ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ተሰሎንቄ 1
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ተሰሎንቄ—ትሕዝቶ

      • ሰላምታ (1)

      • ስለ እምነት ሰብ ተሰሎንቄ ዝቐረበ ምስጋና (2-10)

1 ተሰሎንቄ 1:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ሲላስ ተባሂሉ እውን ይጽዋዕ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 15:22፣ 1ጴጥ 5:12
  • +ግብ 16:1, 2

1 ተሰሎንቄ 1:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ተሰ 1:11, 12

1 ተሰሎንቄ 1:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 1:3, 4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2007፡ ገጽ 6-7

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    2/2000፡ ገጽ 3

1 ተሰሎንቄ 1:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ገጽ 194

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2000፡ ገጽ 16

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    2/2000፡ ገጽ 3

1 ተሰሎንቄ 1:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ተሰ 2:14
  • +1ቈረ 11:1፣ ፊል 3:17፣ 2ተሰ 3:9
  • +1ጴጥ 2:21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    2/2000፡ ገጽ 3

1 ተሰሎንቄ 1:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ተሰ 1:4

1 ተሰሎንቄ 1:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 10:14፣ 12:2፣ ገላ 4:8፣ 1ዮሃ 5:21

1 ተሰሎንቄ 1:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ተሰ 5:2፣ 2ጴጥ 3:12
  • +ግብ 1:10, 11፣ ቲቶ 2:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2010፡ ገጽ 13

ሓፈሻዊ

1 ተሰ. 1:1ግብ 15:22፣ 1ጴጥ 5:12
1 ተሰ. 1:1ግብ 16:1, 2
1 ተሰ. 1:22ተሰ 1:11, 12
1 ተሰ. 1:31ጴጥ 1:3, 4
1 ተሰ. 1:61ተሰ 2:14
1 ተሰ. 1:61ቈረ 11:1፣ ፊል 3:17፣ 2ተሰ 3:9
1 ተሰ. 1:61ጴጥ 2:21
1 ተሰ. 1:82ተሰ 1:4
1 ተሰ. 1:91ቈረ 10:14፣ 12:2፣ ገላ 4:8፣ 1ዮሃ 5:21
1 ተሰ. 1:10ግብ 1:10, 11፣ ቲቶ 2:13
1 ተሰ. 1:101ተሰ 5:2፣ 2ጴጥ 3:12
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ተሰሎንቄ 1:1-10

1 ተሰሎንቄ

1 ካብ ጳውሎስን ስልዋኖስን*+ ጢሞቴዎስን፡+ ናብታ ምስ ኣቦና ኣምላኽን ምስ ጐይታና የሱስ ክርስቶስን ሓድነት ዘለዋ ጉባኤ ተሰሎንቄ፦

ጸጋን ሰላምን ይኹነልኩም።

2 ብዛዕባ ዅላትኩም ኣብ ጸሎትና ኽንጠቅስ ከለና፡ ኵሉ ሳዕ ንኣምላኽ ነመስግኖ ኢና፣+ 3 ከመይሲ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽናን ኣቦናን ነቲ ብእምነት ዝገበርኩምዎ ግብርን ብፍቕሪ ዝጸዓርኩምዎ ጻዕርን ሳላ እታ ኣብ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ዘላትኩም ተስፋ+ ዘርኣኹምዎ ተጻዋርነትን ከየቋረጽና ንዝክሮ ኣለና። 4 ኣቱም ብኣምላኽ እተፈቐርኩም ኣሕዋትና፡ ንሱ ኸም ዝሓረየኩም ፈሊጥና ኢና፣ 5 ስለምንታይሲ፡ እቲ ዝሰበኽናልኩም ብስራት ብሓይልን ብመንፈስ ቅዱስን ብጽኑዕ እምነትን እውን እምበር፡ ብቓል ጥራይ ኣይመጸኩምን። ኣባኻትኩምን ምእንታኹምን ከመይ ዝበልና ኸም ዝዀንና እውን ትፈልጡ ኢኹም። 6 ንስኻትኩም ከኣ ነቲ ቓል ኣብ ትሕቲ ብዙሕ ጸበባ+ ብናይ መንፈስ ቅዱስ ሓጐስ ብምቕባልኩም፡ ንዓናን+ ንጐይታን+ ትመስሉ ኣለኹም። 7 ስለዚ፡ ንዅሎም እቶም ኣብ መቄዶንያን ኣካይያን ዘለዉ ኣመንቲ ኣርኣያ ዄንኩምዎም ኢኹም።

8 ኣብ ኣምላኽ ዘላትኩም እምነት ኣብ ኵሉ ተዘርጊሓ+ ኣላ እምበር፡ ቃል የሆዋ* ኻባኻትኩም ኣብ መቄዶንያን ኣካይያን ጥራይ ኣይኰነን እተሰምዐ፣ ስለዚ፡ ሓንቲ እኳ ኽንብል ኣየድልየናን እዩ። 9 ከመይሲ፡ ኣብ ፈለማ ኸመይ ጌርና ኸም ዝረኸብናኩምን ካብ ጣኦታትኩም+ ናብ ኣምላኽ ከመይ ጌርኩም ከም እተመለስኩምን፡ ንሳቶም ባዕላቶም የውርዩ ኣለዉ፣ እዚ ዝገበርኩም ከኣ፡ ነቲ ህያውን ናይ ሓቅን ኣምላኽ ክትግዝኡን 10 ነቲ ኻብ ምዉታት ዘተንስኦ እሞ ኻብቲ ዚመጽእ ቍጥዓ ዜናግፈና+ ወዱ የሱስ ካብ ሰማያት ክትጽበዩን+ ኢልኩም ኢኹም።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ