ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ህዝቅኤል 22
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ህዝቅኤል—ትሕዝቶ

      • የሩሳሌም፡ እታ ዕዳ ደም ዘለዋ ኸተማ (1-16)

      • እስራኤል ከም ዘይጠቅም ሓተላ ብረት (17-22)

      • መራሕቲ ህዝቢ እስራኤል ተዀነኑ (23-31)

ህዝቅኤል 22:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ነታ ዕዳ ደም ዘለዋ ኸተማ ኽትፈርዳ ዲኻ፧ ክትፈርዳ ዲኻ፧ ኵሉ እቲ ፍንፉን ነገራታኸ ኸተፍልጣ ዲኻ፧”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 21:16፣ ኤር 2:34፣ ማቴ 23:37
  • +ህዝ 16:51

ህዝቅኤል 22:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    እታ ናይ እብራይስጢ ቓል ምስ “ፋንድያ” እትዛመድ ክትከውን ትኽእል እያ፣ ንዕቀት ንምግላጽ ከኣ ተገልግል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 12:25
  • +2ነገ 21:11
  • +ህዝ 24:6

ህዝቅኤል 22:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 9:6
  • +ዘሌ 26:30፣ ህዝ 23:37
  • +ዘዳ 28:37፣ 1ነገ 9:7፣ መዝ 80:6፣ ህዝ 23:32፣ ዳን 9:16

ህዝቅኤል 22:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 79:4

ህዝቅኤል 22:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 1:23፣ ሚክ 3:1-3፣ ጸፎ 3:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2012፡ ገጽ 27

ህዝቅኤል 22:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣቦ ንዘይብሉን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 27:16
  • +ዘጸ 22:21, 22፣ መዝ 82:3፣ ኢሳ 1:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2012፡ ገጽ 27

ህዝቅኤል 22:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 19:30

ህዝቅኤል 22:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 23:1፣ ዘሌ 19:16
  • +ኤር 13:27

ህዝቅኤል 22:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ዕርቃን ኣቦኦም ይቐልዑ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 18:7፣ 20:11
  • +ዘሌ 18:19፣ 20:18

ህዝቅኤል 22:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 18:20፣ 20:10፣ ኤር 5:8
  • +ዘሌ 18:15
  • +ዘሌ 20:17

ህዝቅኤል 22:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብወለድ ተለቅሒ ወይ ተሕርጢ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 23:8፣ ዘዳ 27:25፣ ኢሳ 1:23
  • +ዘዳ 23:19
  • +ዘጸ 22:25፣ ዘሌ 6:4, 5

ህዝቅኤል 22:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ልብኺ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 21:7

ህዝቅኤል 22:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 4:27፣ 28:25
  • +ኢሳ 1:25፣ ህዝ 23:27

ህዝቅኤል 22:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 6:13

ህዝቅኤል 22:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 17:3፣ ኤር 6:28-30

ህዝቅኤል 22:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:119፣ ምሳ 25:4

ህዝቅኤል 22:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 21:31

ህዝቅኤል 22:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 4:24፣ መዝ 21:9፣ ኤር 21:12
  • +መዝ 68:2

ህዝቅኤል 22:25

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሳት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሚክ 3:5
  • +ኤር 5:31፣ 6:13, 14

ህዝቅኤል 22:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 2:8፣ ድጕ 4:13፣ ሚክ 3:11
  • +ዘሌ 20:3፣ 22:2
  • +ዘሌ 10:10
  • +ዘሌ 11:46, 47

ህዝቅኤል 22:27

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሳት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሚክ 3:1-3፣ ጸፎ 3:3

ህዝቅኤል 22:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 30:10፣ ኤር 23:25፣ ድጕ 2:14፣ ህዝ 13:9, 10

ህዝቅኤል 22:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 1:23፣ 3:14፣ ኤር 21:12፣ ሚክ 2:2

ህዝቅኤል 22:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 32:11፣ መዝ 106:23

ሓፈሻዊ

ህዝ. 22:22ነገ 21:16፣ ኤር 2:34፣ ማቴ 23:37
ህዝ. 22:2ህዝ 16:51
ህዝ. 22:3ህዝ 12:25
ህዝ. 22:32ነገ 21:11
ህዝ. 22:3ህዝ 24:6
ህዝ. 22:4ዘፍ 9:6
ህዝ. 22:4ዘሌ 26:30፣ ህዝ 23:37
ህዝ. 22:4ዘዳ 28:37፣ 1ነገ 9:7፣ መዝ 80:6፣ ህዝ 23:32፣ ዳን 9:16
ህዝ. 22:5መዝ 79:4
ህዝ. 22:6ኢሳ 1:23፣ ሚክ 3:1-3፣ ጸፎ 3:3
ህዝ. 22:7ዘዳ 27:16
ህዝ. 22:7ዘጸ 22:21, 22፣ መዝ 82:3፣ ኢሳ 1:17
ህዝ. 22:8ዘሌ 19:30
ህዝ. 22:9ዘጸ 23:1፣ ዘሌ 19:16
ህዝ. 22:9ኤር 13:27
ህዝ. 22:10ዘሌ 18:7፣ 20:11
ህዝ. 22:10ዘሌ 18:19፣ 20:18
ህዝ. 22:11ዘሌ 18:20፣ 20:10፣ ኤር 5:8
ህዝ. 22:11ዘሌ 18:15
ህዝ. 22:11ዘሌ 20:17
ህዝ. 22:12ዘጸ 23:8፣ ዘዳ 27:25፣ ኢሳ 1:23
ህዝ. 22:12ዘዳ 23:19
ህዝ. 22:12ዘጸ 22:25፣ ዘሌ 6:4, 5
ህዝ. 22:14ህዝ 21:7
ህዝ. 22:15ዘዳ 4:27፣ 28:25
ህዝ. 22:15ኢሳ 1:25፣ ህዝ 23:27
ህዝ. 22:16ህዝ 6:13
ህዝ. 22:18ምሳ 17:3፣ ኤር 6:28-30
ህዝ. 22:19መዝ 119:119፣ ምሳ 25:4
ህዝ. 22:20ህዝ 21:31
ህዝ. 22:21ዘዳ 4:24፣ መዝ 21:9፣ ኤር 21:12
ህዝ. 22:21መዝ 68:2
ህዝ. 22:25ሚክ 3:5
ህዝ. 22:25ኤር 5:31፣ 6:13, 14
ህዝ. 22:26ኤር 2:8፣ ድጕ 4:13፣ ሚክ 3:11
ህዝ. 22:26ዘሌ 20:3፣ 22:2
ህዝ. 22:26ዘሌ 10:10
ህዝ. 22:26ዘሌ 11:46, 47
ህዝ. 22:27ሚክ 3:1-3፣ ጸፎ 3:3
ህዝ. 22:28ኢሳ 30:10፣ ኤር 23:25፣ ድጕ 2:14፣ ህዝ 13:9, 10
ህዝ. 22:29ኢሳ 1:23፣ 3:14፣ ኤር 21:12፣ ሚክ 2:2
ህዝ. 22:30ዘጸ 32:11፣ መዝ 106:23
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ህዝቅኤል 22:1-31

ህዝቅኤል

22 ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ድማ ከም ብሓድሽ መጸኒ፦ 2 “ኣታ ወዲ ሰብ፡ ነታ ዕዳ ደም ዘለዋ ኸተማ ኽትፈርዳን+ ኵሉ እቲ ፍንፉን ነገራታ ኸተፍልጣን ተዳሊኻዶ ኣለኻ፧*+ 3 ከምዚ እውን በላ፦ ‘እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “ኣቲ ግዜኣ ዚመጽእ ዘሎ፡+ ርእሳ ኸተርክስ ድማ ጽዩፋት ጣኦታት* እትገብር፡+ ኣብ ውሽጣ እውን ደም እተፍስስ ከተማ፡+ 4 እቲ ዘፍሰስክዮ ደም በዳሊት ገይሩኪ ኣሎ፣+ እቶም ጽዩፋት ጣኦታትኪ እውን ርኽስቲ ገይሮምኺ ኣለዉ።+ መወዳእታ መዓልትታትኪ ኣቀላጢፍኪ ኣለኺ፣ መወዳእታ ዓመታትኪ እውን መጺኡ ኣሎ። ስለዚ፡ ንኣህዛብ መጻረፊ፡ ንዅለን ሃገራት ከኣ መላገጺ ኽገብረኪ እየ።+ 5 ኣቲ ርኹስ ዝስምክን ብህውከት ዝመላእክን፡ እተን ኣብ ቀረባን ኣብ ርሑቕን ዘለዋ ሃገራት ኬላግጻልኪ እየን።+ 6 እንሆ፡ ነፍሲ ወከፍ እቶም ኣብ መንጎኺ ዘለዉ ሹማምንቲ እስራኤል፡ ስልጣኑ ንምፍሳስ ደም ይጥቀመሉ እዩ።+ 7 ኣብ ውሽጥኺ ኸኣ ንኣቦኦምን ንኣዲኦምን ይንዕቁ፡+ ንጓና ይዕምጹ፡ ንዘኽታምን* ንመበለትን ድማ ይገፍዑ እዮም።”’”+

8 “‘ንመቕደሰይ ትንዕቂ፡ ንሰናብተይ ከኣ ተርክሲ ኢኺ።+ 9 ኣብ ውሽጥኺ፡ ደም ኬፍስሱ ዚሕልኑ ሓመይቲ ኣለዉ።+ ኣብ ውሽጥኺ፡ ኣብ ኣኽራን መስዋእቲ ይበልዑ፣ ኣብ ማእከልኪ እውን ጽያፍ ይገብሩ።+ 10 ኣብ ውሽጥኺ፡ ንዓራት ኣቦኦም የነውሩ፡*+ ብጻግኒኣ ረኺሳ ዘላ ሰበይቲ ድማ ይዕምጹ።+ 11 ኣብ ውሽጥኺ፡ ሰብኣይ ምስ ሰበይቲ ብጻዩ ፍንፉን ነገር ይገብር፣+ ሓደ ኸኣ ንሰበይቲ ወዱ ብጽያፍ የርክስ፣+ ሓደ ኻልእ እውን ንሓብቱ ጓል ኣቦኡ ይዕምጽ።+ 12 ኣብ ውሽጥኺ፡ ደም ንምፍሳስ ጉቦ ይቕበሉ።+ ብወለድ ወይ ብመኽሰብ ተለቅሒ፡*+ ካብ ብጻይኪ ድማ ገንዘብ ትዝርፊ።+ እወ፡ ጠሪስኪ ረሲዕክኒ ኢኺ’ ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ።

13 “‘እንሆ፡ ነቲ ብዘይግቡእ ዝረባሕክዮን ነቲ ኣብ ማእከልኪ ዘሎ ምፍሳስ ደምን ፈንፊነ ብኣእዳወይ አጣቕዕ ኣለኹ። 14 እሞኸ በተን ኣብ ልዕሌኺ ስጕምቲ ዝወስደለን መዓልትታት፡ ትብዓትኪ* ኪቕጽል፡ ኣእዳውኪ እውን ኪጸንዕ ድዩ፧+ ኣነ የሆዋ ተዛሪበ ኣለኹ፣ ስጕምቲ እውን ክወስድ እየ። 15 ኣብ መንጎ ኣህዛብ ፋሕ ከብለኪ፡ ኣብ መንጎ ሃገራት ክብትነኪ፡+ ንርኽሰትኪ ድማ መወዳእታ ኽገብረሉ እየ።+ 16 ኣብ ቅድሚ ኣህዛብ ከኣ ክትሓስሪ ኢኺ፣ ኣነ የሆዋ ምዃነይ ከኣ ክትፈልጢ ኢኺ።’”+

17 ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ድማ ከም ብሓድሽ መጸኒ፦ 18 “ኣታ ወዲ ሰብ፡ ቤት እስራኤል ከም ዘይጠቅም ሓተላ ብረት ኰይኖምኒ ኣለዉ። ኵላቶም ኣብ እቶን ከም ዘለዉ ነሓስን መብሸልን ሓጺንን ዓረርን እዮም። ሓተላ ብሩር ኰይኖም ኣለዉ።+

19 “ስለዚ፡ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ኵላትኩም ከም ዘይጠቅም ሓተላ ብረት ስለ ዝዀንኩም፡+ ኣብ ውሽጢ የሩሳሌም እእክበኩም ኣለኹ። 20 ከምቲ ብሩርን ነሓስን ሓጺንን ዓረርን መብሸልን ሓዊ ምእንቲ ኺንፍሓሉን ምእንቲ ኺመክኽን ኣብ ውሽጢ እቶን ዚእከብ፡ ኣነ ድማ ከምኡ ብቝጥዓይን ብነድረይን ክእክበኩምን ክነፍሓልኩምን ከምክኸኩምን እየ።+ 21 ክእክበኩምን ሓዊ ነድረይ ክነፍሓልኩምን እየ፣+ ኣብ ውሽጣ ኸኣ ክትመክኩ ኢኹም።+ 22 ከምቲ ብሩር ኣብ እቶን ዚመክኽ፡ ንስኻትኩም እውን ከምኡ ኣብ ውሽጣ ኽትመክኩ ኢኹም፣ ኣነ የሆዋ ነድረይ ኣብ ልዕሌኹም ከም ዝኸዓኹ ድማ ክትፈልጡ ኢኹም።’”

23 ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ድማ ከም ብሓድሽ መጸኒ፦ 24 “ኣታ ወዲ ሰብ፡ ከምዚ በላ፦ ‘ንስኺ ዘይትጸርዪ ወይ ብመዓልቲ ቝጥዓ ዘይዘንመኪ ምድሪ ኢኺ። 25 ነብያታ ኣብ ውሽጣ፡ ከምቲ ንግዳይ ሰላሊዑ ዚጓዝም ኣንበሳ፡+ ውዲት ይኣልሙ።+ ሰባት* ይውሕጡ ኣለዉ። መዛግብትን ክቡር ነገራትን ይምንዝዑ። ኣብ ውሽጣ፡ ንብዙሓት መበለታት ገይሮም ኣለዉ። 26 ካህናታ ንሕገይ ይጥሕሱ፡+ ንመቕደሰይ ከኣ የርክሱ ኣለዉ።+ ኣብ መንጎ ቕዱስን ተራን ኣይፈልዩን፣+ ርኹስን ንጹህን እንታይ ምዃኑ ድማ ኣየፍልጡን፣+ ሰናብተይ ምሕላው ከኣ ኣብዮም፣ ኣነ እውን ኣብ መንጎኦም ረኺሰ ኣለኹ። 27 መሳፍንታ ኣብ ማእከላ፡ ግዳይ ከም ዚሰላልዑ ተዃሉ እዮም፣ ደም የፍስሱ፡ ዘይግቡእ ረብሓ ኺረኽቡ ድማ ሰባት* ይቐትሉ።+ 28 ነብያታ ግና ነቲ ተግባራቶም ብኖራ ለቕሊቖምዎ ኣለዉ። ናይ ሓሶት ራእያት ይርእዩ፡ ናይ ሓሶት ጥንቈላ ኸኣ ይጥንቍሉ፡+ የሆዋ ኸይተዛረበ እውን “እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል” ይብሉ። 29 እቶም ህዝቢ እታ ምድሪ ዓሚጾምን ዘሚቶምን እዮም፣+ ንስኡንን ንድኻን ይገፍዑ፡ ንጓና ይዕምጽዎ፡ ፍትሒ እውን ይኸልእዎ።’

30 “‘ኣነ ድማ ምእንቲ ኸይትጠፍእሲ፡ ነቲ መካበብያ ዚጽግኖ ወይ ምእንቲ እታ ምድሪ ኣብቲ ፍሩስ ኣብ ቅድመይ ዚቐውም ሰብ ካብ መንጎኦም ደልየ ነይረ፣+ ግናኸ፡ ሓደ እኳ ኣይረኸብኩን። 31 ስለዚ፡ ቍጥዓይ ኣብ ልዕሊኦም ክኽዑ፡ ብሓዊ ነድረይ እውን ከጽንቶም እየ። ሳዕቤናት መገዶም ኣብ ርእሶም ከምጽኣሎም እየ’ ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ።”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ