ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መሃልየ መሃልይ 3
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መሃልየ መሃልይ—ትሕዝቶ

    • እታ ሹላማዊት ኣብ ሰፈር ንጉስ ሰሎሞን (1:1–3:5)

        • 3 ጓል (1-5)

          • ‘ብለይቲ ነቲ ዘፍቅሮ ደለኽዎ’ (1)

      እታ ሹላማዊት ኣብ የሩሳሌም (3:6–8:4)

        • ኣዋልድ ጽዮን (6-11)

          • ዓጀባ ሰሎሞን ተገልጸ

መሃልየ መሃልይ 3:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነቲ ነፍሰይ እተፍቅሮ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሃ 1:7
  • +መሃ 5:6

መሃልየ መሃልይ 3:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነቲ ነፍሰይ እተፍቅሮ።”

መሃልየ መሃልይ 3:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነቲ ነፍሰይ እተፍቅሮ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሃ 5:7

መሃልየ መሃልይ 3:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነቲ ነፍሰይ እተፍቅሮ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሃ 8:2

መሃልየ መሃልይ 3:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሃ 2:7፣ 8:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2015፡ ገጽ 31

    15/11/2006፡ ገጽ 18-19

መሃልየ መሃልይ 3:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 30:23, 24, 34

መሃልየ መሃልይ 3:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 9:22

መሃልየ መሃልይ 3:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣገዳሲ ሰብ ዚጽወረሉ እተሸፈነ ዓራት።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 5:8, 9

መሃልየ መሃልይ 3:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣኽሊል ዕምባባ፣ ኣኽሊል ቈጽሊ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 12:24፣ ምሳ 4:3

ሓፈሻዊ

መሃ. 3:1መሃ 1:7
መሃ. 3:1መሃ 5:6
መሃ. 3:3መሃ 5:7
መሃ. 3:4መሃ 8:2
መሃ. 3:5መሃ 2:7፣ 8:4
መሃ. 3:6ዘጸ 30:23, 24, 34
መሃ. 3:71ነገ 9:22
መሃ. 3:91ነገ 5:8, 9
መሃ. 3:112ሳሙ 12:24፣ ምሳ 4:3
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መሃልየ መሃልይ 3:1-11

መሃልየ መሃልይ

3 “ብለይትታት ኣብ ዓራተይ፡

ነቲ ዘፍቅሮ* ደለኽዎ።+

ደለኽዎ፡ ግናኸ ኣይረኸብክዎን።+

 2 ክትንስእ እሞ ኣብ ከተማ ኽዘውር እየ፣

ኣብ ጐደናታትን ኣብ ኣደባባያትን

ነቲ ዘፍቅሮ* ኽደልዮ እየ።

ደለኽዎ፡ ግናኸ ኣይረኸብክዎን።

 3 ኣብ ከተማ ዚዞሩ ሓለውቲ ረኸቡኒ።+

‘ነቲ ዘፍቅሮ* ርኢኹምዎዶ፧’

 4 ቍሩብ ምስ ሓለፍክዎም፡

ነቲ ዘፍቅሮ* ረኸብክዎ።

ሓዝክዎ፡ ናብ ቤት ኣደይ፡

ናብ ውሽጣዊት ክፍሊ ወላዲተይ ክሳዕ ዘእትዎ፡+

ኣይሓደግክዎን።

 5 ኣትን ኣዋልድ የሩሳሌም፡

ብሰስሓን ብእራብ መሮርን አምሕለክን ኣለኹ፦

ባዕሉ ኽሳዕ ዜንቅድሲ፡ ፍቕሪ ኸተተንስኣ ወይ ከተበራብራ ኣይትፈትና።”+

 6 “እዚ ኸርበን ጻዕዳ ዕጣንን ዚጨኑ፡

ምስ ኵሉ ምዑዝ ዝጨናኡ ቐመም ነጋዳይ

ከም ዓንዲ ትኪ ዀይኑ ኻብ በረኻ ዚመጽእ ዘሎ እንታይ እዩ፧”+

 7 “እንሆ፡ ናይ ሰሎሞን ዓራት እዩ።

ካብ ጀጋኑ እስራኤል፡+

ስሳ ጀጋኑ ኸቢቦምዎ ኣለዉ።

 8 ኵላቶም ሰይፊ እተዓጥቁ፡

ኵላቶም ንውግእ ዝሰልጠኑ፡

ካብ ሽበራ ለይቲ ንምሕላው ከኣ፡

ነፍሲ ወከፍ ሰይፉ ኣብ ጐድኑ እተዓጥቀ እዩ።”

 9 “ንጉስ ሰሎሞን ካብ ኣእዋም ሊባኖስ ዘስርሖ

ዚጽወረሉ ዓራት* እዩ።+

10 ኣዕኑዱ ኻብ ብሩር፡

መደገፊኡ ኻብ ወርቂ እተገብረ እዩ።

መንበሩ ኻብ ጁዅ ዝሕብሩ ጸምሪ እዩ፣

ውሽጡ ድማ ኣዋልድ የሩሳሌም

ብፍቕሪ ዝሰለማኦ እዩ።”

11 “ኣትን ኣዋልድ ጽዮን፡ ውጻ፡

ንንጉስ ሰሎሞን

እቲ ኣዲኡ+ ብመዓልቲ መርዓኡ፡

በታ ልቡ እተሓጐሰትሉ መዓልቲ

ዝገበረትሉ ኣኽሊል መርዓ* ገይሩ ኸሎስ ጠምታኦ።”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ