ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 146
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ብሰብ ዘይኰነስ፡ ብኣምላኽ ተኣመኑ

        • ሰብ ምስ ሞተ፡ ሓሳባቱ ይጠፍእ (4)

        • ኣምላኽ ንዝደነኑ የተንስኦም (8)

መዝሙር 146:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሃሌሉያ!” ወይ ከኣ፡ “ሃሌሉያህ!” ያህ ኣሕጽሮት ስም የሆዋ እዩ።

  • *

    ወይ፡ “ነፍሰይ ንየሆዋ ትወድሶ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ራእ 19:6
  • +መዝ 103:1

መዝሙር 146:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ከዚመሉ።”

መዝሙር 146:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣይትወከሉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 62:9፣ 118:8, 9፣ ኢሳ 2:22፣ ኤር 17:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2005፡ ገጽ 21-22

    15/8/1998፡ ገጽ 6

መዝሙር 146:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ትንፋሱ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 3:19፣ መዝ 104:29፣ መክ 3:20፣ 12:7
  • +መክ 9:5, 10፣ ኢሳ 38:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/1999፡ ገጽ 16-17

    ምስ ሞትና፡ ገጽ 24

    ፍልጠት፡ ገጽ 81-82

መዝሙር 146:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 46:7
  • +መዝ 71:5፣ ኤር 17:7

መዝሙር 146:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 4:24፣ ራእ 14:7
  • +ዘዳ 7:9

መዝሙር 146:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 107:9፣ 145:16
  • +መዝ 107:14፣ 142:7

መዝሙር 146:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 29:18፣ 35:5
  • +መዝ 145:14፣ 2ቈረ 7:6

መዝሙር 146:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንመገዲ እኩያት ግና ቄናን ይገብራ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 10:18፣ መዝ 68:5
  • +መዝ 145:20

መዝሙር 146:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሃሌሉያ!” ወይ ከኣ፡ “ሃሌሉያህ!” ያህ ኣሕጽሮት ስም የሆዋ እዩ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 15:18፣ ዳን 6:26፣ ራእ 11:15

ሓፈሻዊ

መዝ. 146:1ራእ 19:6
መዝ. 146:1መዝ 103:1
መዝ. 146:3መዝ 62:9፣ 118:8, 9፣ ኢሳ 2:22፣ ኤር 17:5
መዝ. 146:4ዘፍ 3:19፣ መዝ 104:29፣ መክ 3:20፣ 12:7
መዝ. 146:4መክ 9:5, 10፣ ኢሳ 38:18
መዝ. 146:5መዝ 46:7
መዝ. 146:5መዝ 71:5፣ ኤር 17:7
መዝ. 146:6ግብ 4:24፣ ራእ 14:7
መዝ. 146:6ዘዳ 7:9
መዝ. 146:7መዝ 107:9፣ 145:16
መዝ. 146:7መዝ 107:14፣ 142:7
መዝ. 146:8ኢሳ 29:18፣ 35:5
መዝ. 146:8መዝ 145:14፣ 2ቈረ 7:6
መዝ. 146:9ዘዳ 10:18፣ መዝ 68:5
መዝ. 146:9መዝ 145:20
መዝ. 146:10ዘጸ 15:18፣ ዳን 6:26፣ ራእ 11:15
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 146:1-10

መዝሙር

146 ንያህ ወድስዎ!*+

ኵለንትናይ ንየሆዋ ይወድሶ።*+

 2 ምሉእ ህይወተይ ንየሆዋ ኽውድሶ እየ።

ብህይወት ክሳዕ ዘለኹ ንኣምላኸይ ውዳሰ ኽዝምረሉ* እየ።

 3 ብመሳፍንቲ ዀነ፡

በቲ ኼድሕን ዘይክእል ወዲ ሰብ ኣይትተኣመኑ።*+

 4 መንፈሱ* ይወጽእ፡ ናብ ምድሪ ይምለስ፣+

በታ መዓልቲ እቲኣ ሓሳባቱ ይጠፍእ።+

 5 ኣምላኽ ያእቆብ ዝረዳኢኡ፡+

ተስፋኡ ኸኣ ኣብ የሆዋ ኣምላኹ ዝገበረ፡ ሕጉስ እዩ፣+

 6 ንሱስ ሰማይን ምድርን፡

ባሕርን ኣብኡ ዘሎ ዅሉን ዝገበረ፡+

ወትሩ እሙን ዝዀነ፡+

 7 ንእተዓመጹ ፍትሒ ዜውጽኣሎም፡

ንጥሙያት እንጌራ ዚህቦም እዩ።+

የሆዋ ንእሱራት ይፈትሖም።+

 8 የሆዋ ንኣዒንቲ ዕዉራት ይኸፍተን፣+

የሆዋ ንዝደነኑ የተንስኦም፣+

የሆዋ ንጻድቃን የፍቅሮም።

 9 የሆዋ ንጓኖት የዕቍቦም፣

ንዘኽታምን ንመበለትን ይኣልዮም፣+

ውጥናት እኩያት ግና ይዓናቕፍ።*+

10 የሆዋ ንዘለኣለም ኪነግስ፡+

ኦ ጽዮን፡ ኣምላኽኪ ንውሉድ ወለዶ ኺነግስ እዩ።

ንያህ ወድስዎ!*

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ