ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ጢሞቴዎስ 4
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ጢሞቴዎስ—ትሕዝቶ

      • ብዛዕባ ትምህርቲ ኣጋንንቲ እተዋህበ መጠንቀቕታ (1-5)

      • ሕያዋይ ኣገልጋሊ ክርስቶስ ኪገብሮ ዚግባእ ነገራት (6-10)

        • ኣካላዊ ስልጠናን ንኣምላኽ ዘሎካ ተወፋይነትን (8)

      • ኣብቲ እትምህሮ ትምህርቲ ኣተኵር (11-16)

1 ጢሞቴዎስ 4:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ዜስሕቱ መናፍስትን።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “መንፈስ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ተሰ 2:1, 2፣ 2ጢሞ 4:3, 4፣ 2ጴጥ 2:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2006፡ ገጽ 23-24

    1/7/1994፡ ገጽ 4-5

    1/5/1994፡ ገጽ 27-32

    1/4/1994፡ ገጽ 3-8

    ንኣምላኽ ኣምልኽ፡ ገጽ 72-73

1 ጢሞቴዎስ 4:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 20:29, 30፣ 2ጢሞ 2:16፣ 2ጴጥ 2:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ጽናዕ፡ ገጽ 23-24

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 21-22

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2006፡ ገጽ 23-24

1 ጢሞቴዎስ 4:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 7:36፣ 9:5
  • +ሮሜ 14:17፣ 1ቈረ 10:25
  • +ዘፍ 9:3
  • +ሮሜ 14:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/1996፡ ገጽ 6-7

1 ጢሞቴዎስ 4:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 1:31
  • +ግብ 10:15

1 ጢሞቴዎስ 4:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ጢሞ 2:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 54

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2009፡ ገጽ 16-17

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    1/2005፡ ገጽ 1

1 ጢሞቴዎስ 4:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጢሞ 6:20፣ ቲቶ 1:13, 14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2020፡ ገጽ 28

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2018፡ ገጽ 14

1 ጢሞቴዎስ 4:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 17:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንቕሑ!፡

    ቍ. 1 2020፡ ገጽ 11

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2001፡ ገጽ 5

    1/1/1997፡ ገጽ 5

    1/6/1994፡ ገጽ 26-27

1 ጢሞቴዎስ 4:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጢሞ 2:3, 4
  • +ይሁ 25
  • +ሉቃ 13:24

1 ጢሞቴዎስ 4:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2018፡ ገጽ 13

1 ጢሞቴዎስ 4:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2022፡ ገጽ 4-9

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    8/2018፡ ገጽ 11-12

    4/2018፡ ገጽ 13

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/2015፡ ገጽ 15

    15/12/2009፡ ገጽ 12-15

    15/9/1999፡ ገጽ 31

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    9/1996፡ ገጽ 1

1 ጢሞቴዎስ 4:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ምትብባዕን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ቈሎ 4:16፣ 1ተሰ 5:27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    8/2021፡ ገጽ 24

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 7/2019፡ ገጽ 8

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2011፡ ገጽ 18-19

    15/3/1999፡ ገጽ 20

    ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ገጽ 26

1 ጢሞቴዎስ 4:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 6:5, 6፣ 13:2, 3፣ 19:6፣ 2ጢሞ 1:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 121

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/2015፡ ገጽ 14

    15/12/2009፡ ገጽ 11

    15/9/2008፡ ገጽ 30

    15/9/1999፡ ገጽ 29

    15/2/1998፡ ገጽ 25

1 ጢሞቴዎስ 4:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብዛዕባ እዚ ኣስተንትን።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2009፡ ገጽ 11-12

    1/10/2007፡ ገጽ 21

    1/8/2001፡ ገጽ 12-17

    ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ገጽ 74-77

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    12/1995፡ ገጽ 2

    ናይ ምዝራብን ምምሃርን ክእለትካ እተመሓይሸሉ መገድታት፡ ገጽ 96-188

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 1ተሰ-ራእ፡ ገጽ 7

1 ጢሞቴዎስ 4:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ጢሞ 4:2
  • +1ቈረ 9:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    10/2021፡ ገጽ 24

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 21

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    8/2016፡ ገጽ 23

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2000፡ ገጽ 14-19

    15/3/1999፡ ገጽ 10-15

    15/2/1998፡ ገጽ 25-26

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 1ተሰ-ራእ፡ ገጽ 7

ሓፈሻዊ

1 ጢሞ. 4:12ተሰ 2:1, 2፣ 2ጢሞ 4:3, 4፣ 2ጴጥ 2:1
1 ጢሞ. 4:2ግብ 20:29, 30፣ 2ጢሞ 2:16፣ 2ጴጥ 2:3
1 ጢሞ. 4:31ቈረ 7:36፣ 9:5
1 ጢሞ. 4:3ሮሜ 14:17፣ 1ቈረ 10:25
1 ጢሞ. 4:3ዘፍ 9:3
1 ጢሞ. 4:3ሮሜ 14:3
1 ጢሞ. 4:4ዘፍ 1:31
1 ጢሞ. 4:4ግብ 10:15
1 ጢሞ. 4:62ጢሞ 2:15
1 ጢሞ. 4:71ጢሞ 6:20፣ ቲቶ 1:13, 14
1 ጢሞ. 4:8ዮሃ 17:3
1 ጢሞ. 4:101ጢሞ 2:3, 4
1 ጢሞ. 4:10ይሁ 25
1 ጢሞ. 4:10ሉቃ 13:24
1 ጢሞ. 4:13ቈሎ 4:16፣ 1ተሰ 5:27
1 ጢሞ. 4:14ግብ 6:5, 6፣ 13:2, 3፣ 19:6፣ 2ጢሞ 1:6
1 ጢሞ. 4:162ጢሞ 4:2
1 ጢሞ. 4:161ቈረ 9:22
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ጢሞቴዎስ 4:1-16

1 ጢሞቴዎስ

4 በቲ ዳሕራይ እዋናት ግና፡ ገሊኦም ብድራኸ መንፈስ ናብ ዚዝረብ ዜስሕት ዘረባታትን*+ ናብ ትምህርትታት ኣጋንንትን እናኣቕለቡ፡ ካብ እምነት ከም ዚወድቁ፡ እቲ ብድራኸ መንፈስ እተዘርበ ቓል* ብንጹር ይብል እዩ። 2 እዚ ድማ ብግብዝና እቶም ሕልናኦም ከም ብመዓለም ዝሓረረ ሓሰውቲ እዩ ዚኸውን።+ 3 ንሳቶም መውስቦ ይኽልክሉ፡+ እቲ ኣምላኽ በቶም ዚኣምኑን+ ንሓቂ ብልክዕ ዚፈልጡን ብምስጋና ኺብላዕ ዝፈጠሮ+ ብልዒ ሕሩም ኪኸውን ከኣ ይእዝዙ እዮም።+ 4 ኵሉ ፍጥረት ኣምላኽሲ ጽቡቕ እዩ፣+ ብምስጋና እንተ ተቐቢልካዮ ኸኣ፡ ገለ እኳ ዚድርበ የብሉን፣+ 5 ከመይሲ፡ ብቓል ኣምላኽን ብጸሎትን ተቐዲሱ እዩ።

6 ነቶም ኣሕዋት እዚ ምኽሪ እዚ ብምሃብ፡ ቃላት እምነትን ነቲ ጠቢቕካ ዝሰዓብካዮ ጽቡቕ ትምህርትን እተመገበ ሕያዋይ ኣገልጋሊ ክርስቶስ የሱስ ክትከውን ኢኻ።+ 7 ግናኸ፡ ነቲ ኸም ናይ ኣረገውቲ ኣንስቲ ዝኣመሰለ ኣኽብሮት ዝጐደሎ ጽውጽዋያት ኣርሕቆ።+ ብዘይካዚ፡ ንኣምላኽ ዘሎካ ተወፋይነት ከም ሸቶኻ ጌርካ ርእስኻ ኣሰልጥን። 8 ከመይሲ፡ ኣካላዊ ስልጠና ንቝሩብ እዩ ዚጠቅም፣ ንኣምላኽ ዘሎካ ተወፋይነት ግና ነዛ ሕጂ ዘላ ህይወትን ነታ እትመጽእ ህይወትን ተስፋ ስለ ዘለዎ፡ ንዅሉ እዩ ዚጠቅም።+ 9 እዚ ቓል እዚ እሙንን ምሉእ ተቐባልነት ዚግብኦን እዩ። 10 ተስፋና ኣብቲ ንዅሉ ዓይነት ሰብ፡+ ምናዳ ንእሙናት፡ ዜድሕን+ ህያው ኣምላኽ ስለ ዝገበርና ኸኣ ኢና እንጽዕርን እንጋደልን ዘለና።+

11 እዚ ኣዝዝን ምሃርን። 12 ሓደ እኳ ንንእስነትካ ኣይንዓቃ። የግዳስ፡ ነቶም እሙናት፡ ብቓል፡ ብኣካይዳ፡ ብፍቕሪ፡ ብእምነት፡ ብንጽህና ኣርኣያ ኹኖም። 13 ኣነ ኽሳዕ ዝመጽእ፡ ንህዝቢ ኣብ ምንባብን+ ኣብ ምምዓድን* ኣብ ምምሃርን ትጋህ። 14 ነቲ ብትንቢትን ብምንባር ኣእዳው ሽማግለታትን+ እተዋህበካ ኣባኻ ዘሎ ውህበት ዕሽሽ ኣይትበሎ። 15 ብዛዕባ እዚ ኣጸቢቕካ ሕሰብ፣* ዕቤትካ ንዅሉ ርኡይ ምእንቲ ኪኸውንሲ፡ ነዚ ነገር እዚ ዅለንትናኻ ወፊ። 16 ኣብ ርእስኻን ኣብቲ እትምህሮ ትምህርትን ኣተኵር።+ ኣብዚ ነገር እዚ ጽናዕ፣ እዚ እንተ ጌርካስ፡ ንርእስኻን ነቶም ዚሰምዑኻን ከተድሕን ኢኻ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ