ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ተሰሎንቄ 2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ተሰሎንቄ—ትሕዝቶ

      • ኣገልግሎት ጳውሎስ ኣብ ተሰሎንቄ (1-12)

      • ሰብ ተሰሎንቄ ንቓል ኣምላኽ ተቐበልዎ (13-16)

      • ጳውሎስ ንሰብ ተሰሎንቄ ኽርእዮም ተመነየ (17-20)

1 ተሰሎንቄ 2:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 17:1, 4

1 ተሰሎንቄ 2:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብኽንደይ ገድሊ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 16:12, 22-24
  • +ግብ 17:1, 2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 133

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 59

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2009፡ ገጽ 20

    15/7/2008፡ ገጽ 8

    15/12/1999፡ ገጽ 23-25

1 ተሰሎንቄ 2:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 17:3፣ ኤር 11:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2024፡ ገጽ 30-31

1 ተሰሎንቄ 2:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 20:33

1 ተሰሎንቄ 2:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 11:9፣ 2ተሰ 3:8, 10

1 ተሰሎንቄ 2:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2000፡ ገጽ 22

1 ተሰሎንቄ 2:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍስና።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “እንፈቱ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 15:13
  • +ዮሃ 13:35

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2000፡ ገጽ 22

1 ተሰሎንቄ 2:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 18:3፣ 20:34፣ 2ቈረ 11:9፣ 2ተሰ 3:8, 10

1 ተሰሎንቄ 2:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 20:31
  • +1ቈረ 4:15

1 ተሰሎንቄ 2:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 22:28-30
  • +1ጴጥ 5:10
  • +ኤፌ 4:1፣ ቈሎ 1:10፣ 1ጴጥ 1:15

1 ተሰሎንቄ 2:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ተሰ 1:2, 3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 5

1 ተሰሎንቄ 2:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 17:5

1 ተሰሎንቄ 2:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 2:22, 23፣ 7:52
  • +ማቴ 23:34

1 ተሰሎንቄ 2:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 11:52፣ ግብ 13:49, 50
  • +ሮሜ 1:18

1 ተሰሎንቄ 2:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ተሰ 5:23፣ 2ተሰ 1:4

ሓፈሻዊ

1 ተሰ. 2:1ግብ 17:1, 4
1 ተሰ. 2:2ግብ 16:12, 22-24
1 ተሰ. 2:2ግብ 17:1, 2
1 ተሰ. 2:4ምሳ 17:3፣ ኤር 11:20
1 ተሰ. 2:5ግብ 20:33
1 ተሰ. 2:62ቈረ 11:9፣ 2ተሰ 3:8, 10
1 ተሰ. 2:8ዮሃ 15:13
1 ተሰ. 2:8ዮሃ 13:35
1 ተሰ. 2:9ግብ 18:3፣ 20:34፣ 2ቈረ 11:9፣ 2ተሰ 3:8, 10
1 ተሰ. 2:11ግብ 20:31
1 ተሰ. 2:111ቈረ 4:15
1 ተሰ. 2:12ሉቃ 22:28-30
1 ተሰ. 2:121ጴጥ 5:10
1 ተሰ. 2:12ኤፌ 4:1፣ ቈሎ 1:10፣ 1ጴጥ 1:15
1 ተሰ. 2:131ተሰ 1:2, 3
1 ተሰ. 2:14ግብ 17:5
1 ተሰ. 2:15ግብ 2:22, 23፣ 7:52
1 ተሰ. 2:15ማቴ 23:34
1 ተሰ. 2:16ሉቃ 11:52፣ ግብ 13:49, 50
1 ተሰ. 2:16ሮሜ 1:18
1 ተሰ. 2:191ተሰ 5:23፣ 2ተሰ 1:4
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ተሰሎንቄ 2:1-20

1 ተሰሎንቄ

2 ኣሕዋተየ፡ እቲ ናባኻትኩም ዝገበርናዮ ምብጻሕ፡ ብዘይ ፍረ ኸም ዘይኰነ፡ ብርግጽ ባዕላትኩም ትፈልጡ ኢኹም።+ 2 ከምቲ እትፈልጥዎ ግና፡ ቅድም ኣብ ፊልጲ+ መከራ እኳ እንተ ጸገብናን እንተ ተገፋዕናን፡ ኣብ መንጎ ኽንደይ ተቓውሞ* ብስራት ኣምላኽ+ ክንነግረኩም ብኣምላኽና ተቢዕና ኢና። 3 እቲ እንምዕደኩም ምዕዶስ ካብ ስሕተት ወይስ ካብ ርኽሰት ወይስ ብተንኰል ኣይኰነን፣ 4 የግዳስ፡ ከምቲ እቲ ብስራት ሕድሪ ምእንቲ ኺውሃበና ብኣምላኽ ተመርሚርና ብቑዓት ዝዀንና፡ ንሰብ ዘይኰነስ፡ ነቲ ንልብና ዚምርምር ኣምላኽ ከም እነሐጕስ ኴንና ኸምኡ ንዛረብ ኣለና።+

5 ከምቲ እትፈልጥዎ፡ ብናይ ሽሕጣን ዘረባ ወይ ብስስዐ ተደሪኽና ኣምሰሉታት ኴንና ኸም ዘይመጻእናኩም፡+ ኣምላኽ ምስክርና እዩ። 6 ሃዋርያት ክርስቶስ ብምዃንና ጾር ክንከውን ንኽእል እኳ እንተ ነበርና፡ ካባኻትኩም ኰነ ወይስ ካብ ካልኦት፡ ኰታስ ካብ ሰብ ክብሪ ኣይደለናን።+ 7 እኳ ደኣስ፡ ከምታ ንደቃ እትሕብሕብ እተጥቡ ኣደ ዄንና፡ ኣብ ማእከልኩም ልኡማት ኢና ኔርና። 8 ንዓኻትኩም ልባዊ ፍቕሪ ስለ ዘሕደርና ኸኣ፡ ገዛእ ርእስና*+ እውን እምበር፡ ብስራት ኣምላኽ ጥራይ ኣይኰንናን ከነካፍለኩም ቈሪጽና* ዝነበርና፣ ምኽንያቱ፡ ኣፍቂርናኩም ኢና።+

9 ኣሕዋተየ፡ ነቲ ጻዕርናን ልፍዓትናንሲ ትዝክርዎ ኢኹም። ብስራት ኣምላኽ ክንሰብከልኩም ከለና፡ ንሓደ ኻባኻትኩም እኳ ጾር ከይንኸውን ኢልና፡+ ለይትን መዓልትን ንዓዪ ኔርና ኢና። 10 ንዓኻትኩም ንኣመንቲ ኸመይ እሙናትን ጻድቃንን መንቅብ ዘይብሎምን ከም ዝነበርና፡ ንስኻትኩምን ኣምላኽን መሰኻኽር ኢኹም። 11 ከምቲ ኣጸቢቕኩም እትፈልጥዎ፡ ንነፍሲ ወከፍኩም፡+ ከም ኣቦ ንውሉዱ፡+ ንምዕደኩምን ነጸናንዓኩምን ንምስክረልኩምን ኔርና ኢና፣ 12 ከምኡ ዝገበርና ድማ፡ ነቲ ናብ መንግስቱን+ ክብሩን+ ዚጽውዓኩም ኣምላኽ ብቑዓት ኴንኩም ምእንቲ ኽትመላለሱ ኢና።+

13 ስለዚ ኸኣ ኢና ንሕና እውን ንኣምላኽ ከየቋረጽና እነመስግኖ ዘለና፣+ ስለምንታይሲ፡ ነቲ ኻባና ዝሰማዕኩምዎ፡ ኣባኻትኩም ኣብ ኣመንቲ እውን ዚዓዪ ዘሎ ቓል ኣምላኽ ክትቅበልዎ ኸለኹም፡ ከም ቃል ሰብ ዘይኰነስ፡ ከምቲ ብሓቂ ዝዀኖ፡ ከም ቃል ኣምላኽ ጌርኩም ኢኹም ተቐቢልኩምዎ። 14 ኣሕዋተየ፡ ንስኻትኩምሲ ነተን ኣብ ይሁዳ ዘለዋ ምስ ክርስቶስ የሱስ ሓድነት ዘለወን ጉባኤታት ኣምላኽ መሲልኩምወን ኣለኹም፣ ምኽንያቱ፡ ከምቲ ንሳቶም ብኣይሁድ መከራ ዝጸገቡ፡ ንስኻትኩም እውን ከምኡ ብደቂ ዓድኹም መከራ ጸጊብኩም ኢኹም።+ 15 ንሳቶም ንጐይታና የሱስን+ ንነብያትን እኳ ቐቲሎምዎም እዮም፡ ንዓና እውን ሰጒጎምና እዮም።+ ምስ ጥቕሚ ዅሉ ሰብ ደኣ ይጻረሩ ኣለዉ እምበር፡ ንኣምላኽሲ ኣየሐጕስዎን እዮም ዘለዉ፣ 16 ከመይሲ፡ ኣህዛብ ምእንቲ ኺድሕኑ ኸይንነግሮም ኪኽልክሉና ይፍትኑ እዮም።+ በዚ ኸምዚ፡ ኵሉ ሳዕ ሓጢኣቶም ይምልኡ ኣለዉ። ኣብ መወዳእታ ግና ቍጥዓኡ መጾም።+

17 ኣሕዋተየ፡ ንሕና ግና ብልቢ ዘይኰነስ፡ ብኣካል ንቝሩብ ግዜ ኻባኻትኩም ምስ ተፈለና፡ ገጽኩም ክንርኢ ኣዚና ስለ እተመነና፡ ብዙሕ ኢና ጽዒርና። 18 ስለዚ፡ ናባኻትኩም ክንመጽእ ድሌት ነይሩና እዩ፣ ኣነ ጳውሎስ እኳ ሓደ ሳዕ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ክልተ ሳዕ ፈቲነ ነይረ፣ ሰይጣን ግና ዓጊቱና። 19 ኣብ ቅድሚ ጐይታና የሱስ፡ ንሱ ኣብዚ ኣብ ዚህልወሉ እዋንሲ፡ ተስፋና ወይ ሓጐስና ወይ ኣኽሊል ፍስሃና መን እዩ፧ ንስኻትኩም ደይኰንኩምን፧+ 20 ንስኻትኩምሲ ኽብርናን ሓጐስናን ኢኹም።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ