ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ዜና መዋእል 9
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • ካብ ምርኮ ምስ ተመልሱ እተመዝገበ ወለዶ (1-34)

      • መስመር ወለዶ ሳኦል ተደግመ (35-44)

1 ዜና መዋእል 9:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 39:9

1 ዜና መዋእል 9:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነቲኒም።” ቃ.ቃ.፡ “እተዋህቡ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 9:3, 27፣ እዝ 2:43-54, 70፣ 8:20፣ ነህ 7:73፣ 11:3

1 ዜና መዋእል 9:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ነህ 11:4, 5
  • +ነህ 11:7-9

1 ዜና መዋእል 9:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 46:12፣ 1ዜና 2:4

1 ዜና መዋእል 9:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 2:4, 6

1 ዜና መዋእል 9:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ንቤት ኣቦታቶም ርእስታት ኣቦታት ነበሩ።”

1 ዜና መዋእል 9:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ነህ 11:10-14

1 ዜና መዋእል 9:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቤተ መቕደስ።”

1 ዜና መዋእል 9:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ነህ 11:15

1 ዜና መዋእል 9:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 2:54፣ ነህ 12:28

1 ዜና መዋእል 9:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዝ 2:1, 42፣ ነህ 11:19

1 ዜና መዋእል 9:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ነህ 3:29

1 ዜና መዋእል 9:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 25:11, 13፣ እያ 22:30፣ መሳ 20:28
  • +ዘጸ 6:25፣ ዘሁ 3:32

1 ዜና መዋእል 9:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 26:14, 19

1 ዜና መዋእል 9:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 9:1
  • +1ሳሙ 9:9

1 ዜና መዋእል 9:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 23:16, 19፣ ነህ 12:45

1 ዜና መዋእል 9:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 26:14-16

1 ዜና መዋእል 9:26

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ሓያላት።”

  • *

    ወይ፡ “መመገቢ ኽፍልታትን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 26:20፣ 28:11, 12፣ 2ዜና 31:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2005፡ ገጽ 9

1 ዜና መዋእል 9:27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2005፡ ገጽ 9

1 ዜና መዋእል 9:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 1:50

1 ዜና መዋእል 9:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 8:4
  • +ዘሌ 2:1፣ 1ዜና 23:29
  • +ዘሌ 23:12, 13
  • +ዘጸ 27:20
  • +ዘሌ 2:1, 2
  • +ዘጸ 25:3, 6

1 ዜና መዋእል 9:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 2:5, 7

1 ዜና መዋእል 9:32

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ እንጌራ ምርኣይ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 2:4፣ 13:11
  • +ዘሌ 24:6, 8

1 ዜና መዋእል 9:33

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መመገቢ ኽፍልታት።”

1 ዜና መዋእል 9:35

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 21:8, 17

1 ዜና መዋእል 9:39

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 14:50
  • +1ሳሙ 9:1, 2፣ 11:15
  • +1ሳሙ 14:45፣ 18:1፣ 2ሳሙ 1:23
  • +1ሳሙ 14:49
  • +1ሳሙ 31:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2017፡ ገጽ 32

1 ዜና መዋእል 9:40

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 4:4
  • +2ሳሙ 9:12

ሓፈሻዊ

1 ዜና 9:1ኤር 39:9
1 ዜና 9:2እያ 9:3, 27፣ እዝ 2:43-54, 70፣ 8:20፣ ነህ 7:73፣ 11:3
1 ዜና 9:3ነህ 11:4, 5
1 ዜና 9:3ነህ 11:7-9
1 ዜና 9:4ዘፍ 46:12፣ 1ዜና 2:4
1 ዜና 9:61ዜና 2:4, 6
1 ዜና 9:10ነህ 11:10-14
1 ዜና 9:14ነህ 11:15
1 ዜና 9:161ዜና 2:54፣ ነህ 12:28
1 ዜና 9:17እዝ 2:1, 42፣ ነህ 11:19
1 ዜና 9:18ነህ 3:29
1 ዜና 9:20ዘሁ 25:11, 13፣ እያ 22:30፣ መሳ 20:28
1 ዜና 9:20ዘጸ 6:25፣ ዘሁ 3:32
1 ዜና 9:211ዜና 26:14, 19
1 ዜና 9:221ዜና 9:1
1 ዜና 9:221ሳሙ 9:9
1 ዜና 9:232ዜና 23:16, 19፣ ነህ 12:45
1 ዜና 9:241ዜና 26:14-16
1 ዜና 9:261ዜና 26:20፣ 28:11, 12፣ 2ዜና 31:12
1 ዜና 9:28ዘሁ 1:50
1 ዜና 9:291ነገ 8:4
1 ዜና 9:29ዘሌ 2:1፣ 1ዜና 23:29
1 ዜና 9:29ዘሌ 23:12, 13
1 ዜና 9:29ዘጸ 27:20
1 ዜና 9:29ዘሌ 2:1, 2
1 ዜና 9:29ዘጸ 25:3, 6
1 ዜና 9:31ዘሌ 2:5, 7
1 ዜና 9:322ዜና 2:4፣ 13:11
1 ዜና 9:32ዘሌ 24:6, 8
1 ዜና 9:35እያ 21:8, 17
1 ዜና 9:391ሳሙ 14:50
1 ዜና 9:391ሳሙ 9:1, 2፣ 11:15
1 ዜና 9:391ሳሙ 14:45፣ 18:1፣ 2ሳሙ 1:23
1 ዜና 9:391ሳሙ 14:49
1 ዜና 9:391ሳሙ 31:2
1 ዜና 9:402ሳሙ 4:4
1 ዜና 9:402ሳሙ 9:12
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
  • 41
  • 42
  • 43
  • 44
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ዜና መዋእል 9:1-44

1 ዜና መዋእል

9 ኵሎም እስራኤላውያን ኣብ ወለዶ ተመዝገቡ፣ ኣብ መጽሓፍ ነገስታት እስራኤል ከኣ ተጻሕፉ። ይሁዳ ድማ ብሰሪ ጥልመቶም ናብ ባቢሎን ተማሪኾም ተወስዱ።+ 2 እቶም ናብ ርስቶም ናብ ከተማታቶም እተመልሱ ቐዳሞት ነበርቲ፡ ገሊኦም እስራኤላውያንን ካህናትን ሌዋውያንን ኣገልገልቲ ቤተ መቕደስን* እዮም።+ 3 ገለ ኻብ ደቂ ይሁዳን+ ብንያምን+ ኤፍሬምን ምናሴን ከኣ ኣብ የሩሳሌም ተቐመጡ፦ 4 ዑታይ ወዲ ዓሚሁድ ወዲ ዖምሪ ወዲ ኢምሪ ወዲ ባኒ፡ ካብ ደቂ ፋሬስ+ ወዲ ይሁዳ። 5 ካብ ሺሎናውያን ድማ፡ ዓሳያ እቲ በዅርን ደቁን። 6 ካብ ደቂ ዜራሕ+ ከኣ፡ የዑኤልን 690 ካብ ኣሕዋቶምን።

7 ካብ ደቂ ብንያም ድማ፡ ሳሉ ወዲ መሹላም ወዲ ሆዳውያ ወዲ ሃሰኑኣ፡ 8 ዪብነያ ወዲ የሮሓም፡ ኤላህ ወዲ ዑዚ ወዲ ሚክሪ፡ መሹላም ወዲ ሸፋጥያ ወዲ ረዑኤል ወዲ ዪብኒያ። 9 ኣሕዋቶም ከኣ በብትውልዶም 956 እዮም። ኵሎም እዞም ሰባት እዚኦም ርእስታት ማይ ቤታቶም ነበሩ።*

10 ካብ ካህናት ድማ፡ የዳዕያ፡ የሆያሪብ፡ ያኪን፡+ 11 ዓዛርያ ወዲ ሒልቅያ ወዲ መሹላም ወዲ ጻዶቅ ወዲ መራዮት ወዲ ኣሒጡብ፡ መራሒ ቤት* እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ፡ 12 ዓዳያ ወዲ የሮሓም ወዲ ጳሽሑር ወዲ ማልክያ፡ ማዕሳይ ወዲ ዓዲኤል ወዲ ያሕዜራ ወዲ መሹላም ወዲ መሺሌሚት ወዲ ኢመር፡ 13 ኣሕዋቶም ከኣ ርእስታት ማይ ቤታት፡ ንኣገልግሎት ቤት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ እተዳለዉ 1,760 ክኢላታት ጀጋኑ።

14 ካብ ሌዋውያን ከኣ፡ ሸማዕያ+ ወዲ ሓሹብ ወዲ ዓዝሪቃም ወዲ ሓሻብያ ኻብ ደቂ መራሪ፣ 15 ድማ ባቅባቃር፡ ሔሬስ፡ ጋላል፡ ማታንያ ወዲ ሚካ ወዲ ዚክሪ ወዲ ኣሳፍ፡ 16 ኦብድያ ወዲ ሸማዕያ ወዲ ጋላል ወዲ የዱቱን፡ በረክያ ወዲ ኣሳ ወዲ ኤልቃና፣ ንሱ ኣብ ሰፈራት ነጦፋታውያን+ ይቕመጥ ነበረ።

17 ሓለውቲ ኣፍ ደገ+ ኸኣ፡ ሻሉምን ዓቁብን ጣልሞንን ኣሒማንን፡ ሓዎም ሻሉም እውን ርእሲ ነበረ፣ 18 ንሱ ድማ ክሳዕ ሽዑ ኣብታ ብምብራቕ ዘላ ኣፍ ደገ ንጉስ ነበረ።+ እዚኣቶም ሓለውቲ ኣፍ ደገ ሰፈራት ሌዋውያን ነበሩ። 19 ሻሉም ወዲ ቆሬ ወዲ ኤብያሳፍ ወዲ ቆራሕ፡ ካብ ቤት ኣቦኡ ድማ ኣሕዋቱ እቶም ቆራሓውያን ኣብቲ ዕዮ ኣገልግሎት ሓለውቲ ማዕጾ እቲ ድንኳን ነበሩ፣ ኣቦታቶም ኣብቲ ሰፈር የሆዋ፡ ሓለውቲ መእተዊ ነይሮም እዮም። 20 ቀደም፡ ፊንሃስ+ ወዲ ኣልኣዛር+ መራሒኦም ነበረ፣ የሆዋ ኸኣ ምስኡ ነበረ። 21 ዘካርያስ+ ወዲ መሸለምያ ሓላው መእተዊ እቲ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ ነበረ።

22 ኵሎም እቶም ሓለውቲ ኣፍ ደገ ኪዀኑ እተሓርዩ፡ ቍጽሮም 212 ነበረ። ንሳቶም በብምዝገባ ወለዶኦም ኣብ ሰሰፈሮም ነበሩ።+ ዳዊትን ሳሙኤል እቲ ረኣይን+ ነዚኣቶም ኣብቲ ብእምነት ዚፍጸም ሓላፍነቶም ሸምዎም። 23 ንሳቶምን ደቆምን ኣብ ኣገልግሎት ሓለዋ እቲ ኣፍ ደገታት ቤት የሆዋ፡+ ማለት ቤት ድንኳን ነበሩ። 24 እቶም ሓለውቲ ኣፍ ደገ ብኣርባዕቲኡ ሸነኽ፡ ማለት ብምብራቕን ብምዕራብን ብሰሜንን ብደቡብን ነበሩ።+ 25 ኣሕዋቶም ከኣ ምሳታቶም ኰይኖም ኬገልግሉ፡ በብግዜኡ ኻብ ሰፈራቶም ንሸውዓተ መዓልቲ ይመጹ ነበሩ። 26 ኣብቲ ብእምነት ዚፍጽምዎ ሓላፍነት ኣርባዕተ ኣሕሉቕ* ሓለውቲ ኣፍ ደገ ነበሩ። ንሳቶም ሌዋውያን ነበሩ፣ ኣብቲ ኽፍልታት ቤትን* መዛግብቲ ቤት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽን ድማ ሓላፍነት ነበሮም።+ 27 ኣገልግሎት ሓለዋ ናታቶም ስለ ዝነበረ፡ መፍትሕ ከኣ ብሓላፍነት ተዋሂብዎም ስለ ዝነበረ፡ ንግሆ ንግሆ እውን ነታ ቤት ይኸፍትዋ ስለ ዝነበሩ፡ ኣብ ዙርያ ቤት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ፡ ኣብ በቦታኦም ይሓድሩ ነበሩ።

28 ገሊኣቶም ኣብ ልዕሊ እቲ ኣቕሑ ኣገልግሎት ሓላፍነት ነበሮም፣+ ኬእትውዎ ኸለዉ ኸኣ ይቘጽርዎ፡ ኬውጽእዎ ኸለዉ እውን ይቘጽርዎ ነበሩ። 29 ገሊኣቶም ድማ ኣብ ልዕሊ ኣቕሑን ኣብ ልዕሊ ዅሉ ቕዱስ ኣቕሑን+ ኣብ ልዕሊ ድኹም ሓርጭን+ ወይንን+ ዘይትን+ ጻዕዳ ዕጣንን+ ዘይቲ በለሳንን+ ተሸይሞም ነበሩ። 30 ገለ ኻብቶም ደቂ ኻህናት ከኣ ቅብኢ ዘይቲ በለሳን ይገብሩ ነበሩ። 31 እቲ ንሻሉም እቲ ቆራሓዊ በዅሩ ዝዀነ ማቲትያ ድማ፡ ካብቶም ሌዋውያን ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብ መቕሎ ዚስንከት ብእምነት ዚፍጸም ሓላፍነት ነበሮ።+ 32 ገለ ኻብቶም ኣሕዋቶም ቀሃታውያን ከኣ፡ ነቲ እተደራረበ እንጌራ፡*+ ሰንበት ሰንበት ኬዳልውዎ ሓላፍነት ነበሮም።+

33 እዚኣቶም እቶም ዘመርቲ፡ እቶም ካብ ካልእ ዕዮታት ሓራ ዝዀኑ ኣብ ክፍልታት ቤት* ዝነበሩ ርእስታት ማይ ቤታት ሌዋውያን ነበሩ፣ ከመይሲ፡ መዓልትን ለይትን ኪዓይዩ ሓላፍነት ነበሮም። 34 እዚኣቶም በብትውልዶም ርእስታት ማይ ቤታት ሌዋውያንን ኣሕሉቕን ነበሩ። እዚኣቶም ኣብ የሩሳሌም ይቕመጡ ነበሩ።

35 ኣቦ ጊብዖን፡ የዒኤል፡ ኣብ ጊብዖን+ ይቕመጥ ነበረ። ስም ሰበይቱ ማዓካ እዩ። 36 በዅሪ ወዱ ድማ ዓብዶን እዩ፣ ድሕሪኡ ኸኣ ጹርን ቂስን በዓልን ኔርን ናዳብን 37 ገዶርን ኣሕዮን ዘካርያስን ሚቅሎትን። 38 ሚቅሎት ንሺመኣም ወለደ። ኵላቶም ከኣ ኣብ ጥቓ ኣሕዋቶም ኣብ የሩሳሌም ምስ ካልኦት ኣሕዋቶም ይቕመጡ ነበሩ። 39 ኔር+ ንቂስ ወለደ፣ ቂስ ንሳኦል+ ወለደ፣ ሳኦል ንዮናታንን+ ንማልኪ-ሹዓን+ ንኣቢናዳብን+ ንኤሽበዓልን ወለደ። 40 ወዲ ዮናታን ድማ፡ መሪብ-በዓል+ እዩ። መሪብ-በዓል ንሚካ+ ወለደ። 41 ደቂ ሚካ ኸኣ፡ ጲቶንን ሜሌክን ታሕረዓን ኣሓዝን እዮም። 42 ኣሓዝ ንያዕራ ወለደ፣ ያዕራ ንዓለመትን ንዓዝማዌትን ንዚምሪን ወለደ። ዚምሪ ንሞጻ ወለደ። 43 ሞጻ ንቢንዓ ወለደ፡ ረፋያ ወዱ፡ ኤልዓሳ ወዱ፡ ኣጼል ወዱ። 44 ኣጼል ድማ ሽዱሽተ ደቂ ነበርዎ፣ ስማቶም ከኣ እዚ እዩ፦ ዓዝሪቃም፡ ቦክሩ፡ እስማኤል፡ ሸዓርያ፡ ኦብድያ፡ ሓናን። እዚኣቶም ደቂ ኣጼል እዮም።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ