ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘፍጥረት 49
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ዘፍጥረት—ትሕዝቶ

      • ያእቆብ ቀቅድሚ ሞቱ እተነበዮ ትንቢት (1-28)

        • ሺሎ ኻብ ይሁዳ ኸም ዚወጽእ (10)

      • ያእቆብ ብዛዕባ ቐብሩ ዝሃቦ ትእዛዝ (29-32)

      • ሞት ያእቆብ (33)

ዘፍጥረት 49:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 33:6
  • +ዘፍ 29:32፣ ዘጸ 6:14፣ 1ዜና 5:1

ዘፍጥረት 49:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 35:22

ዘፍጥረት 49:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 29:33, 34፣ 35:23
  • +ዘፍ 34:25

ዘፍጥረት 49:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

  • *

    ወይ፡ “ዝንባለይ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 34:7

ዘፍጥረት 49:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 34:25
  • +እያ 19:1፣ 21:41

ዘፍጥረት 49:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 29:35፣ ዘዳ 33:7
  • +ዘፍ 43:8, 9፣ 46:28፣ 1ዜና 5:2
  • +መሳ 1:2
  • +ዘሁ 10:14፣ 2ሳሙ 5:3

ዘፍጥረት 49:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ራእ 5:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ራእይ፡ ገጽ 83-84

ዘፍጥረት 49:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ትርጉሙ፡ “ዝናቱ፡” ማለት፡ እቲ ናቱ ዝዀነ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 9:6፣ ህዝ 21:27፣ ሉቃ 1:32፣ እብ 7:14
  • +ዘሁ 24:17፣ 2ሳሙ 2:4፣ 7:16, 17
  • +መዝ 2:8፣ ኢሳ 11:10፣ ማቴ 2:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 192

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 33

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2011፡ ገጽ 9

    1/12/2007፡ ገጽ 23-25

    15/1/2004፡ ገጽ 29

    1/10/2002፡ ገጽ 17-20

    ራእይ፡ ገጽ 83-84

    ፍልጠት፡ ገጽ 92-93

ዘፍጥረት 49:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 33:18, 19
  • +ማቴ 4:13
  • +እያ 19:10

ዘፍጥረት 49:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 33:18፣ 1ዜና 7:5

ዘፍጥረት 49:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 33:22
  • +መሳ 13:2, 24፣ 15:20

ዘፍጥረት 49:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 14:19፣ 15:15

ዘፍጥረት 49:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 33:20
  • +እያ 13:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2004፡ ገጽ 15

ዘፍጥረት 49:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ስቡሕ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 33:24
  • +1ነገ 4:7, 16

ዘፍጥረት 49:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 33:23
  • +ማቴ 4:13, 15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2002፡ ገጽ 12

ዘፍጥረት 49:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 33:13-17

ዘፍጥረት 49:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 37:5, 8፣ 40:15

ዘፍጥረት 49:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 50:20
  • +እያ 1:1, 6፣ መሳ 11:32

ዘፍጥረት 49:25

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ዮሴፍ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 33:13

ዘፍጥረት 49:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 17:14
  • +ዘዳ 33:16

ዘፍጥረት 49:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 33:12
  • +መሳ 20:15, 16፣ 1ሳሙ 9:16
  • +ኣስ 2:5፣ 8:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 142

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2012፡ ገጽ 29

ዘፍጥረት 49:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 11:21

ዘፍጥረት 49:29

እግረ ጽሑፋት

  • *

    እዚ ንሞት ዜመልክት ብሂል እዩ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 35:29፣ 49:33
  • +ዘፍ 23:17, 18

ዘፍጥረት 49:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 23:2, 19፣ 25:9, 10
  • +ዘፍ 35:29

ዘፍጥረት 49:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 23:17, 18

ዘፍጥረት 49:33

እግረ ጽሑፋት

  • *

    እዚ ንሞት ዜመልክት ብሂል እዩ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 7:15

ሓፈሻዊ

ዘፍ. 49:3ዘዳ 33:6
ዘፍ. 49:3ዘፍ 29:32፣ ዘጸ 6:14፣ 1ዜና 5:1
ዘፍ. 49:4ዘፍ 35:22
ዘፍ. 49:5ዘፍ 29:33, 34፣ 35:23
ዘፍ. 49:5ዘፍ 34:25
ዘፍ. 49:6ዘፍ 34:7
ዘፍ. 49:7ዘፍ 34:25
ዘፍ. 49:7እያ 19:1፣ 21:41
ዘፍ. 49:8ዘፍ 29:35፣ ዘዳ 33:7
ዘፍ. 49:8ዘፍ 43:8, 9፣ 46:28፣ 1ዜና 5:2
ዘፍ. 49:8መሳ 1:2
ዘፍ. 49:8ዘሁ 10:14፣ 2ሳሙ 5:3
ዘፍ. 49:9ራእ 5:5
ዘፍ. 49:10ኢሳ 9:6፣ ህዝ 21:27፣ ሉቃ 1:32፣ እብ 7:14
ዘፍ. 49:10ዘሁ 24:17፣ 2ሳሙ 2:4፣ 7:16, 17
ዘፍ. 49:10መዝ 2:8፣ ኢሳ 11:10፣ ማቴ 2:6
ዘፍ. 49:13ዘዳ 33:18, 19
ዘፍ. 49:13ማቴ 4:13
ዘፍ. 49:13እያ 19:10
ዘፍ. 49:14ዘዳ 33:18፣ 1ዜና 7:5
ዘፍ. 49:16ዘዳ 33:22
ዘፍ. 49:16መሳ 13:2, 24፣ 15:20
ዘፍ. 49:17መሳ 14:19፣ 15:15
ዘፍ. 49:19ዘዳ 33:20
ዘፍ. 49:19እያ 13:8
ዘፍ. 49:20ዘዳ 33:24
ዘፍ. 49:201ነገ 4:7, 16
ዘፍ. 49:21ዘዳ 33:23
ዘፍ. 49:21ማቴ 4:13, 15
ዘፍ. 49:22ዘዳ 33:13-17
ዘፍ. 49:23ዘፍ 37:5, 8፣ 40:15
ዘፍ. 49:24ዘፍ 50:20
ዘፍ. 49:24እያ 1:1, 6፣ መሳ 11:32
ዘፍ. 49:25ዘዳ 33:13
ዘፍ. 49:26እያ 17:14
ዘፍ. 49:26ዘዳ 33:16
ዘፍ. 49:27ዘዳ 33:12
ዘፍ. 49:27መሳ 20:15, 16፣ 1ሳሙ 9:16
ዘፍ. 49:27ኣስ 2:5፣ 8:7
ዘፍ. 49:28እብ 11:21
ዘፍ. 49:29ዘፍ 35:29፣ 49:33
ዘፍ. 49:29ዘፍ 23:17, 18
ዘፍ. 49:31ዘፍ 23:2, 19፣ 25:9, 10
ዘፍ. 49:31ዘፍ 35:29
ዘፍ. 49:32ዘፍ 23:17, 18
ዘፍ. 49:33ግብ 7:15
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዘፍጥረት 49:1-33

ዘፍጥረት

49 ያእቆብ ድማ ንደቁ ጸዊዑ ኸምዚ በሎም፦ “ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት እንታይ ከም እትዀኑ ኽነግረኩምሲ፡ ተኣከቡ። 2 ኣቱም ደቂ ያእቆብ፡ ተኣከቡ እሞ ስምዑ፣ እወ፡ ንኣቦኹም እስራኤል ስምዕዎ።

3 “ሮቤል፡+ ንስኻ በዅረይ፡+ ሓይለይን መጀመርታ ስብእነተይን፡ ብሉጽ ክብርን ብሉጽ ብርታዐን ኢኻ። 4 ከም ዚናወጽ ማያት ብሸለልትነት ናብ ዓራት ኣቦኻ ስለ ዝደየብካ፡ ኣይክትበልጽን ኢኻ። ኣብቲ ግዜ እቲ፡ ንዓራተይ ኣርከስካዮ።+ እወ፡ ናብኡ ደየበ።

5 “ስምኦንን ሌዊን ኣሕዋት እዮም።+ ኣጽዋሮም፡ ኣጽዋር ዓመጻ እዩ።+ 6 ብቝጥዓኦም ሰብኡት ቀቲሎም፡+ ንባህታኦም ኣብዑር ቀንጂቦም እዮም እሞ፡ ነፍሰይ* ኣይትሕበሮም። ክብረይ* ኣብ ኣኼባኦም ኣይሕበር። 7 ቍጥዓኦም ሕሱም፡ ነድሮም ከኣ ጨካን እዩ እሞ፡ ርጉም ይኹን።+ ኣብ ያእቆብ ክብትኖም፡ ኣብ እስራኤል ፋሕ ከብሎም እየ።+

8 “ኣታ ይሁዳ፡+ ኣሕዋትካ ኺውድሱኻ እዮም።+ ኢድካ ኣብ ክሳድ ጸላእትኻ ኽትከውን እያ።+ ደቂ ኣቦኻ ኺሰግዱልካ እዮም።+ 9 ይሁዳ ዅርኩር ኣንበሳ እዩ።+ ወደየ፡ ካብ ግዳይ ብርግጽ ክትድይብ ኢኻ። ንሱ ኸም ኣንበሳ ተዀርመየን በጥ በለን፣ ከም ኣንበሳኸ መን ደፊሩ የተንስኦ፧ 10 ሺሎ* ኽሳዕ ዚመጽእ፡+ ካብ ይሁዳ ዘንጊ፡ ካብ መንጎ ኣእጋሩ ኸኣ በትሪ ኣዛዚ ኣይኪፍለን እዩ፣+ ተኣዛዝነት ህዝብታት ናቱ እዩ።+ 11 ንኣድጉ ምስ ተኽሊ ወይኒ፡ ንውላድ ኣድጉ ምስ ብሉጽ ተኽሊ ወይኒ ኣሲሩ፡ ልብሱ ብወይኒ፡ ክዳኑ ድማ ብደም ወይኒ ኺሓጽብ እዩ። 12 ኣዒንቱ ብወይኒ ኪቐይሓ፡ ኣስናኑ ኸኣ ብጸባ ኺጽዕድዋ እየን።

13 “ዛብሎን+ ኣብ ገምገም ባሕሪ፡ ጥቓ እቲ መራኽብ መልህቕ ዚድርብያሉ ገምገም ኪነብር እዩ፣+ ጫፍ ዶቡ ኸኣ ናብ ሲዶን ኪኸውን እዩ።+

14 “ይሳኮር+ ኣብ መንጎ ኽልተ እተወደነ ጽዕነት በጥ ዚብል ድልዱል ዝዓጽሙ ኣድጊ እዩ። 15 እታ መዕረፊት ጽብቕቲ፡ እታ ምድሪ ድማ ባህ እተብል ምዃና ኺርኢ እዩ። ንምጻር መንኵቡ ኼትሕትን ብግዲ ኺሽቅልን እዩ።

16 “ዳን+ ከም ሓደ ኻብ ነገዳት እስራኤል ኰይኑ ንህዝቡ ኺዳኒ እዩ።+ 17 ዳን፡ እቲ ኣብ ፈረስ ዚውጣሕ ንድሕሪት ምእንቲ ኺወድቕ፡ ሸዀናታት ፈረስ ዚነክስ ኣብ ደረት መገዲ ተመን፡ ኣብ ወሰን መገዲ ድማ ቀራን ተመን ይኹን።+ 18 ኦ የሆዋ፡ ንድሕነትካ ኽጽበ እየ።

19 “ንጋድ+ ዘማቲ ጭፍራ ኼጥቅዖ እዩ፣ ንሱ ግና እግሪ እግሮም ኬጥቅዖም እዩ።+

20 “እንጌራ ኣሴር+ ብዙሕ* ኪኸውን እዩ፣ ንንጉስ ዚበቅዕ ምግቢ እውን ኪህብ እዩ።+

21 “ንፍታሌም+ ሽንቅጥ ዝበለት እራብ እዩ። ጥዑም ቃል ይዛረብ ኣሎ።+

22 “ዮሴፍ+ ጨንፈር ፈራዪት ኦም፡ ጨናፍራ ኣብ ልዕሊ መንደቕ እተዘርግሐ ኣብ ጥቓ ዓይኒ ማይ ዘላ ፈራዪት ኦም እዩ። 23 ቀስተኛታት ግና ኣጨነቕዎን ወርወሩሉን ጸልእዎን።+ 24 ቀስቱ ግና ጸኒዑ ይነብር፣+ ኣእዳዉ ድማ ድልዱልን ንጡፍን እዩ።+ እዚ ድማ ካብ ኣእዳው እቲ ናይ ያእቆብ ሓያል፡ ካብቲ ጓሳ፡ ካብቲ እምኒ እስራኤል እዩ። 25 ንሱ* ኻብ ኣምላኽ ኣቦኻ እዩ፡ ንሱ እውን ኪሕግዘካ እዩ። ንሱ ምስቲ ዅሉ ዚኽእል እዩ፡ ንሱ ድማ ብበረኸት ሰማያት ላዕሊ፡ ብበረኸት መዓሙቝ ታሕቲ፡+ ብበረኸት ኣጥባትን ማሕጸንን ኪባርኸካ እዩ። 26 በረኸት ኣቦኻ ኻብ በረኸት ዘለኣለማዊ ኣኽራን፡ ካብ ስልማት ነባሪ ዅርባታት ኪልዕል እዩ።+ ኣብ ርእሲ ዮሴፍ፡ ኣብ መንበስበስታ እቲ ኻብ ኣሕዋቱ እተፈልየ ኪኸውን እዩ።+

27 “ብንያም+ ከም ተዅላ ኺሰላልዕ እዩ።+ ንግሆ ንግዳዩ ኺበልዖ፡ ምሸት ከኣ ምርኮኡ ኺመቅል እዩ።”+

28 ኵሎም እዚኣቶም 12 ነገዳት እስራኤል እዮም፣ ኣቦኦም ኪምርቖም ከሎ ዝበሎም ከኣ፡ እዚ እዩ። ንነፍሲ ወከፎም ዘዚግብኦም ምርቓ ሃቦም።+

29 ድሕርዚ፡ ከምዚ ኢሉ ኣዘዞም፦ “ኣነ ናብ ህዝበይ እእከብ ኣለኹ።*+ ምስ ኣቦታተይ ኣብታ ኣብ ግራት ዔፍሮን እቲ ሔታዊ ዘላ በዓቲ ቕበሩኒ።+ 30 ንሳ ኣብ ግራት ማክጴላ፡ ኣብ መንጽር መምሬ፡ ኣብ ምድሪ ከነኣን ዘላ በዓቲ እያ፣ እታ ኣብርሃም ካብ ዔፍሮን እቲ ሔታዊ ኸም ርስቲ መቓብር ዝዓደጋ ግራት ድማ እያ። 31 ንኣብርሃምን ንሰበይቱ ሳራን ኣብኣ ቐበርዎም።+ ንይስሃቅን ንሰበይቱ ርብቃን ከኣ ኣብኣ ቐበርዎም፣+ ኣነ ድማ ንልያ ኣብኣ ቐበርክዋ። 32 እታ ግራትን እታ ኣብኣ ዘላ በዓትን ካብ ደቂ ሔት እተዓደገት እያ።”+

33 ያእቆብ ድማ ንደቁ ኸምዚ ኢሉ ኣዚዙ ወድአ። ድሕሪኡ፡ ኣእጋሩ ናብ ዓራት ኣከበ፡ ትንፋሱ ሓለፈት፡ ናብ ህዝቡ እውን ተኣከበ።*+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ