ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ጸፎንያስ 3
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ጸፎንያስ—ትሕዝቶ

      • የሩሳሌም፡ እታ ዓላዊትን ብልሽውትን ከተማ (1-7)

      • ፍርድን ምምላስን (8-20)

        • ናብ ጽሩይ ቋንቋ ዚግበር ለውጢ (9)

        • ትሑትን ምቕሉልን ህዝቢ ኺድሕን እዩ (12)

        • የሆዋ ብጽዮን ኪፍሳህ እዩ (17)

ጸፎንያስ 3:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 5:7፣ ኤር 6:6

ጸፎንያስ 3:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣይተወከለትን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 22:21፣ 32:23
  • +መዝ 50:17፣ ኢሳ 1:5፣ ኤር 5:3
  • +መዝ 78:22፣ ኤር 17:5
  • +ኢሳ 29:13

ጸፎንያስ 3:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 1:23፣ ህዝ 22:27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/1996፡ ገጽ 9፡ 14

ጸፎንያስ 3:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ድጕ 2:14
  • +ኤር 23:11
  • +ህዝ 22:25, 26፣ ሚክ 3:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2001፡ ገጽ 21-22

ጸፎንያስ 3:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 32:4
  • +ኤር 21:12
  • +ኤር 3:3፣ 8:12፣ ጸፎ 2:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2001፡ ገጽ 22

ጸፎንያስ 3:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 18:28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2001፡ ገጽ 22

ጸፎንያስ 3:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መአረምታ።”

  • *

    ወይ፡ “ክቐጽዓ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 7:5-7፣ 25:5, 6
  • +ኢሳ 5:3, 4፣ 63:8፣ 2ጴጥ 3:9
  • +ሚክ 2:1

ጸፎንያስ 3:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ምስክር ኰይነ” ኪኸውን ይኽእል።

  • *

    ወይ፡ “ብትዕግስቲ ተጸበዩኒ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 34:2፣ ዮኤ 3:2፣ ራእ 16:14፣ 19:19
  • +መዝ 37:34፣ 130:7፣ ኢሳ 30:18
  • +ህዝ 36:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2001፡ ገጽ 23

    1/3/1996፡ ገጽ 11-13

ጸፎንያስ 3:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ብሓደ መንኵብ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘካ 8:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 56

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    1/2020፡ ገጽ 6

    እተወደበ፡ ገጽ 167

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2012፡ ገጽ 12

    15/1/2011፡ ገጽ 6

    15/8/2008፡ ገጽ 21-25

    15/11/2007፡ ገጽ 11

    15/11/2002፡ ገጽ 14-19

    15/9/2001፡ ገጽ 5-6

    15/2/2001፡ ገጽ 23-24፡ 27-28

    1/3/1996፡ ገጽ 15-16

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 127-128

ጸፎንያስ 3:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 60:4

ጸፎንያስ 3:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 11:9
  • +ኢሳ 45:17፣ 54:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2001፡ ገጽ 24

ጸፎንያስ 3:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 57:15፣ 61:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2011፡ ገጽ 5

    15/2/2001፡ ገጽ 24

    1/3/1996፡ ገጽ 14

ጸፎንያስ 3:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 10:22፣ ሚክ 4:7
  • +ኢሳ 60:21
  • +ኤር 30:10፣ ህዝ 34:28፣ 39:25, 26፣ ሆሴ 2:18፣ ሚክ 4:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2001፡ ገጽ 24

    1/3/1996፡ ገጽ 14

ጸፎንያስ 3:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዝ 3:11፣ ኢሳ 12:5, 6፣ ዘካ 2:10
  • +ሚክ 4:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2001፡ ገጽ 24

ጸፎንያስ 3:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 40:2፣ ዘካ 8:13
  • +ሚክ 7:10፣ ዘካ 2:8, 9
  • +ህዝ 48:35
  • +ኣሞ 9:15፣ ዘካ 14:11

ጸፎንያስ 3:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 46:28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/1996፡ ገጽ 16-18

ጸፎንያስ 3:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኺሃድእ፡ ኪቐስን፡ ኺዓግብ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 12:6
  • +ዘዳ 30:9፣ ኢሳ 65:19፣ ኤር 32:41

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2011፡ ገጽ 5

    15/2/2001፡ ገጽ 26

    1/3/1996፡ ገጽ 16፡ 17-18

ጸፎንያስ 3:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ድጕ 1:4፣ 2:6
  • +ድጕ 5:1

ጸፎንያስ 3:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 60:14፣ ዘካ 14:3
  • +ሚክ 4:6, 7
  • +ኢሳ 11:11, 12፣ 27:12፣ ህዝ 28:25፣ 34:15, 16፣ ኣሞ 9:14

ጸፎንያስ 3:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 61:7፣ ኤር 30:10፣ 33:7, 9፣ ህዝ 39:25, 27
  • +ኢሳ 60:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2001፡ ገጽ 24-25፡ 28

    1/3/1996፡ ገጽ 15

ሓፈሻዊ

ጸፎ. 3:1ኢሳ 5:7፣ ኤር 6:6
ጸፎ. 3:2ኤር 22:21፣ 32:23
ጸፎ. 3:2መዝ 50:17፣ ኢሳ 1:5፣ ኤር 5:3
ጸፎ. 3:2መዝ 78:22፣ ኤር 17:5
ጸፎ. 3:2ኢሳ 29:13
ጸፎ. 3:3ኢሳ 1:23፣ ህዝ 22:27
ጸፎ. 3:4ድጕ 2:14
ጸፎ. 3:4ኤር 23:11
ጸፎ. 3:4ህዝ 22:25, 26፣ ሚክ 3:9
ጸፎ. 3:5ዘዳ 32:4
ጸፎ. 3:5ኤር 21:12
ጸፎ. 3:5ኤር 3:3፣ 8:12፣ ጸፎ 2:1
ጸፎ. 3:6ዘሌ 18:28
ጸፎ. 3:7ኤር 7:5-7፣ 25:5, 6
ጸፎ. 3:7ኢሳ 5:3, 4፣ 63:8፣ 2ጴጥ 3:9
ጸፎ. 3:7ሚክ 2:1
ጸፎ. 3:8ኢሳ 34:2፣ ዮኤ 3:2፣ ራእ 16:14፣ 19:19
ጸፎ. 3:8መዝ 37:34፣ 130:7፣ ኢሳ 30:18
ጸፎ. 3:8ህዝ 36:5
ጸፎ. 3:9ዘካ 8:23
ጸፎ. 3:10ኢሳ 60:4
ጸፎ. 3:11ኢሳ 11:9
ጸፎ. 3:11ኢሳ 45:17፣ 54:4
ጸፎ. 3:12ኢሳ 57:15፣ 61:1
ጸፎ. 3:13ኢሳ 10:22፣ ሚክ 4:7
ጸፎ. 3:13ኢሳ 60:21
ጸፎ. 3:13ኤር 30:10፣ ህዝ 34:28፣ 39:25, 26፣ ሆሴ 2:18፣ ሚክ 4:4
ጸፎ. 3:14እዝ 3:11፣ ኢሳ 12:5, 6፣ ዘካ 2:10
ጸፎ. 3:14ሚክ 4:8
ጸፎ. 3:15ኢሳ 40:2፣ ዘካ 8:13
ጸፎ. 3:15ሚክ 7:10፣ ዘካ 2:8, 9
ጸፎ. 3:15ህዝ 48:35
ጸፎ. 3:15ኣሞ 9:15፣ ዘካ 14:11
ጸፎ. 3:16ኤር 46:28
ጸፎ. 3:17ኢሳ 12:6
ጸፎ. 3:17ዘዳ 30:9፣ ኢሳ 65:19፣ ኤር 32:41
ጸፎ. 3:18ድጕ 1:4፣ 2:6
ጸፎ. 3:18ድጕ 5:1
ጸፎ. 3:19ኢሳ 60:14፣ ዘካ 14:3
ጸፎ. 3:19ሚክ 4:6, 7
ጸፎ. 3:19ኢሳ 11:11, 12፣ 27:12፣ ህዝ 28:25፣ 34:15, 16፣ ኣሞ 9:14
ጸፎ. 3:20ኢሳ 61:7፣ ኤር 30:10፣ 33:7, 9፣ ህዝ 39:25, 27
ጸፎ. 3:20ኢሳ 60:15
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ጸፎንያስ 3:1-20

ጸፎንያስ

3 እታ ዓላዊትን ብክልትን ጨቋኒትን ከተማ ወይለኣ!+

 2 ድምጺ ኣይተኣዘዘትን፣+ ተግሳጽ ኣይተቐበለትን።+

ብየሆዋ ኣይተኣመነትን፣*+ ናብ ኣምላኻ ኣይቀረበትን።+

 3 መሳፍንታ ኣብ ውሽጣ ዚጓዝሙ ኣናብስ እዮም።+

ፈራዶኣ ብለይቲ ተዃሉ እዮም፣

ክሳዕ ንግሆ ኸኣ ዚቝርጠም ዓጽሚ እኳ ኣይሓድጉን።

 4 ነብያታ ስድታትን ጠላማትን ሰባት እዮም።+

ካህናታ ንቕዱስ የርክሱ፣+

ነቲ ሕጊ ይዕምጽዎ።+

 5 የሆዋ ኣብ ማእከላ ጻድቕ እዩ፣+ ንሱ ኣይብድልን እዩ።

ንግሆ ንግሆ፡ ከምቲ ዘይተርፍ ብርሃን፡

ፍርድታቱ የፍልጥ።+

ዓማጺ ግና ሕፍረት ኣይፈልጥን።+

 6 “ኣነ ንኣህዛብ ኣጥፊአ፣ ግምብታት መኣዝኖም ባዲሙ ተሪፉ።

ሓደ እኳ ኸይሓልፍሲ፡ ጐደናታቶም ኣባዲመ።

ከተማታቶም ሰብ ዘይብለንን ነባሪ ዘይብለንን ዑናታት ኰይነን።+

 7 መንበሪኣ ምእንቲ ኸይጠፍእሲ፡+

‘ብርግጽ ክትፈርህኒ፡ ተግሳጽ* እውን ክትቅበሊ ኢኺ’ ኢለ፣+

—በዚ ዅሉስ ተሓታቲት ክገብራ* እየ።

ንሳቶም ግና ብዝያዳ ኺበላሸዉ ደልዮም።+

 8 ‘ስለዚ፡ ንኣህዛብ ክእክቦም፡ ንመንግስትታት ክኣኻኽቦም፡

ቍጥዓይን ኵሉ ዚነድድ ኵራይን ክኽዕወሎም+ ፍርደይ እዩ እሞ፡

ክሳዕ እታ ኽዘምት* ዝትንስኣላ መዓልቲ

ተጸበዩኒ’* ይብል የሆዋ፣+

‘ብሓዊ ቕንኣተይሲ ብዘላ ምድሪ ኽትብላዕ እያ።+

 9 ሽዑስ፡ ኵላቶም ስም የሆዋ ምእንቲ ኺጽውዑ፡

ብሓድነት* ድማ ምእንቲ ኼገልግልዎሲ፡+

ንቛንቋ ህዝብታት ናብ ጽሩይ ቋንቋ ኽልውጦ እየ።’

10 ካብ ዞባ ኣፍላግ ኢትዮጵያ፡

እቶም ዚልምኑኒ ፋሕ ዝበሉ ደቀይ፡ መባእ ኬምጽኡለይ እዮም።+

11 ሽዑ፡ ነቶም ዕቡያትን ምኩሓትን ካብ መንጎኺ ኸርሕቖም እየ፡

ኣብ ቅዱስ ከረነይ ከኣ ደጊም ከቶ ዕብይቲ ኣይክትኰንን ኢኺ እሞ፡+

በታ መዓልቲ እቲኣ፡ በቲ ኻባይ ዝዓሎኽዮ ዅሉ ግብርታትኪ

ኣይክትሓፍርን ኢኺ።+

12 ኣብ ማእከልኪ ኺነብርሲ ትሑትን ምቕሉልን ህዝቢ ኽሓድግ እየ፣+

ንሳቶም እውን ኣብ ስም የሆዋ ኺምዕቈቡ እዮም።

13 እቶም ተረፍ እስራኤል+ ኣይኪዕምጹን እዮም፣+

ኣይኪሕስዉን እዮም፡ ኣብ ኣፎም እውን መታለሊት ልሳን ኣይክትርከብን እያ፣

ኪበልዑን በጥ ኪብሉን እዮም፣ ሓደ እኳ ኣይኬፍርሆምን እዩ።”+

14 ኣቲ ጓል ጽዮን፡ እልል በሊ!

ኣታ እስራኤል፡ ብዓወት ጨድር!+

ኣቲ ጓል የሩሳሌም፡ ብዅሉ ልብኺ ተሓጐሲ፡ ባህ እውን ይበልኪ!+

15 የሆዋ ንፍርድታትኪ ኣርሒቕዎ እዩ።+

ንጸላኢኺ መሊስዎ እዩ።+

እቲ ንጉስ እስራኤል፡ የሆዋ፡ ኣብ ማእከልኪ እዩ።+

ደጊም መዓት ኣይክትፈርህን ኢኺ።+

16 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ንየሩሳሌም ከምዚ ኺብሃላ እዩ፦

“ኣቲ ጽዮን፡ ኣይትፍርሂ።+

ኣእዳውኪ ኣይተሓለላ።

17 የሆዋ ኣምላኽኪ ኣብ ማእከልኪ እዩ።+

ከም ጅግና፡ ኬድሕነኪ እዩ።

ብኣኺ ብዓብዪ ሓጐስ ኪፍሳህ እዩ።+

ብፍቕሩ ስቕ ኪብል* እዩ።

ብኣኺ እልል እናበለ ኺሕጐስ እዩ።

18 ነቶም ኣብ በዓላትኪ ስለ ዘይነበሩ ዚጕህዩ ኽእክቦም እየ፣+

ጸርፋ ስለ ዝጾሩ እዮም ምሳኺ ዘይነበሩ።+

19 እንሆ፡ በቲ ግዜ እቲ ኣንጻር ኵሎም እቶም ዚጭቍኑኺ ስጕምቲ ኽወስድ እየ፣+

ነታ እትሕንክስ ከድሕና፡+

ነታ እተበተነት እውን ክእክባ እየ።+

ኣብ ኵሉ ምድሪ ሕፍረቶም፡

ንውዳሰን ንስምን ክገብሮም እየ።

20 ንምሩኻትኩም ኣብ ቅድሚ ኣዒንትኹም ምስ መለስክዎም፡+

ኣብ መንጎ ዅሎም ህዝብታት ምድሪ ንስምን ንውዳሰን ክገብረኩም እየ እሞ፡+

በቲ ግዜ እቲ፡ ከምጽኣኩም፡

በቲ ግዜ እቲ፡ ክእክበኩም እየ” ይብል የሆዋ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ