ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ጢሞቴዎስ 3
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ጢሞቴዎስ—ትሕዝቶ

      • ሓለውቲ ኼማልእዎ ዚግባእ ብቕዓታት (1-7)

      • ኣገልገልቲ ጉባኤ ኼማልእዎ ዚግባእ ብቕዓታት (8-13)

      • ቅዱስ ምስጢር እቲ ንኣምላኽ ዘሎና ተወፋይነት (14-16)

1 ጢሞቴዎስ 3:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 20:28፣ ቲቶ 1:5-9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2023፡ ገጽ 28

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 55

    እተወደበ፡ ገጽ 32-33፡ 40

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    8/2016፡ ገጽ 21

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2014፡ ገጽ 3-4

    15/5/2010፡ ገጽ 24

    1/1/2001፡ ገጽ 9

    1/7/2000፡ ገጽ 29

    1/12/1999፡ ገጽ 28

    1/8/1999፡ ገጽ 14

    ናይ ምዝራብን ምምሃርን ክእለትካ እተመሓይሸሉ መገድታት፡ ገጽ 94-95

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 1ተሰ-ራእ፡ ገጽ 7-8

1 ጢሞቴዎስ 3:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጥንቁቕ፣ ሚዛናዊ ዝልማዱ።”

  • *

    ወይ፡ “ዜመዛዝን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 12:3፣ 1ጴጥ 4:7
  • +ግብ 28:7፣ 1ጴጥ 4:9
  • +1ጢሞ 5:17፣ 2ጢሞ 2:24፣ ቲቶ 1:7, 9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 42

    እተወደበ፡ ገጽ 32፡ 34-37

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2013፡ ገጽ 29

    15/9/1999፡ ገጽ 10

    1/1/1997፡ ገጽ 28

    15/10/1996፡ ገጽ 17

1 ጢሞቴዎስ 3:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    እታ ናይ ግሪኽኛ ቓል ንኻልኦት ሰባት ብቓል ምጕዳእ እውን ከተመልክት ትኽእል።

  • *

    ወይ፡ “ሚዛናዊ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 13:13
  • +ፊል 4:5፣ ያእ 3:17
  • +ሮሜ 12:18፣ ያእ 3:18
  • +እብ 13:5፣ 1ጴጥ 5:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    እተወደበ፡ ገጽ 32፡ 35-36

1 ጢሞቴዎስ 3:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዜመሓድር።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 6:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    እተወደበ፡ ገጽ 32፡ 34፡ 133

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2011፡ ገጽ 26

    15/10/1996፡ ገጽ 20-21

1 ጢሞቴዎስ 3:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኼመሓድር።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    እተወደበ፡ ገጽ 32፡ 34

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2012፡ ገጽ 9

    15/10/1996፡ ገጽ 20-24

1 ጢሞቴዎስ 3:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጢሞ 5:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    እተወደበ፡ ገጽ 32፡ 33-34

1 ጢሞቴዎስ 3:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ውርደትን።”

  • *

    ወይ፡ “ጽቡቕ ስም ዘለዎ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 22:12፣ 1ተሰ 4:11, 12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    እተወደበ፡ ገጽ 32፡ 34-35

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2005፡ ገጽ 30

1 ጢሞቴዎስ 3:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 6:3፣ ቲቶ 1:7፣ 1ጴጥ 5:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 55

1 ጢሞቴዎስ 3:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጢሞ 1:5, 18, 19፣ 2ጢሞ 1:3፣ 1ጴጥ 3:16

1 ጢሞቴዎስ 3:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 2:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    እተወደበ፡ ገጽ 54

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2011፡ ገጽ 11

    1/5/2006፡ ገጽ 23-24

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    5/2000፡ ገጽ 8

1 ጢሞቴዎስ 3:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጥንቁቓት፣ ሚዛናዊ ዝልማደን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጢሞ 5:13
  • +ቲቶ 2:3-5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/1996፡ ገጽ 17

1 ጢሞቴዎስ 3:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    እተወደበ፡ ገጽ 133

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/1997፡ ገጽ 28

1 ጢሞቴዎስ 3:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 55

1 ጢሞቴዎስ 3:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 3:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2007፡ ገጽ 29

1 ጢሞቴዎስ 3:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 1:14፣ ፊል 2:7
  • +1ጴጥ 3:18
  • +1ጴጥ 3:19, 20
  • +ቈሎ 1:23
  • +ቈሎ 1:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 196

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2008፡ ገጽ 30-31

    15/6/2008፡ ገጽ 13

    15/2/2006፡ ገጽ 19

    15/10/1997፡ ገጽ 11

    ንኣምላኽ ኣምልኽ፡ ገጽ 57

ሓፈሻዊ

1 ጢሞ. 3:1ግብ 20:28፣ ቲቶ 1:5-9
1 ጢሞ. 3:2ሮሜ 12:3፣ 1ጴጥ 4:7
1 ጢሞ. 3:2ግብ 28:7፣ 1ጴጥ 4:9
1 ጢሞ. 3:21ጢሞ 5:17፣ 2ጢሞ 2:24፣ ቲቶ 1:7, 9
1 ጢሞ. 3:3ሮሜ 13:13
1 ጢሞ. 3:3ፊል 4:5፣ ያእ 3:17
1 ጢሞ. 3:3ሮሜ 12:18፣ ያእ 3:18
1 ጢሞ. 3:3እብ 13:5፣ 1ጴጥ 5:2
1 ጢሞ. 3:4ኤፌ 6:4
1 ጢሞ. 3:61ጢሞ 5:22
1 ጢሞ. 3:7ግብ 22:12፣ 1ተሰ 4:11, 12
1 ጢሞ. 3:8ግብ 6:3፣ ቲቶ 1:7፣ 1ጴጥ 5:2
1 ጢሞ. 3:91ጢሞ 1:5, 18, 19፣ 2ጢሞ 1:3፣ 1ጴጥ 3:16
1 ጢሞ. 3:101ጴጥ 2:12
1 ጢሞ. 3:111ጢሞ 5:13
1 ጢሞ. 3:11ቲቶ 2:3-5
1 ጢሞ. 3:15እብ 3:6
1 ጢሞ. 3:16ዮሃ 1:14፣ ፊል 2:7
1 ጢሞ. 3:161ጴጥ 3:18
1 ጢሞ. 3:161ጴጥ 3:19, 20
1 ጢሞ. 3:16ቈሎ 1:23
1 ጢሞ. 3:16ቈሎ 1:6
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ጢሞቴዎስ 3:1-16

1 ጢሞቴዎስ

3 እዚ ቓል እዚ እሙን እዩ፦ ሓደ እኳ ሓላዊ ኪኸውን እንተ ተመጣጢሩ፡+ ሰናይ ግብሪ ይምነ ኣሎ። 2 እምበኣር፡ እቲ ሓላዊ ዘይውቀስ፡ ሰብኣይ ሓንቲ ሰበይቲ፡ ወረጃ፡* ለባም፡*+ ስርዓት ዚሕሉ፡ ተቐባል ጋሻ፡+ ንምስትምሃር ብቑዕ፡+ 3 ዘይሰክር፡+ ዘይዋቓዕ፡* ልዙብ፡*+ ዘይብኣስ፡+ ፈታው ገንዘብ ዘይኰነ፡+ 4 ንቤተ ሰቡ ጽቡቕ ገይሩ ዜስተናብር፡* ብዅሉ ርዝነት ዚግዝኡ ውሉዳት ዘለውዎ ይኹን።+ 5 (ሓደ ሰብ ንቤተ ሰቡ ኼስተናብር* ካብ ዘይክእልሲ፡ ንጉባኤ ኣምላኽ ደኣ ኸመይ ገይሩ ኺከናኸና ይኽእል፧) 6 ብትዕቢት ተነፊሑ፡ ናብቲ ንድያብሎስ እተፈርዶ ፍርዲ ምእንቲ ኸይወድቕ፡ ሓድሽ ወደ መዝሙር ኣይኹን።+ 7 ኣብ ጸርፍን* ኣብ መፈንጠራ ድያብሎስን ምእንቲ ኸይወድቕ ከኣ፡ ካብቶም ኣብ ወጻኢ ዘለዉ ብጽቡቕ እተመስከረሉ* ኪኸውን ይግባእ።+

8 ኣገልገልቲ ጉባኤ እውን ከምኡ፡ ረዘንቲ፡ ሰብ ክልተ ልሳን ዘይኰኑ፡ ብዙሕ ወይኒ ንምስታይ ዘየድህቡ፡ ዘይግቡእ ረብሓ ንምርካብ ዘይሃርፉ፡+ 9 ቅዱስ ምስጢር እታ እምነት ብንጹህ ሕልና ዚሕዙ ኪዀኑ ይግባእ።+

10 እዚኣቶም እውን ቅድም ብቕዓቶም ይመርመር፣ ሽዑ፡ ዚንቀፉሉ ዘይብሎም ክሳዕ ዝዀኑ፡ የገልግሉ።+

11 ኣንስቲ እውን ከምኡ፡ ረዘንቲ፡ ዘይሓመይቲ፡+ ወራዙት፡* ብዅሉ እውን እሙናት ኪዀና ይግባእ።+

12 ኣገልገልቲ ጉባኤ፡ ሰብ ሓንቲ ሰበይቲ፡ ደቆምን ቤተ ሰቦምን ጽቡቕ ገይሮም ዜስተናብሩ ይኹኑ። 13 ከመይሲ፡ እቶም ጽቡቕ ገይሮም ዜገልግሉ፡ ጽቡቕ ስምን ብእምነት ክርስቶስ የሱስ ንምዝራብ ዜኽእል ብዙሕ ትብዓትን ይረኽቡ እዮም።

14 ናባኻ ቐልጢፈ ኽመጽእ ተስፋ እናገበርኩ፡ እዚ እጽሕፈልካ ኣለኹ። 15 እንተ ደንጕየ ግና፡ ኣብ ቤተ ሰብ ኣምላኽ፡+ ማለት ኣብታ ናይታ ሓቂ ዓንድን ደገፍን ዝዀነት ጉባኤ ህያው ኣምላኽ፡ ብኸመይ ክትመላለስ ከም ዚግብኣካ ምእንቲ ኽትፈልጥ እየ እዚ ዝጸሓፍኩልካ። 16 እወ፡ እቲ ቕዱስ ምስጢር እዚ ንኣምላኽ ዘሎና ተወፋይነት ኣማን ብኣማን ዓብዪ እዩ፦ ‘ንሱ ብስጋ ተጋሂዱ፡+ ብመንፈስ ጸዲቑ፡+ ንመላእኽቲ ተራእዩ፡+ ኣብ ኣህዛብ ተሰቢኹ፡+ ኣብ ዓለም ተኣሚኑ፡+ ብኽብሪ ዓሪጉ እዩ።’

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ