ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 42
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • ጊልያ ኣምላኽን ተልእኾኡን (1-9)

        • ‘ስመይ የሆዋ እዩ’ (8)

      • ንየሆዋ ሓድሽ መዝሙር ውዳሰ (10-17)

      • እስራኤል ዕዉራትን ጸማማትን ኰይኖም (18-25)

ኢሳይያስ 42:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሰይ እትሰምሮ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 52:13
  • +ማቴ 3:17፣ ዮሃ 6:27፣ 2ጴጥ 1:17
  • +ኢሳ 49:7፣ ሉቃ 9:35
  • +ኢሳ 61:1፣ ማቴ 3:16
  • +ማቴ 12:15-18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 146

    የሱስ—መገዲ፡ ገጽ 80

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2009፡ ገጽ 22

    1/8/1998፡ ገጽ 5፡ 11

ኢሳይያስ 42:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘካ 9:9፣ ማቴ 12:16, 19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 146

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    5/2021፡ ገጽ 4

    የሱስ—መገዲ፡ ገጽ 64፡ 80

ኢሳይያስ 42:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 11:28, 29፣ እብ 2:17
  • +ኢሳ 11:3, 4፣ ማቴ 12:20፣ ዮሃ 5:30፣ ራእ 19:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 146

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    12/2017፡ ገጽ 5

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2015፡ ገጽ 8

    15/1/2009፡ ገጽ 22-23

    1/10/2008፡ ገጽ 5

    15/6/2008፡ ገጽ 6

    15/3/1996፡ ገጽ 21

    15/11/1995፡ ገጽ 21

    1/10/1994፡ ገጽ 14-15

    የሱስ—መገዲ፡ ገጽ 80-81

ኢሳይያስ 42:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ትምህርቱ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 9:7፣ 49:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    የሱስ—መገዲ፡ ገጽ 80-81

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2009፡ ገጽ 23

ኢሳይያስ 42:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 40:22, 26
  • +ኤር 10:12
  • +ዘፍ 2:7፣ ግብ 17:24, 25
  • +እዮ 12:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 4

ኢሳይያስ 42:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 49:8
  • +ኢሳ 49:6፣ ሉቃ 2:29-32፣ ዮሃ 8:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2009፡ ገጽ 22-23

    1/6/2005፡ ገጽ 9

    1/3/1994፡ ገጽ 32

ኢሳይያስ 42:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 35:5
  • +ኢሳ 61:1፣ 1ጴጥ 2:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2009፡ ገጽ 24

ኢሳይያስ 42:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ክብረይ ምስ ካልእ ኣይማቐሎን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 34:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 4

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2014፡ ገጽ 4

    1/7/2010፡ ገጽ 3

ኢሳይያስ 42:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 41:23፣ 43:19፣ 2ጴጥ 1:21

ኢሳይያስ 42:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 51:5
  • +መዝ 96:1፣ 98:1፣ ራእ 14:3
  • +ኢሳ 44:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2001፡ ገጽ 27

ኢሳይያስ 42:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 35:1
  • +ዘፍ 25:13፣ ኢሳ 60:7

ኢሳይያስ 42:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 22:27፣ ኢሳ 24:15፣ 66:19

ኢሳይያስ 42:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 59:17
  • +ዘጸ 15:3
  • +1ሳሙ 2:10

ኢሳይያስ 42:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ገማግም ባሕሪ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 107:33፣ ኢሳ 44:27፣ 50:2

ኢሳይያስ 42:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 29:18፣ 35:5፣ ኤር 31:8
  • +ኢሳ 30:21
  • +ኢሳ 60:1, 20
  • +ኢሳ 40:4

ኢሳይያስ 42:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዚውከሉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 44:10, 11፣ 45:16

ኢሳይያስ 42:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 6:9, 10፣ 43:8

ኢሳይያስ 42:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 56:10፣ ኤር 4:22፣ ህዝ 12:2

ኢሳይያስ 42:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 33:31

ኢሳይያስ 42:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንትምህርቱ።”

ኢሳይያስ 42:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 28:15, 33፣ ኤር 50:17
  • +መዝ 102:19, 20
  • +ዘዳ 28:29, 52

ኢሳይያስ 42:24

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ትምህርቱ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 2:12, 14፣ 2ዜና 15:3, 6፣ መዝ 106:41

ኢሳይያስ 42:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 32:22፣ ናሆ 1:6
  • +ኢሳ 9:13፣ ኤር 5:3፣ ሆሴ 7:9
  • +ኢሳ 57:11

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 42:1ኢሳ 52:13
ኢሳ. 42:1ማቴ 3:17፣ ዮሃ 6:27፣ 2ጴጥ 1:17
ኢሳ. 42:1ኢሳ 49:7፣ ሉቃ 9:35
ኢሳ. 42:1ኢሳ 61:1፣ ማቴ 3:16
ኢሳ. 42:1ማቴ 12:15-18
ኢሳ. 42:2ዘካ 9:9፣ ማቴ 12:16, 19
ኢሳ. 42:3ማቴ 11:28, 29፣ እብ 2:17
ኢሳ. 42:3ኢሳ 11:3, 4፣ ማቴ 12:20፣ ዮሃ 5:30፣ ራእ 19:11
ኢሳ. 42:4ኢሳ 9:7፣ 49:8
ኢሳ. 42:5ኢሳ 40:22, 26
ኢሳ. 42:5ኤር 10:12
ኢሳ. 42:5ዘፍ 2:7፣ ግብ 17:24, 25
ኢሳ. 42:5እዮ 12:10
ኢሳ. 42:6ኢሳ 49:8
ኢሳ. 42:6ኢሳ 49:6፣ ሉቃ 2:29-32፣ ዮሃ 8:12
ኢሳ. 42:7ኢሳ 35:5
ኢሳ. 42:7ኢሳ 61:1፣ 1ጴጥ 2:9
ኢሳ. 42:8ዘጸ 34:14
ኢሳ. 42:9ኢሳ 41:23፣ 43:19፣ 2ጴጥ 1:21
ኢሳ. 42:10ኢሳ 51:5
ኢሳ. 42:10መዝ 96:1፣ 98:1፣ ራእ 14:3
ኢሳ. 42:10ኢሳ 44:23
ኢሳ. 42:11ኢሳ 35:1
ኢሳ. 42:11ዘፍ 25:13፣ ኢሳ 60:7
ኢሳ. 42:12መዝ 22:27፣ ኢሳ 24:15፣ 66:19
ኢሳ. 42:13ኢሳ 59:17
ኢሳ. 42:13ዘጸ 15:3
ኢሳ. 42:131ሳሙ 2:10
ኢሳ. 42:15መዝ 107:33፣ ኢሳ 44:27፣ 50:2
ኢሳ. 42:16ኢሳ 29:18፣ 35:5፣ ኤር 31:8
ኢሳ. 42:16ኢሳ 30:21
ኢሳ. 42:16ኢሳ 60:1, 20
ኢሳ. 42:16ኢሳ 40:4
ኢሳ. 42:17ኢሳ 44:10, 11፣ 45:16
ኢሳ. 42:18ኢሳ 6:9, 10፣ 43:8
ኢሳ. 42:19ኢሳ 56:10፣ ኤር 4:22፣ ህዝ 12:2
ኢሳ. 42:20ህዝ 33:31
ኢሳ. 42:22ዘዳ 28:15, 33፣ ኤር 50:17
ኢሳ. 42:22መዝ 102:19, 20
ኢሳ. 42:22ዘዳ 28:29, 52
ኢሳ. 42:24መሳ 2:12, 14፣ 2ዜና 15:3, 6፣ መዝ 106:41
ኢሳ. 42:25ዘዳ 32:22፣ ናሆ 1:6
ኢሳ. 42:25ኢሳ 9:13፣ ኤር 5:3፣ ሆሴ 7:9
ኢሳ. 42:25ኢሳ 57:11
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 42:1-25

ኢሳይያስ

42 እንሆ፡ ዝድግፎ ጊልያይ!+

ዝሰምሮ*+ ሕሩየይ!+

መንፈሰይ ኣብኡ ኣሕዲረ ኣለኹ፣+

ንኣህዛብ ፍትሒ ኼምጽኣሎም እዩ።+

 2 ኣይኪጭድርን፡ ወይ ድምጹ ዓው ኣይኬብልን እዩ፣

ድምጹ እውን ኣብ ጐደና ኣይኬስምዕን እዩ።+

 3 ጭፍሉቕ ሻምብቆ ኣይኪሰብርን፡

ዚተክኽ ፈትሊ መብራህቲ እውን ኣይኬጥፍእን እዩ።+

ብተኣማንነት ፍትሒ ኼምጽእ እዩ።+

 4 ፍትሒ ኣብ ምድሪ ኽሳዕ ዚምስርት፡ ኣይኪሓምቕን ወይ ኣይኪጭፍለቕን እዩ፣+

ደሴታት ከኣ ሕጉ* ይጽበያ እየን።

 5 እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ፡ የሆዋ፡

እቲ ፈጣሪ ሰማያትን እቲ ንዓታቶም ዝገተሮም ዓብይን፡+

እቲ ንምድርን ንፍርያታን ዝዘርግሐ፡+

እቲ ኣብኣ ንዘሎ ህዝቢ ትንፋስ፡+

ኣብኣ ንዚመላለሱ ድማ መንፈስ ዝሃበ ኸምዚ ይብል፦+

 6 “ኣነ የሆዋ ብጽድቂ ጸዊዐካ ኣለኹ፣

ብኢድካ ሒዘካ ኣለኹ።

ክሕልወካ እየ፣ ኪዳን ህዝብን+

ብርሃን ኣህዛብን ከም እትኸውን ገይረ ኽህበካ እየ።+

 7 ኣዒንቲ ዕዉራት ምእንቲ ኽትከፍት፡+

ንእሱራት ካብ ቤት ማሕቡስ፡

ነቶም ኣብ ጸልማት ዚቕመጡ ድማ ካብ ቤት ማእሰርቲ ምእንቲ ኸተውጽእ፡ ከምኡ ኽገብረካ እየ።+

 8 ኣነ የሆዋ እየ። ስመይ እዚ እዩ፣

ክብረይ ንኻልእ፡*

ውዳሰይ እውን ንቕሩጽ ምስልታት ኣይህብን እየ።+

 9 እንሆ፡ እቲ ቐዳማይ ሓሊፉ እዩ፣

ሕጂ፡ ሓድሽ ነገር እነግረኩም ኣለኹ።

ከይተቐልቀለ፡ ብዛዕባኡ ኸስምዓኩም እየ።”+

10 ኣቱም ናብ ባሕሪ እትወርዱን ንዕኡ እትመልእዎ ዘበልኩም ኵላትኩምን፡

ኣትን ደሴታትን ኣቱም ነበርተንን፡+

ንየሆዋ ሓድሽ መዝሙር፡+

ውዳሰኡ ኻብ ወሰናት ምድሪ ዘምሩሉ።+

11 በረኻን ከተማታቱን፡+

ቄዳር+ ዚነብረሉ ሰፈራት፡ ድምጾም ዓው የብሉ።

ነበርቲ ኸውሒ እልል ይበሉ፣

ካብ ርእሲ ኣኽራን ይጨድሩ።

12 ንየሆዋ ኽብሪ ይሃብዎ፣

ውዳሰኡ ኸኣ ኣብ ደሴታት ይንገሩ።+

13 የሆዋ ኸም ጅግና ኺወጽእ እዩ።+

ከም ተዋጋኢ ቕንኣቱ ኼነቓቕሕ እዩ።+

ኪጭድር፡ እወ፡ ጭድርታ ውግእ ኪጭድር እዩ፣

ካብ ጸላእቱ ኸም ዚብርትዕ ኬርኢ እዩ።+

14 “ነዊሕ ግዜ ስቕ ኢለ እየ።

ኣጽቂጠን ርእሰይ ገቲአን እየ።

ትወልድ ከም ዘላ ሰበይቲ፡

ብሓንሳእ ክግዕርን ክልህልህን ክንኣኽን እየ።

15 ንኣኽራንን ንዅርባታትን ከባድሞ፡

ንዅሉ ኣትክልቶም ድማ ከንቅጾ እየ።

ንኣፍላግ ናብ ደሴታት* ክቕይሮ፡

ሻምብቆ ንዘለዎ ራህያታት ማይ ከኣ ከንቅጾ እየ።+

16 ንዕዉራት ብዘይፈልጥዋ ጐደና ኽመርሖም፡+

ንዘይፈልጥወን መገድታት ድማ ከርግጾም እየ።+

ኣብ ቅድሚኦም ንዘሎ ጸልማት ናብ ብርሃን ክቕይሮ፡+

ንድንጉር ከኣ ናብ ጐልጐል ክልውጦ እየ።+

እዚ ኽገብረሎም፡ ኣይክሓድጎምን እውን እየ።”

17 እቶም ብጽሩብ ምስልታት ዚእመኑ፡*

እቶም ንፍሱስ ምስልታት፡ “ንስኻትኩም ኣማልኽትና ኢኹም” ዚብሉ፡

ኪምለሱን ኪሓፍሩን እዮም።+

18 ኣቱም ጸማማት፡ ስምዑ፣

ኣቱም ዕዉራት፡ ጠምቱን ርኣዩን።+

19 ብዘይካ ጊልያይሲ፡ መን እዩ ዕዉር፧

ከምቲ ዝለኣኽክዎ ልኡኽ ጸማም ዝዀነኸ መን እዩ፧

ከምቲ ዓስቡ ዝሃብክዎ ዕዉር ዝዀነ፡

ከም ጊልያ የሆዋ ዕዉር ዝዀነ መን እዩ፧+

20 ብዙሕ ነገር ትርኢ፡ ግናኸ ኣይትሕሉን።

ኣእዛንካ ትኸፍት፡ ግናኸ ኣይትሰምዕን።+

21 የሆዋ ምእንቲ ጽድቁ ኢሉ፡

ንሕጉ* ኼዕብዮን ኬኽብሮን ባህ ኢልዎ ኣሎ።

22 እዚ ግና እተዘምተን እተዘረፈን ህዝቢ እዩ፣+

ኵላቶም ኣብ ጐዳጕዲ ተፈንጢሮም፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኸኣ ተሓቢኦም።+

ዜናግፎም ዘይብሎም ተዘሚቶም፣+

“ምለሶም!” ዚብል ዘይብሎም ድማ ተዘሪፎም።

23 ካባኻትኩም ነዚ ጽን ዚብል መን እዩ፧

ንዚመጽእ ግዜ ዜቕልቦን ዚሰምዖንከ መን እዩ፧

24 ያእቆብ ንዘረፋ፡

እስራኤል ድማ ንዘመተ ኣሕሊፉ ዝሃበ መን እዩ፧

እቲ ዝበደልናዮ የሆዋ ደይኰነን፧

ንሳቶም ብመገድታቱ ምምልላስ ኣበዩ፣

ሕጉ* ኸኣ ኣይተኣዘዙን።+

25 ስለዚ፡ ኵራን ቍጥዓኡን

ነድሪ ውግእን ከዓወሉ።+

እዚ ኣብ ዙርያኡ ንዘሎ ዅሉ እኳ እንተ በልዖ፡ ኣየስተብሃለን።+

ዋላ እኳ እንተ ኣባርዖ፡ ኣብ ልቡ ኣየሕደሮን።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ