ሰብ ብህይወቱ ኽሳዕ ዘሎ፡ ሓንቲ እኳ ኣይጠቅምን እዩ። 18 ስለዚ፡ እቲ ቐዳማይ ኪዳን እኳ ብዘይ ደም ኪዓዪ ኣይጀመረን።* 19 ሙሴ ዅሉ ትእዛዛት ሕጊ ንዅሉ እቲ ህዝቢ ምስ ነገሮስ፡ ደም ዝራብዓትን ድቤላታትን ምስ ማይን ቀይሕ ጸምርን ሃዛብን ወሲዱ፡ ነታ መጽሓፍን* ንዅሉ እቲ ህዝብን ከምዚ እናበለ ነጺጉሉ እዩ፦ 20 “ደም እቲ ኣምላኽ ክትሕልውዎ ዝኣዘዘኩም ኪዳን እዚ እዩ።”+ 21 ከምኡ ድማ ነታ ድንኳንን ንዅሉ ኣቕሑ እቲ ቕዱስ ኣገልግሎትን* ደም ነጺጉሉ እዩ።+ 22 ከምቲ ሕጊ ኸኣ፡ ዳርጋ ዅሉ ብደም እዩ ዚነጽህ፣+ ደም እንተ ዘይፈሲሱ እውን፡ ሕድገት ኣይከውንን እዩ።+

23 እምበኣር፡ ምስሊ+ እቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ነገራት በዚ ኺነጽህ ግዲ እዩ ነይሩ፣+ እቲ ሰማያዊ ነገራት ግና ካብዚ ዝሓሸ መስዋእቲ የድልዮ እዩ። 24 ከመይሲ፡ ክርስቶስ ሕጂ ኣብ ቅድሚ* ኣምላኽ ኪርኣየልና+ ናብ ሰማይ እምበር፡+ ናብታ ምስሊ እታ ናይ ሓቂ ዝዀነት+ ብኢድ እተገብረት መቕደስ ኣይኰነን ዝኣተወ።+ 25 እዚ ኸኣ ከምቲ ሊቀ ኻህናት በብዓመት ብደም ካልእ ናብ መቕደስ ዚኣቱ፡+ ገዛእ ርእሱ ብዙሕ ሳዕ ምእንቲ ኬቕርብ ኣይኰነን። 26 እንተ ዘይኰነስ፡ ካብ ምስራት ዓለም ኣትሒዙ ብዙሕ ሳዕ መከራ ኺጸግብ ምተገብኦ ነይሩ። ሕጂ ግና ብመስዋእቲ ገዛእ ርእሱ ንሓጢኣት ኬርሕቕ ኢሉ፡ ኣብ መደምደምታ እቲ ስርዓታት* ሓንሳእ ንሓዋሩ ተጋሂዱ እዩ።+ 27 ከምቲ ንሰብ ሓንሳእ ንሓዋሩ ሙማት፡ ብድሕሪኡ ግና ፍርዲ ተሰሪዑሉ ዘሎ፡ 28 ከምኡ ኸኣ ክርስቶስ፡ ሓጢኣት ብዙሓት ምእንቲ ኺጸውር፡ ሓንሳእ ንሓዋሩ ተሰዊኡ እዩ፣+ ካልኣይ ሳዕ ድማ፡ ስለ ሓጢኣት ዘይኰነስ፡* ነቶም ዚጽበይዎ ንምድሓን ኪግለጽ እዩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ