ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 138
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ኣምላኽ ልዑል እኳ እንተ ዀነ፡ ሓላዪ እዩ

        • ‘ጸሎተይ መሊስካለይ’ (3)

        • ‘ካብ ማእከል ሓደጋ እኳ ኣናጊፍካኒ’ (7)

መዝሙር 138:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣንጻር ኣማልኽቲ ዀይነ፡ ከዚመልካ እየ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 9:1

መዝሙር 138:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንቓልካ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ስምካ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 3:3፣ 1ዜና 16:1፣ መዝ 28:2
  • +ዮሃ 17:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2006፡ ገጽ 19

    1/9/2006፡ ገጽ 16

መዝሙር 138:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንነፍሰይ ኣትቢዕካያን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 18:6
  • +መዝ 29:11፣ ኢሳ 12:2፣ 41:10

መዝሙር 138:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 102:15፣ ኢሳ 60:3

መዝሙር 138:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 8:10, 11

መዝሙር 138:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 2:8፣ መዝ 113:6-8፣ ኢሳ 57:15
  • +ያእ 4:6፣ 1ጴጥ 5:5

መዝሙር 138:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 71:20

መዝሙር 138:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 103:17
  • +እዮ 14:15፣ መዝ 71:18

ሓፈሻዊ

መዝ. 138:1መዝ 9:1
መዝ. 138:21ሳሙ 3:3፣ 1ዜና 16:1፣ መዝ 28:2
መዝ. 138:2ዮሃ 17:6
መዝ. 138:3መዝ 18:6
መዝ. 138:3መዝ 29:11፣ ኢሳ 12:2፣ 41:10
መዝ. 138:4መዝ 102:15፣ ኢሳ 60:3
መዝ. 138:51ነገ 8:10, 11
መዝ. 138:61ሳሙ 2:8፣ መዝ 113:6-8፣ ኢሳ 57:15
መዝ. 138:6ያእ 4:6፣ 1ጴጥ 5:5
መዝ. 138:7መዝ 71:20
መዝ. 138:8መዝ 103:17
መዝ. 138:8እዮ 14:15፣ መዝ 71:18
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 138:1-8

መዝሙር

ናይ ዳዊት።

138 ብምሉእ ልበይ ክውድሰካ እየ።+

ኣብ ገጽ ኣማልኽቲ፡

ውዳሰ ኽዝምር እየ።*

 2 ንቓልካን ንስምካን ኣብ ልዕሊ ዅሉ* ኣዕቢኻዮ ኢኻ እሞ፡

ስለቲ ብተኣማንነት እተርእዮ ፍቕርኻን ተኣማንነትካን፡

ናብ ቅድስቲ መቕደስካ ኣቢለ ኽሰግድ፡+

ንስምካ ኸኣ ክውድሶ እየ።+

 3 በታ ዝጸዋዕኩኻ መዓልቲ መሊስካለይ፡+

ኣትቢዕካንን* ኣበርቲዕካንን ኢኻ።+

 4 ኦ የሆዋ፡ ዘተስፎኻዮ ተስፋታት ኪሰምዑ እዮም እሞ፡

ኵሎም ነገስታት ምድሪ ኺውድሱኻ እዮም።+

 5 ክብሪ የሆዋ ዓብዪ እዩ እሞ፡+

ብዛዕባ መገድታት የሆዋ ኺዝምሩ እዮም።

 6 የሆዋ ልዑል እኳ እንተ ዀነ፡ ንትሑት የስተብህለሉ፣+

ንዕቡይ ግና ካብ ርሑቕ ጥራይ እዩ ዚፈልጦ።+

 7 ብማእከል ሓደጋ እኳ እንተ ኸድኩ፡ ንስኻ ብህይወት ከተንብረኒ ኢኻ።+

ኣንጻር ቍጥዓ ጸላእተይ ኢድካ ትዝርግሕ፣

የማነይቲ ኢድካ ኸተድሕነኒ እያ።

 8 የሆዋ፡ ኵሉ ነገር ኪፍጽመለይ እዩ።

ኦ የሆዋ፡ ብተኣማንነት እተርእዮ ፍቕርኻ ንዘለኣለም ይነብር እዩ፣+

ንግብርታት ኣእዳውካ ኣይትሕደጎ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ