ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ሳሙኤል 7
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ሳሙኤል—ትሕዝቶ

      • እቲ ታቦት ኣብ ቂርያት-የዓሪም (1)

      • ሳሙኤል፡

      • እስራኤል ኣብ ሚጽጳ ዝረኸቦ ዓወት (7-14)

      • ሳሙኤል ንእስራኤል ፈረደ (15-17)

1 ሳሙኤል 7:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 6:2, 4፣ 1ዜና 13:5, 7

1 ሳሙኤል 7:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እናደለይዎ ይሓዝኑ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ነህ 9:28

1 ሳሙኤል 7:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 12:24
  • +እያ 24:14, 23፣ መሳ 3:7
  • +መሳ 2:13፣ 10:6፣ 1ነገ 11:33
  • +ዘዳ 10:20፣ 13:4፣ ሉቃ 4:8
  • +ዘዳ 28:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 69-70

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2011፡ ገጽ 24-25

1 ሳሙኤል 7:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 10:16

1 ሳሙኤል 7:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 20:1፣ 1ሳሙ 10:17፣ 2ነገ 25:23፣ ኤር 40:6
  • +1ሳሙ 12:23፣ ያእ 5:16

1 ሳሙኤል 7:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 20:3፣ ነህ 9:1፣ ዮኤ 2:12
  • +መሳ 10:10
  • +መሳ 2:18

1 ሳሙኤል 7:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 13:2, 3፣ 1ሳሙ 6:4

1 ሳሙኤል 7:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 12:19፣ ኢሳ 37:4

1 ሳሙኤል 7:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 1:10
  • +መዝ 99:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2005፡ ገጽ 22

1 ሳሙኤል 7:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 2:10፣ 2ሳሙ 22:14
  • +እያ 10:10፣ መሳ 4:15
  • +ዘዳ 20:4፣ 28:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 70

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2011፡ ገጽ 25

1 ሳሙኤል 7:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ትርጉሙ፡ “እምኒ ረድኤት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 4:9፣ 24:26
  • +መዝ 44:3

1 ሳሙኤል 7:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 9:16፣ 13:5
  • +1ሳሙ 14:22, 23፣ 17:51

1 ሳሙኤል 7:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 15:18, 21

1 ሳሙኤል 7:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 3:20፣ 12:11፣ 25:1፣ ግብ 13:20

1 ሳሙኤል 7:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 16:1
  • +እያ 15:7, 12፣ 1ሳሙ 11:15
  • +1ሳሙ 7:5

1 ሳሙኤል 7:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 1:1፣ 8:4፣ 19:18
  • +ዘጸ 20:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2005፡ ገጽ 22

ሓፈሻዊ

1 ሳሙ. 7:12ሳሙ 6:2, 4፣ 1ዜና 13:5, 7
1 ሳሙ. 7:2ነህ 9:28
1 ሳሙ. 7:31ሳሙ 12:24
1 ሳሙ. 7:3እያ 24:14, 23፣ መሳ 3:7
1 ሳሙ. 7:3መሳ 2:13፣ 10:6፣ 1ነገ 11:33
1 ሳሙ. 7:3ዘዳ 10:20፣ 13:4፣ ሉቃ 4:8
1 ሳሙ. 7:3ዘዳ 28:1
1 ሳሙ. 7:4መሳ 10:16
1 ሳሙ. 7:5መሳ 20:1፣ 1ሳሙ 10:17፣ 2ነገ 25:23፣ ኤር 40:6
1 ሳሙ. 7:51ሳሙ 12:23፣ ያእ 5:16
1 ሳሙ. 7:62ዜና 20:3፣ ነህ 9:1፣ ዮኤ 2:12
1 ሳሙ. 7:6መሳ 10:10
1 ሳሙ. 7:6መሳ 2:18
1 ሳሙ. 7:7እያ 13:2, 3፣ 1ሳሙ 6:4
1 ሳሙ. 7:81ሳሙ 12:19፣ ኢሳ 37:4
1 ሳሙ. 7:9ዘሌ 1:10
1 ሳሙ. 7:9መዝ 99:6
1 ሳሙ. 7:101ሳሙ 2:10፣ 2ሳሙ 22:14
1 ሳሙ. 7:10እያ 10:10፣ መሳ 4:15
1 ሳሙ. 7:10ዘዳ 20:4፣ 28:7
1 ሳሙ. 7:12እያ 4:9፣ 24:26
1 ሳሙ. 7:12መዝ 44:3
1 ሳሙ. 7:131ሳሙ 9:16፣ 13:5
1 ሳሙ. 7:131ሳሙ 14:22, 23፣ 17:51
1 ሳሙ. 7:14ዘፍ 15:18, 21
1 ሳሙ. 7:151ሳሙ 3:20፣ 12:11፣ 25:1፣ ግብ 13:20
1 ሳሙ. 7:16እያ 16:1
1 ሳሙ. 7:16እያ 15:7, 12፣ 1ሳሙ 11:15
1 ሳሙ. 7:161ሳሙ 7:5
1 ሳሙ. 7:171ሳሙ 1:1፣ 8:4፣ 19:18
1 ሳሙ. 7:17ዘጸ 20:25
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ሳሙኤል 7:1-17

1 ሳሙኤል

7 ሰብ ቂርያት-የዓሪም ድማ መጺኦም ንታቦት የሆዋ ናብታ ኣብ ኵርባ ዘላ ቤት ኣቢናዳብ+ ኣደየብዎ፣ ንኣልኣዛር ወዱ ኸኣ ታቦት የሆዋ ኺሕሉ ቐደስዎ።

2 ካብቲ እቲ ታቦት ናብ ቂርያት-የዓሪም ዝመጸሉ መዓልቲ፡ ነዊሕ ግዜ፡ ኵሉዅሉ 20 ዓመት ሓለፈ፣ ኵሎም ቤት እስራኤል ድማ ንየሆዋ ይደልይዎ* ነበሩ።+ 3 ሳሙኤል ከኣ ንዅሎም ቤት እስራኤል፡ “ብዅሉ ልብኹም ናብ የሆዋ ትምለሱ እንተ ኣሊኹም፡+ ጓኖት ኣማልኽትን+ ምስልታት ኣሽቶረትን+ ካብ መንጎኹም ኣርሕቑ፣ ልብኹም ከኣ ብጽኑዕ ናብ የሆዋ ኣቕንዑ፡ ንዕኡ ጥራይ እውን ኣገልግሉ፣+ ንሱ ድማ ካብ ኢድ ፍልስጥኤማውያን ኬናግፈኩም እዩ”+ በሎም። 4 ሽዑ፡ እስራኤላውያን ንበዓላትን ንምስልታት ኣሽቶረትን ኣርሒቖም፡ ንየሆዋ ጥራይ ኣገልገሉ።+

5 ሳሙኤል ከኣ፡ “ንዅሉ እስራኤል ኣብ ሚጽጳ ኣክቡ፣+ ንየሆዋ ድማ ምእንታኹም ክልምኖ እየ” በለ።+ 6 ሽዑ፡ ኣብ ሚጽጳ ተኣከቡ፣ ማይ ቀዲሖም ከኣ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣፍሰስዎ፡ በታ መዓልቲ እቲኣ እውን ጾሙ።+ ኣብኡ ድማ፡ “ንየሆዋ በዲልናዮ ኢና” በሉ።+ ሳሙኤል ከኣ ንእስራኤላውያን ኣብ ሚጽጳ ፈራዲ ዀኖም።+

7 ፍልስጥኤማውያን ድማ እስራኤላውያን ኣብ ሚጽጳ ኸም እተኣከቡ ምስ ሰምዑ፡ እቶም ጐይተት ፍልስጥኤማውያን+ ኣንጻር እስራኤል ደየቡ። እስራኤላውያን እዚ ምስ ሰምዑ፡ ብሰሪ ፍልስጥኤማውያን ፈርሁ። 8 እስራኤላውያን ከኣ ንሳሙኤል፡ “ካብ ኢድ ፍልስጥኤማውያን ኬድሕነናስ፡ ናብ የሆዋ ኣምላኽና ምምህላል ኣይተቋርጽ” በልዎ።+ 9 ሳሙኤል ድማ ሓደ ዚጠቡ ዕየት ወሲዱ፡ ምሉእ ዚሓርር መስዋእቲ ኪኸውን ንየሆዋ ኣቕረበሉ።+ ሳሙኤል ከኣ ምእንቲ እስራኤል ናብ የሆዋ ተማህለለ፣ የሆዋ ድማ መለሰሉ።+ 10 ሳሙኤል ነቲ ዚሓርር መስዋእቲ ኬቕርቦ ኸሎ፡ ፍልስጥኤማውያን ምስ እስራኤል ኪዋግኡ ቐረቡ። የሆዋ ኸኣ በታ መዓልቲ እቲኣ ኣብ ልዕሊ ፍልስጥኤማውያን ብርቱዕ ነጐዳ ኣንጐድጐደ+ እሞ ኣሸበሮም፣+ ንሳቶም ድማ ኣብ ቅድሚ እስራኤል ተሳዕሩ።+ 11 ሽዑ፡ ሰብ እስራኤል ካብ ሚጽጳ ወጺኦም ንፍልስጥኤማውያን ሰጐጕዎም፡ ክሳብ ደቡብ ቤት-ካር ከኣ ወቕዕዎም። 12 ሳሙኤል ድማ ሓደ እምኒ ወሲዱ፡+ ኣብ መንጎ ሚጽጳን የሻናን ኣንበሮ፣ “የሆዋ ኽሳዕ ሕጂ ረድኣና”+ ኢሉ ኸኣ፡ ኤብንዔዘር* ኢሉ ሰመዮ። 13 በዚ ኸምዚ፡ ፍልስጥኤማውያን ተምበርከኹ፣ መሊሶም ድማ ናብ ሃገር እስራኤል ኣይመጹን፣+ ብዅሉ ዘመን ሳሙኤል ከኣ፡ ኢድ የሆዋ ኣንጻር ፍልስጥኤማውያን ነበረት።+ 14 እተን ፍልስጥኤማውያን ካብ እስራኤል ወሲዶምወን ዝነበሩ ኸተማታት ድማ፡ ካብ ዔቅሮን ክሳብ ጋት፡ ናብ እስራኤል ተመልሳ፣ እስራኤል ከኣ ሃገሩ ኻብ ኢድ ፍልስጥኤማውያን ኣምለሰ።

ኣብ መንጎ እስራኤልን ኣብ መንጎ ኣሞራውያንን+ ድማ ሰላም ነበረ።

15 ሳሙኤል ከኣ ምሉእ ህይወቱ ንእስራኤል ፈረደ።+ 16 ዓመት ዓመት ናብ ቤት-ኤልን+ ጊልጋልን+ ሚጽጳን+ ብዙር ይጕዓዝ ነበረ፣ ኣብ ኵለን እዘን ቦታታት እዚአን ድማ ንእስራኤል ይፈርድ ነበረ። 17 ቤቱ ኣብ ራማ+ ስለ ዝነበረት ግና፡ ናብኣ ይምለስ ነበረ፣ ኣብኣ እውን ንእስራኤል ይፈርድ ነበረ። ኣብኣ ኸኣ ንየሆዋ መሰውኢ ሰርሐ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ