ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ዜና መዋእል 36
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • ዮኣሓዝ፡ ንጉስ ይሁዳ (1-3)

      • ዮያቂም፡ ንጉስ ይሁዳ (4-8)

      • ዮያኪን፡ ንጉስ ይሁዳ (9, 10)

      • ጼዴቅያስ፡ ንጉስ ይሁዳ (11-14)

      • ጥፍኣት የሩሳሌም (15-21)

      • እታ ቤተ መቕደስ ዳግም ክትህነጽ ቂሮስ ዘውጽኦ ኣዋጅ (22, 23)

2 ዜና መዋእል 36:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 3:15፣ ኤር 22:11
  • +2ነገ 23:30, 31

2 ዜና መዋእል 36:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ሓደ ታለንት፡ 34.2 ኪ.ግ. እዩ። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 18:14፣ 23:33

2 ዜና መዋእል 36:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 23:29፣ ኤር 46:2
  • +2ነገ 23:34፣ ኤር 22:11, 12

2 ዜና መዋእል 36:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 26:20, 21፣ 36:32
  • +2ነገ 23:36, 37

2 ዜና መዋእል 36:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 24:1፣ 25:1፣ ኤር 25:1
  • +2ነገ 24:16፣ ዳን 1:1

2 ዜና መዋእል 36:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዝ 1:7፣ ኤር 27:16፣ ዳን 1:2፣ 5:2

2 ዜና መዋእል 36:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 24:5, 6

2 ዜና መዋእል 36:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 22:24፣ ማቴ 1:12
  • +2ነገ 24:8, 9

2 ዜና መዋእል 36:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ከባቢ መፋርቕ መጋቢት ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 24:13፣ ኤር 27:17, 18
  • +2ነገ 24:10፣ ኤር 29:1, 2፣ ህዝ 1:2
  • +2ነገ 24:17

2 ዜና መዋእል 36:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 37:1
  • +2ነገ 24:18-20፣ ኤር 52:1-3

2 ዜና መዋእል 36:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 21:1, 2፣ 34:2፣ 38:14, 24

2 ዜና መዋእል 36:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ተሪር ዝኽሳዱን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 24:20፣ ህዝ 17:12-15

2 ዜና መዋእል 36:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 16:11፣ ህዝ 8:10, 11

2 ዜና መዋእል 36:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 74:1
  • +2ዜና 30:1, 10
  • +ኤር 5:12
  • +ኤር 20:7

2 ዜና መዋእል 36:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 24:2
  • +ህዝ 9:7
  • +ዘሌ 26:31፣ ዘዳ 28:25፣ መዝ 79:2
  • +ድጕ 2:21
  • +ዘዳ 28:49-51

2 ዜና መዋእል 36:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 20:16, 17፣ ኢሳ 39:6፣ ኤር 27:19-22፣ 52:17

2 ዜና መዋእል 36:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 74:4-7
  • +ኤር 52:14
  • +1ነገ 9:7፣ 2ነገ 25:9, 10፣ መዝ 79:1

2 ዜና መዋእል 36:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንግስነት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 25:21፣ መዝ 137:1
  • +እዝ 1:1-3
  • +ኤር 27:6, 7

2 ዜና መዋእል 36:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 25:9
  • +ዘሌ 26:34
  • +ኤር 25:12፣ ዘካ 1:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2006፡ ገጽ 32

2 ዜና መዋእል 36:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 44:28፣ 45:1
  • +ኤር 29:14፣ 32:42፣ 33:10, 11
  • +እዝ 1:1-4

2 ዜና መዋእል 36:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዳን 5:18
  • +ኢሳ 44:28
  • +እዝ 7:12, 13

ሓፈሻዊ

2 ዜና 36:11ዜና 3:15፣ ኤር 22:11
2 ዜና 36:12ነገ 23:30, 31
2 ዜና 36:32ነገ 18:14፣ 23:33
2 ዜና 36:42ነገ 23:29፣ ኤር 46:2
2 ዜና 36:42ነገ 23:34፣ ኤር 22:11, 12
2 ዜና 36:5ኤር 26:20, 21፣ 36:32
2 ዜና 36:52ነገ 23:36, 37
2 ዜና 36:62ነገ 24:1፣ 25:1፣ ኤር 25:1
2 ዜና 36:62ነገ 24:16፣ ዳን 1:1
2 ዜና 36:7እዝ 1:7፣ ኤር 27:16፣ ዳን 1:2፣ 5:2
2 ዜና 36:82ነገ 24:5, 6
2 ዜና 36:9ኤር 22:24፣ ማቴ 1:12
2 ዜና 36:92ነገ 24:8, 9
2 ዜና 36:102ነገ 24:13፣ ኤር 27:17, 18
2 ዜና 36:102ነገ 24:10፣ ኤር 29:1, 2፣ ህዝ 1:2
2 ዜና 36:102ነገ 24:17
2 ዜና 36:11ኤር 37:1
2 ዜና 36:112ነገ 24:18-20፣ ኤር 52:1-3
2 ዜና 36:12ኤር 21:1, 2፣ 34:2፣ 38:14, 24
2 ዜና 36:132ነገ 24:20፣ ህዝ 17:12-15
2 ዜና 36:142ነገ 16:11፣ ህዝ 8:10, 11
2 ዜና 36:16መዝ 74:1
2 ዜና 36:162ዜና 30:1, 10
2 ዜና 36:16ኤር 5:12
2 ዜና 36:16ኤር 20:7
2 ዜና 36:172ነገ 24:2
2 ዜና 36:17ህዝ 9:7
2 ዜና 36:17ዘሌ 26:31፣ ዘዳ 28:25፣ መዝ 79:2
2 ዜና 36:17ድጕ 2:21
2 ዜና 36:17ዘዳ 28:49-51
2 ዜና 36:182ነገ 20:16, 17፣ ኢሳ 39:6፣ ኤር 27:19-22፣ 52:17
2 ዜና 36:19መዝ 74:4-7
2 ዜና 36:19ኤር 52:14
2 ዜና 36:191ነገ 9:7፣ 2ነገ 25:9, 10፣ መዝ 79:1
2 ዜና 36:202ነገ 25:21፣ መዝ 137:1
2 ዜና 36:20እዝ 1:1-3
2 ዜና 36:20ኤር 27:6, 7
2 ዜና 36:21ኤር 25:9
2 ዜና 36:21ዘሌ 26:34
2 ዜና 36:21ኤር 25:12፣ ዘካ 1:12
2 ዜና 36:22ኢሳ 44:28፣ 45:1
2 ዜና 36:22ኤር 29:14፣ 32:42፣ 33:10, 11
2 ዜና 36:22እዝ 1:1-4
2 ዜና 36:23ዳን 5:18
2 ዜና 36:23ኢሳ 44:28
2 ዜና 36:23እዝ 7:12, 13
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ዜና መዋእል 36:1-23

2 ዜና መዋእል

36 ህዝቢ እታ ምድሪ ድማ ንዮኣሓዝ+ ወዲ ዮስያስ ወሲዶም ኣብ ክንዲ ኣቦኡ ኣብ የሩሳሌም ኣንገስዎ።+ 2 ዮኣሓዝ ኪነግስ ከሎ፡ ወዲ 23 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ከኣ ሰለስተ ወርሒ ነገሰ። 3 ግናኸ፡ ንጉስ ግብጺ ኣብ የሩሳሌም ካብ ስልጣኑ ኣውረዶ፡ ነታ ምድሪ ድማ 100 ታለንት* ብሩርን ሓደ ታለንት ወርቅን መቕጻዕቲ ኽትከፍል ሰልዓላ።+ 4 ንጉስ ግብጺ ኸኣ ንኤልያቂም ሓው ዮኣሓዝ ኣብ ልዕሊ ይሁዳን የሩሳሌምን ኣንገሶ፣ ስሙ ድማ ናብ ዮያቂም ለወጦ። ኔኮ+ ኸኣ ንሓዉ ዮኣሓዝ ወሲዱ ናብ ግብጺ ኣምጽኦ።+

5 ዮያቂም+ ኪነግስ ከሎ፡ ወዲ 25 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ከኣ 11 ዓመት ነገሰ። ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ድማ ክፉእ ይገብር ነበረ።+ 6 ነቡካድነጻር+ ንጉስ ባቢሎን ከኣ ብኽልተ መቝሕ ነሓሲ ኣሲሩ ናብ ባቢሎን ኪወስዶ ኢሉ ኣንጻሩ ደየበ።+ 7 ነቡካድነጻር ድማ ገለ ኻብ ኣቕሑ ቤት የሆዋ ናብ ባቢሎን ወሰደ፡ ኣብ ቤተ መንግስቱ ኣብ ባቢሎን ከኣ ኣንበሮ።+ 8 እቲ ዝተረፈ ታሪኽ ዮያቂም፡ እቲ ዝገበሮ ፍንፉን ነገራትን እንታይ ከም እተረኽቦን፡ ኣብ መጽሓፍ ነገስታት እስራኤልን ይሁዳን ተጻሒፉ ኣሎ፣ ኣብ ክንዳኡ ድማ ወዱ ዮያኪን ነገሰ።+

9 ዮያኪን+ ኪነግስ ከሎ፡ ወዲ 18 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ከኣ ሰለስተ ወርሕን ዓሰርተ መዓልትን ነገሰ። ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ድማ ክፉእ ይገብር ነበረ።+ 10 ኣብ መጀመርታ ዓመት፡* ንጉስ ነቡካድነጻር፡ ንዕኡ ምስቲ ኣብ ቤት የሆዋ ዝነበረ ኽቡር ኣቕሑ+ ናብ ባቢሎን ኬምጽእዎ ለኣኸ።+ ንጼዴቅያስ ሓው ኣቦኡ ድማ ኣብ ልዕሊ ይሁዳን የሩሳሌምን ኣንገሶ።+

11 ጼዴቅያስ+ ኪነግስ ከሎ፡ ወዲ 21 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ድማ 11 ዓመት ነገሰ።+ 12 ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ኣምላኹ ኸኣ ክፉእ ይገብር ነበረ። ኣብ ቅድሚ እቲ ብትእዛዝ የሆዋ ዚዛረብ ነብዪ ኤርምያስ ርእሱ ኣየትሓተን።+ 13 ካብቲ ብኣምላኽ ኣምሒልዎ ዝነበረ ንጉስ ነቡካድነጻር ድማ ዓለወ፣+ ነቓጽን* ተሪር ዝልቡን ኰነ፡ ናብ የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል እውን ምምላስ ኣበየ። 14 ኵሎም እቶም ሊቃውንቲ ኻህናትን ህዝብን ከኣ ከም ኵሉ ፍንፉን ነገራት ኣህዛብ ብዙሕ ጥልመት ገበሩ፣ ነታ ኣብ የሩሳሌም ዝቐደሳ ቤት የሆዋ ድማ ኣርከስዋ።+

15 የሆዋ ኣምላኽ ኣቦታቶም ንህዝቡን ነታ ማሕደሩን ስለ ዝራሕርሓሎም፡ ብልኡኻቱ ገይሩ የጠንቅቖም፡ ደጋጊሙ የጠንቅቖም ነበረ። 16 ንሳቶም ግና ነድሪ የሆዋ ናብ ህዝቡ ኽሳዕ ዚመጽእ፡+ ኪሓውዩ ዘይክእሉ ኽሳዕ ዚዀኑ፡ ንልኡኻት እቶም ናይ ሓቂ ኣምላኽ ኣላገጹሎም፡+ ንቓሉ ኸኣ ነዓቕዎ፡+ ንነብያቱ እውን ኣባጨዉሎም።+

17 ስለዚ፡ ንንጉስ ከለዳውያን ኣንጻሮም ኣደየቦ፣+ ንሱ ኸኣ፡ ኣጕባዞም ኣብ ቤተ መቕደሶም+ ብሰይፊ ቐተለ፣+ ንጐበዝ ኰነ ንድንግል፡ ንዓብዪ ዀነ ንኣረጊት ኣይራሕርሐን።+ ኣምላኽ ንዅሉ ኣብ ኢዱ ኣሕሊፉ ሃቦ።+ 18 ዓብይን ንእሽቶን ዘበለ ዅሉ ኣቕሑ ቤት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽን መዛግብቲ ቤት የሆዋን መዛግብቲ ንጉስን መሳፍንቱን፡ ኰታስ ኵሉ ናብ ባቢሎን ወሰደ።+ 19 ንቤት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ኣንደዳ፡+ ንመካበብያ የሩሳሌም ኣፍረሶ፡+ ንዅሉ እተዓርደ ግምብታታ ብሓዊ ኣንደዶ፡ ኵሉ ኽቡር ነገር ድማ ኣጥፍአ።+ 20 ነቶም ካብ ሰይፊ ዘምለጡ+ ኸኣ ማሪኹ ናብ ባቢሎን ወሰዶም፣ መንግስቲ* ፋርስ ክሳዕ እትነግስ+ ድማ ንዕኡን ንደቁን ገላዉ ዀኑ።+ 21 እዚ ኸኣ እቲ ብኤርምያስ እተዘርበ ቓል የሆዋ ኽሳዕ ዚፍጸም፡+ እታ ምድሪ ድማ ሰናብታ ኽሳዕ እትኸፍል ኰነ።+ ብዅለን እተን ባዲማትለን ዝነበረት መዓልትታት፡ 70 ዓመት ንምምላእ፡ ሰናብቲ ሓለወት።+

22 ኣብ ቀዳመይቲ ዓመት ቂሮስ+ ንጉስ ፋርስ፡ እቲ ብኤርምያስ እተዘርበ ቓል የሆዋ+ ምእንቲ ኺፍጸም፡ የሆዋ ንመንፈስ ቂሮስ ንጉስ ፋርስ ኣብ ብዘላ መንግስቱ እቲ ብጽሑፍ እውን ዝሰፈረ ኸምዚ ዚብል ኣዋጅ ኪእውጅ ኣለዓዓሎ፦+ 23 “ቂሮስ ንጉስ ፋርስ ከምዚ ይብል፦ ‘የሆዋ ኣምላኽ ሰማያት፡ መንግስትታት ኵላ ምድሪ ሂቡኒ ኣሎ፣+ ኣብታ ኣብ ይሁዳ ዘላ የሩሳሌም ቤት ክሰርሓሉ እውን መዚዙኒ ኣሎ።+ ካብ ህዝቡ ኣብ መንጎኹም ዘሎ ዘበለ፡ የሆዋ ኣምላኹ ምስኡ ይኹን እሞ ይደይብ።’”+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ