ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ነገስት 15
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ነገስት—ትሕዝቶ

      • ዓዛርያ፡ ንጉስ ይሁዳ (1-7)

      • ናይ መወዳእታ ነገስታት እስራኤል፦ ዘካርያስ (8-12)፡ ሻሉም (13-16)፡ ምናሔም (17-22)፡ ጴቃሕያ (23-26)፡ ጴቃሕ (27-31)

      • ዮታም፡ ንጉስ ይሁዳ (32-38)

2 ነገስት 15:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ዳግማይ የሮብዓም።

  • *

    ትርጉሙ፡ “የሆዋ ረድአ።” ኣብ 2ነገ 15:13፣ 2ዜና 26:1-23፣ ኢሳ 6:1፣ ዘካ 14:5 ዑዝያ ተባሂሉ ኣሎ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 14:21
  • +2ነገ 14:1
  • +2ዜና 26:1, 3

2 ነገስት 15:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 26:4, 5

2 ነገስት 15:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 33:52
  • +ዘዳ 12:13, 14፣ 1ነገ 22:41, 43፣ 2ነገ 14:1, 4

2 ነገስት 15:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቤተ መንግስቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 12:10፣ 2ነገ 5:27
  • +2ነገ 15:32
  • +ዘሌ 13:45, 46፣ 2ዜና 26:16-21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2015፡ ገጽ 21

    1/8/2005፡ ገጽ 11

2 ነገስት 15:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 26:22, 23

2 ነገስት 15:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 6:1

2 ነገስት 15:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 14:21
  • +2ነገ 14:29

2 ነገስት 15:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 12:28-30፣ 13:33፣ 14:16

2 ነገስት 15:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 17:11
  • +ሆሴ 1:4፣ ኣሞ 7:9

2 ነገስት 15:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 13:1, 10፣ 14:23, 29
  • +2ነገ 10:30

2 ነገስት 15:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 26:1

2 ነገስት 15:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 14:17፣ 15:21፣ 16:8, 17
  • +2ነገ 15:10

2 ነገስት 15:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 12:28-30፣ 13:33፣ 14:16

2 ነገስት 15:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ሓደ ታለንት፡ 34.2 ኪ.ግ. እዩ። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 5:26
  • +2ነገ 12:18፣ 16:8

2 ነገስት 15:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ሓደ ሲቃል፡ 11.4 ግ. እዩ። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 23:35

2 ነገስት 15:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 15:14

2 ነገስት 15:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 12:28-30፣ 13:33፣ 14:16

2 ነገስት 15:25

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቤተ መንግስቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 28:6

2 ነገስት 15:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 28:6፣ ኢሳ 7:1, 4

2 ነገስት 15:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 12:28-30፣ 13:33፣ 14:16

2 ነገስት 15:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 16:7፣ 1ዜና 5:6, 26፣ 2ዜና 28:19, 20
  • +1ነገ 15:20
  • +እያ 20:7, 9
  • +ዘሁ 32:40
  • +ኢሳ 9:1
  • +ዘሌ 26:38፣ ዘዳ 28:64፣ 2ነገ 17:22, 23፣ ኢሳ 8:4

2 ነገስት 15:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 17:1
  • +2ዜና 27:1

2 ነገስት 15:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 27:7፣ ማቴ 1:9
  • +2ነገ 14:21

2 ነገስት 15:33

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 27:1

2 ነገስት 15:34

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 27:2

2 ነገስት 15:35

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 33:52፣ ዘዳ 12:14
  • +2ዜና 27:3

2 ነገስት 15:37

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 15:27፣ 2ዜና 28:6
  • +2ነገ 16:5፣ ኢሳ 7:1, 2

ሓፈሻዊ

2 ነገ. 15:12ነገ 14:21
2 ነገ. 15:12ነገ 14:1
2 ነገ. 15:12ዜና 26:1, 3
2 ነገ. 15:32ዜና 26:4, 5
2 ነገ. 15:4ዘሁ 33:52
2 ነገ. 15:4ዘዳ 12:13, 14፣ 1ነገ 22:41, 43፣ 2ነገ 14:1, 4
2 ነገ. 15:5ዘሁ 12:10፣ 2ነገ 5:27
2 ነገ. 15:52ነገ 15:32
2 ነገ. 15:5ዘሌ 13:45, 46፣ 2ዜና 26:16-21
2 ነገ. 15:62ዜና 26:22, 23
2 ነገ. 15:7ኢሳ 6:1
2 ነገ. 15:82ነገ 14:21
2 ነገ. 15:82ነገ 14:29
2 ነገ. 15:91ነገ 12:28-30፣ 13:33፣ 14:16
2 ነገ. 15:10እያ 17:11
2 ነገ. 15:10ሆሴ 1:4፣ ኣሞ 7:9
2 ነገ. 15:122ነገ 13:1, 10፣ 14:23, 29
2 ነገ. 15:122ነገ 10:30
2 ነገ. 15:132ዜና 26:1
2 ነገ. 15:141ነገ 14:17፣ 15:21፣ 16:8, 17
2 ነገ. 15:142ነገ 15:10
2 ነገ. 15:181ነገ 12:28-30፣ 13:33፣ 14:16
2 ነገ. 15:191ዜና 5:26
2 ነገ. 15:192ነገ 12:18፣ 16:8
2 ነገ. 15:202ነገ 23:35
2 ነገ. 15:212ነገ 15:14
2 ነገ. 15:241ነገ 12:28-30፣ 13:33፣ 14:16
2 ነገ. 15:252ዜና 28:6
2 ነገ. 15:272ዜና 28:6፣ ኢሳ 7:1, 4
2 ነገ. 15:281ነገ 12:28-30፣ 13:33፣ 14:16
2 ነገ. 15:292ነገ 16:7፣ 1ዜና 5:6, 26፣ 2ዜና 28:19, 20
2 ነገ. 15:291ነገ 15:20
2 ነገ. 15:29እያ 20:7, 9
2 ነገ. 15:29ዘሁ 32:40
2 ነገ. 15:29ኢሳ 9:1
2 ነገ. 15:29ዘሌ 26:38፣ ዘዳ 28:64፣ 2ነገ 17:22, 23፣ ኢሳ 8:4
2 ነገ. 15:302ነገ 17:1
2 ነገ. 15:302ዜና 27:1
2 ነገ. 15:322ዜና 27:7፣ ማቴ 1:9
2 ነገ. 15:322ነገ 14:21
2 ነገ. 15:332ዜና 27:1
2 ነገ. 15:342ዜና 27:2
2 ነገ. 15:35ዘሁ 33:52፣ ዘዳ 12:14
2 ነገ. 15:352ዜና 27:3
2 ነገ. 15:372ነገ 15:27፣ 2ዜና 28:6
2 ነገ. 15:372ነገ 16:5፣ ኢሳ 7:1, 2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ነገስት 15:1-38

2 ነገስት

15 ኣብ መበል 27 ዓመት የሮብዓም* ንጉስ እስራኤል፡ ዓዛርያ*+ ወዲ ኣማስያ+ ንጉስ ይሁዳ ነገሰ።+ 2 ኪነግስ ከሎ ኸኣ፡ ወዲ 16 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ድማ 52 ዓመት ነገሰ። ስም ኣዲኡ የኮልያ እዩ፣ ንሳ ኻብ የሩሳሌም እያ። 3 ንሱ ኸምቲ ኣቦኡ ኣማስያ ዝገበሮ፡ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ቕኑዕ ይገብር ነበረ።+ 4 ግናኸ፡ እቲ በረኽቲ ኣይተወገደን ነበረ፣+ እቲ ህዝቢ ኸኣ ገና ኣብቲ በረኽቲ ይስውእን ይዓጥንን ነበረ።+ 5 የሆዋ ድማ ነቲ ንጉስ ወቕዖ፣ ንሱ ኸኣ ክሳዕ መዓልቲ ሞቱ ድዉይ ነበረ፣+ ዮታም+ ወዲ ንጉስ ኣብ ልዕሊ እታ ቤት* ኰይኑ ንህዝቢ እታ ምድሪ ኺፈርድ ከሎ ድማ፡ ንሱ ኣብ ፍልይቲ ቤት ይቕመጥ ነበረ።+ 6 እቲ ዝተረፈ ታሪኽ ዓዛርያ፡+ ኵሉ እቲ ዝገበሮ፡ ኣብ መጽሓፍ ታሪኽ ዘመን ነገስታት ይሁዳ ተጻሒፉዶ የሎን፧ 7 ዓዛርያ ኸኣ ምስ ኣቦታቱ ዓረፈ፣+ ምስ ኣቦታቱ ድማ ኣብ ከተማ ዳዊት ቀበርዎ፣ ኣብ ክንዳኡ ኸኣ ወዱ ዮታም ነገሰ።

8 ኣብ መበል 38 ዓመት ዓዛርያ+ ንጉስ ይሁዳ፡ ዘካርያስ+ ወዲ የሮብዓም ኣብ ልዕሊ እስራኤል ኣብ ሰማርያ ነገሰ፣ ሽዱሽተ ወርሒ ድማ ነገሰ። 9 ከምቲ ኣቦታቱ ዝገበርዎ ኸኣ፡ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ኽፉእ ገበረ። ካብቲ የሮብዓም ወዲ ናባጥ ንእስራኤል ዘሕጥኣሉ ሓጢኣት ድማ ኣየልገሰን።+ 10 ሻሉም ወዲ ያቤሽ ከኣ ውዲት ኣለመሉ እሞ ኣብ ዪብልዓም+ ወቒዑ ቐተሎ፡+ ኣብ ክንዳኡ እውን ነገሰ። 11 እቲ ዝተረፈ ታሪኽ ዘካርያስ ድማ፡ ኣብ መጽሓፍ ታሪኽ ዘመን ነገስታት እስራኤል ተጻሒፉ ኣሎ። 12 እቲ የሆዋ ንየሁ፡ “ኣርባዕተ ወለዶ ደቅኻ+ ኣብ ዝፋን እስራኤል ኪቕመጡ እዮም”+ ኢሉ እተዛረቦ ቓል እዚ እዩ። ከምኡ ኸኣ ኰነ።

13 ኣብ መበል 39 ዓመት ዑዝያ+ ንጉስ ይሁዳ፡ ሻሉም ወዲ ያቤሽ ነገሰ፣ ኣብ ሰማርያ ድማ ወርሒ ምሉእ ነገሰ። 14 ምናሔም ወዲ ጋዲ ኸኣ ካብ ቲርጻ+ ናብ ሰማርያ ደዪቡ፡ ንሻሉም+ ወዲ ያቤሽ ኣብ ሰማርያ ወቒዑ ቐተሎ፡ ኣብ ክንዳኡ እውን ነገሰ። 15 እቲ ዝተረፈ ታሪኽ ሻሉምን እቲ ዝኣለሞ ውዲትን ድማ፡ ኣብ መጽሓፍ ታሪኽ ዘመን ነገስታት እስራኤል ተጻሒፉ ኣሎ። 16 ሽዑ፡ ምናሔም ካብ ቲርጻ መጺኡ፡ ኣፍ ደገታታት ስለ ዘይከፈተትሉ፡ ንቲፍሳሕን ንዅሉ ኣብኣ ዝነበረን ንኸባቢኣን ወቕዐ። ንዓኣ ወቕዓ፡ ንጥኑሳታ እውን ቀደደን።

17 ኣብ መበል 39 ዓመት ዓዛርያ ንጉስ ይሁዳ፡ ምናሔም ወዲ ጋዲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ነገሰ፣ ኣብ ሰማርያ ኸኣ ዓሰርተ ዓመት ነገሰ። 18 ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ድማ ክፉእ ይገብር ነበረ። ካብቲ የሮብዓም ወዲ ናባጥ ንእስራኤል ዘሕጥኣሉ ሓጢኣት ከኣ ኣየልገሰን።+ 19 ጱል+ ንጉስ ኣሶር ድማ ናብታ ምድሪ መጸ፣ ምናሔም ከኣ እታ መንግስቲ ኣብ ኢዱ ኽትጸንዕ ምእንቲ ኺድግፎ ኢሉ ንጱል 1,000 ታለንት* ብሩር ሃቦ።+ 20 ምናሔም ድማ ነቲ ብሩር ንምእካብ፡ ነቶም ምርኡያትን ሃብታምን ሰባት ኣገበሮም።+ ንንጉስ ኣሶር ካብ ነፍሲ ወከፍ ሰብ 50 ሲቃል* ብሩር ሃቦ። ንጉስ ኣሶር ከኣ ተመልሰ፡ ኣብታ ምድሪ እውን ኣይጸንሐን። 21 እቲ ዝተረፈ ታሪኽ ምናሔም፡+ ኵሉ እቲ ዝገበሮ፡ ኣብ መጽሓፍ ታሪኽ ዘመን ነገስታት እስራኤል ተጻሒፉዶ የሎን፧ 22 ምናሔም ድማ ምስ ኣቦታቱ ዓረፈ፣ ኣብ ክንዳኡ ኸኣ ወዱ ጴቃሕያ ነገሰ።

23 ኣብ መበል 50 ዓመት ዓዛርያ ንጉስ ይሁዳ፡ ጴቃሕያ ወዲ ምናሔም ኣብ ልዕሊ እስራኤል ኣብ ሰማርያ ነገሰ፣ ክልተ ዓመት ድማ ነገሰ። 24 ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ኸኣ ክፉእ ይገብር ነበረ። ካብቲ የሮብዓም ወዲ ናባጥ ንእስራኤል ዘሕጥኣሉ ሓጢኣት ድማ ኣየልገሰን።+ 25 ጴቃሕ+ ወዲ ረማልያ እቲ ሓጋዚኡ ኸኣ ውዲት ኣለመሉ እሞ፡ ንዕኡ ምስ ኣርጎብን ኣርየን ኣብ ሰማርያ ኣብ እተዓርደ ግምቢ ቤት* ንጉስ ቀተሎ። ምስኡ ድማ 50 ሰብ ጊልዓድ ነበሩ፣ ንዕኡ ቐቲሉ ኸኣ፡ ኣብ ክንዳኡ ነገሰ። 26 እቲ ዝተረፈ ታሪኽ ጴቃሕያ፡ ኵሉ እቲ ዝገበሮ፡ ኣብ መጽሓፍ ታሪኽ ዘመን ነገስታት እስራኤል ተጻሒፉ ኣሎ።

27 ኣብ መበል 52 ዓመት ዓዛርያ ንጉስ ይሁዳ፡ ጴቃሕ+ ወዲ ረማልያ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ኣብ ሰማርያ ነገሰ፣ 20 ዓመት ከኣ ነገሰ። 28 ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ድማ ክፉእ ይገብር ነበረ። ካብቲ የሮብዓም ወዲ ናባጥ ንእስራኤል ዘሕጥኣሉ ሓጢኣት ከኣ ኣየልገሰን።+ 29 ብዘመን ጴቃሕ ንጉስ እስራኤል፡ ቲግላት-ጲሌሰር+ ንጉስ ኣሶር ወሪሩ ንዒዮንን ንኣቤል-ቤት-ማዓካን+ ንያኖኣን ንቀደሽን+ ንሓጾርን ንጊልዓድን+ ንገሊላን፡ ንዅላ ምድሪ ንፍታሌም፡+ ሓዘን፣ ነቶም ነበርተን ድማ ናብ ኣሶር ማረኾም።+ 30 ሆሼዓ+ ወዲ ኤላህ ከኣ ንጴቃሕ ወዲ ረማልያ ውዲት ኣለመሉ፣ ኣብ መበል 20 ዓመት ዮታም+ ወዲ ዑዝያ ንዕኡ ወቒዑ ቐቲሉ ድማ፡ ኣብ ክንዳኡ ነገሰ። 31 እቲ ዝተረፈ ታሪኽ ጴቃሕ፡ ኵሉ እቲ ዝገበሮ፡ ኣብ መጽሓፍ ታሪኽ ዘመን ነገስታት እስራኤል ተጻሒፉ ኣሎ።

32 ኣብ ካልአይቲ ዓመት ጴቃሕ ወዲ ረማልያ ንጉስ እስራኤል፡ ዮታም+ ወዲ ዑዝያ+ ንጉስ ይሁዳ ነገሰ። 33 ኪነግስ ከሎ ድማ፡ ወዲ 25 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ከኣ 16 ዓመት ነገሰ። ስም ኣዲኡ የሩሻ እዩ፣ ንሳ ጓል ጻዶቅ እያ።+ 34 ንሱ ድማ ከምቲ ኣቦኡ ዑዝያ ዝገበሮ፡ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ቕኑዕ ይገብር ነበረ።+ 35 ግናኸ፡ እቲ በረኽቲ ኣይተወገደን ነበረ፣ እቲ ህዝቢ ኸኣ ገና ኣብቲ በረኽቲ ይስውእን ይዓጥንን ነበረ።+ ንሱ ነቲ ላዕለዋይ ኣፍ ደገ ቤት የሆዋ ሰርሖ።+ 36 እቲ ዝተረፈ ታሪኽ ዮታም፡ እቲ ዝገበሮ፡ ኣብ መጽሓፍ ታሪኽ ዘመን ነገስታት ይሁዳ ተጻሒፉዶ የሎን፧ 37 በተን መዓልትታት እቲአን፡ የሆዋ ንረጺን ንጉስ ሶርያን ንጴቃሕ+ ወዲ ረማልያን ኣንጻር ይሁዳ ኺሰድዶም ጀመረ።+ 38 ዮታም ድማ ምስ ኣቦታቱ ዓረፈ፣ ምስ ኣቦታቱ ኸኣ ኣብ ከተማ ዳዊት ኣቦኡ ተቐብረ። ኣብ ክንዳኡ ድማ ወዱ ኣሓዝ ነገሰ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ