ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኤርምያስ 46
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኤርምያስ—ትሕዝቶ

      • ኣንጻር ግብጺ እተዘርበ ትንቢት (1-26)

        • ግብጺ ብነቡካድነጻር ክትስዓር እያ (13, 26)

      • ንእስራኤል እተዋህበ ተስፋታት (27, 28)

ኤርምያስ 46:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 1:10

ኤርምያስ 46:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ብነቡካድረጻር።” ናይ ፊደል ለውጢ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 25:15, 19፣ ህዝ 29:2፣ 32:2
  • +2ነገ 23:36፣ ኤር 25:1፣ 36:1
  • +2ዜና 35:20

ኤርምያስ 46:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    መብዛሕትኡ ግዜ ብቐስተኛታት ዚጽወር።

ኤርምያስ 46:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 24:7

ኤርምያስ 46:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 29:3፣ 32:2

ኤርምያስ 46:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ዚረግጹን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 27:2, 10
  • +ኢሳ 66:19
  • +ዘፍ 10:6, 13፣ ህዝ 30:4, 5

ኤርምያስ 46:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ማሕረዲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 24:7

ኤርምያስ 46:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 37:25፣ ኤር 8:22
  • +ህዝ 30:21

ኤርምያስ 46:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 32:9

ኤርምያስ 46:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ነቡካድረጻር።” ናይ ፊደል ለውጢ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 43:10፣ ህዝ 29:19፣ 30:10

ኤርምያስ 46:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሞፍን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 44:1፣ ህዝ 29:10፣ 30:6
  • +ኤር 43:4, 7፣ ህዝ 30:18

ኤርምያስ 46:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ምዱብ ግዜ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 29:3

ኤርምያስ 46:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ወራሪ ግብጺ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 19:17, 22፣ መሳ 4:6፣ መዝ 89:12
  • +1ነገ 18:42

ኤርምያስ 46:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሞፍሲ።”

  • *

    ወይ፡ “ባድም ክትከውን” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 32:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2003፡ ገጽ 32

ኤርምያስ 46:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 46:5, 15

ኤርምያስ 46:22

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዕንጨይቲ ኸም ዚኣርዩ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2007፡ ገጽ 11

ኤርምያስ 46:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 30:10

ኤርምያስ 46:25

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ቲብጽ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 30:14
  • +ናሆ 3:8
  • +ዘጸ 12:12፣ ኢሳ 19:1፣ ኤር 43:12, 13
  • +ኤር 17:5፣ 42:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2003፡ ገጽ 32

ኤርምያስ 46:26

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንነፍሶም።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ነቡካድረጻር።” ናይ ፊደል ለውጢ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 43:10, 11፣ ህዝ 32:11
  • +ህዝ 29:13, 14

ኤርምያስ 46:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 41:13፣ 43:1, 2፣ 44:2
  • +ኢሳ 11:11፣ ኤር 50:19፣ ህዝ 39:27፣ ኣሞ 9:14፣ ጸፎ 3:20
  • +ኤር 23:3, 6፣ 30:10, 11

ኤርምያስ 46:28

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ክእርመካ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 25:9
  • +ኤር 5:10፣ ኣሞ 9:8
  • +ኤር 10:24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ፍልጠት፡ ገጽ 148

ሓፈሻዊ

ኤር. 46:1ኤር 1:10
ኤር. 46:2ኤር 25:15, 19፣ ህዝ 29:2፣ 32:2
ኤር. 46:22ነገ 23:36፣ ኤር 25:1፣ 36:1
ኤር. 46:22ዜና 35:20
ኤር. 46:62ነገ 24:7
ኤር. 46:8ህዝ 29:3፣ 32:2
ኤር. 46:9ህዝ 27:2, 10
ኤር. 46:9ኢሳ 66:19
ኤር. 46:9ዘፍ 10:6, 13፣ ህዝ 30:4, 5
ኤር. 46:102ነገ 24:7
ኤር. 46:11ዘፍ 37:25፣ ኤር 8:22
ኤር. 46:11ህዝ 30:21
ኤር. 46:12ህዝ 32:9
ኤር. 46:13ኤር 43:10፣ ህዝ 29:19፣ 30:10
ኤር. 46:14ኤር 44:1፣ ህዝ 29:10፣ 30:6
ኤር. 46:14ኤር 43:4, 7፣ ህዝ 30:18
ኤር. 46:17ህዝ 29:3
ኤር. 46:18እያ 19:17, 22፣ መሳ 4:6፣ መዝ 89:12
ኤር. 46:181ነገ 18:42
ኤር. 46:19ህዝ 32:15
ኤር. 46:21ኤር 46:5, 15
ኤር. 46:24ህዝ 30:10
ኤር. 46:25ህዝ 30:14
ኤር. 46:25ናሆ 3:8
ኤር. 46:25ዘጸ 12:12፣ ኢሳ 19:1፣ ኤር 43:12, 13
ኤር. 46:25ኤር 17:5፣ 42:14
ኤር. 46:26ኤር 43:10, 11፣ ህዝ 32:11
ኤር. 46:26ህዝ 29:13, 14
ኤር. 46:27ኢሳ 41:13፣ 43:1, 2፣ 44:2
ኤር. 46:27ኢሳ 11:11፣ ኤር 50:19፣ ህዝ 39:27፣ ኣሞ 9:14፣ ጸፎ 3:20
ኤር. 46:27ኤር 23:3, 6፣ 30:10, 11
ኤር. 46:28ኤር 25:9
ኤር. 46:28ኤር 5:10፣ ኣሞ 9:8
ኤር. 46:28ኤር 10:24
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኤርምያስ 46:1-28

ኤርምያስ

46 እቲ ብዛዕባ ኣህዛብ ናብ ነብዪ ኤርምያስ ዝመጸ ቓል የሆዋ እዚ እዩ፦+ 2 ብዛዕባ ግብጺ፡+ ብዛዕባ እቲ ብራብዐይቲ ዓመት ዮያቂም+ ወዲ ዮስያስ ንጉስ ይሁዳ ኣብ ጥቓ ፈለግ ኤፍራጥስ ዝነበረን ብነቡካድነጻር* ንጉስ ባቢሎን ኣብ ከርከሚሽ እተሳዕረን ሰራዊት ፈርኦን ኔኮ+ ንጉስ ግብጺ፦

 3 “ንኣሽቱ ዋላቱን* ዓበይቲ ዋላቱን ኣዳልዉ፣

ናብ ውግእ ድማ ቅረቡ።

 4 ኣቱም ፈረሰኛታት፡ ንኣፍራስ ጽዒንኩም ተወጥሕዎም።

ቍራዕ ርእስኹም ጌርኩም ደው በሉ።

ሕላስኩም ወልውሉ፡ ድርዕኹም እውን ልበሱ።

 5 ‘ስለምንታይ እየ ተሸቢሮም ዝርእዮም ዘለኹ፧

የንሳሕቡ ኣለዉ፡ ጀጋኑኦም ተሓምሺሾም እዮም።

ብስምባድ ይሃድሙ ኣለዉ፡ ጀጋኑኦም ኣይተመልሱን።

ሽበራ ኣብ ዙርያ ኣሎ’ ይብል የሆዋ።

 6 ‘ፈጣን ኪሃድም ኣይከኣለን፡ ጀጋኑ እውን ኬምልጡ ኣይከኣሉን።

ኣብ ሰሜን፡ ኣብ ገማግም ፈለግ ኤፍራጥስ

ተዓንቂፎም ወደቑ።’+

 7 እቲ ኸም ፈለግ ኒል፡

ከም ቡሕቡሕታ ማያት ርባታት ዚድይብ ዘሎ መን እዩ፧

 8 ግብጺ ኸም ፈለግ ኒል፡+

ከም ቡሕቡሕታ ማያት ኣፍላግ ይድይብ ኣሎ፣

ንሱ ድማ፡ ‘ኣነ ኽድይብ፡ ንምድሪ እውን ክኸድና እየ።

ንኸተማን ኣብኣ ንዚነብሩን ከጥፍእ እየ’ ይብል ኣሎ።

 9 ኣቱም ኣፍራስ፡ ደይቡ!

ኣቱም ሰረገላታት፡ ከም ዕቡድ ጋልቡ!

እቶም ጀጋኑ፡

እቶም ዋላቱ ዚሕዙ ኩሽን ጱጥን፡+

እቶም ቀስቲ ዚሕዙን ዚግትሩን*+ ሉዲም፡+ ይቕረቡ።

10 “እታ መዓልቲ እቲኣ ናይቲ ልዑላዊ ጐይታ፡ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ ንተጻረፍቱ ሕነ ዚፈድየላ መዓልቲ ሕነ እያ። እቲ ልዑላዊ ጐይታ፡ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ ኣብ ምድሪ ሰሜን ኣብ ጥቓ ፈለግ ኤፍራጥስ መስዋእቲ* ኣለዎ እሞ፡ ሰይፊ ኺውሕጥን ኪጸግብን ብደሞም ኪረውን እዩ።+

11 ኣቲ ድንግል ጓል ግብጺ፡

በለሳን ክትወስድስ ናብ ጊልዓድ ደይቢ።+

ኣይክትሓውይን ኢኺ እሞ፡+

ንኸንቱ ኣፋውስኪ ኣብዚሕኪ ኣለኺ።

12 ኣህዛብ ውርደትኪ ሰሚዖም ኣለዉ፣+

ኣውያትኪ ድማ ነታ ምድሪ መሊእዋ ኣሎ።

ከመይሲ፡ ጅግና ብጅግና ይዕንቀፍ ኣሎ፣

ክልቲኦም ከኣ ሓቢሮም ይወድቁ ኣለዉ።”

13 የሆዋ ንነብዪ ኤርምያስ፡ ብዛዕባ ምምጻእ እቲ ንምድሪ ግብጺ ዚወቕዓ ነቡካድነጻር* ንጉስ ባቢሎን እተዛረቦ ቓል እዚ እዩ፦+

14 “ኣብ ግብጺ ንገሩ፡ ኣብ ሚግዶል ኣውጁ።+

ኣብ ኖፍን* ኣብ ታህጳኔስን ኣውጁ።+

ከምዚ በሉ፦ ‘ሰይፊ ኣብ ዙርያኹም ኪውሕጥ እዩ እሞ፡

ተዳሊኹም ቁሙ።

15 ስለምንታይ ሓያላትካ ተዀስቲሮም፧

የሆዋ ደፊእዎም እዩ እሞ፡

ኣብ መትከሎም ኣይቈሙን።

16 ብብዝሒ ይዕንቀፉን ይወድቁን ኣለዉ።

ንሓድሕዶም፡ “ተንስእ! ካብዚ ሕሱም ሰይፍስ፡

ናብ ህዝብናን ናብ ዓድናን ንመለስ”

ይባሃሃሉ ኣለዉ።’

17 ኣብኡ ኸኣ፡

‘ፈርኦን ንጉስ ግብጺ ኣጋጣሚ* ዝሓለፎ

ትርጉም ዘይብሉ ጫውጫውታ ጥራይ እዩ’ ኢሎም ኣወጁ።+

18 እቲ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ዝስሙ ንጉስ ከምዚ ይብል፦

‘ከምቲ ኣነ ህያው ዝዀንኩ፡ ንሱ* ኣብ መንጎ ኣኽራን ዘሎ ኸም ታቦር፡+

ኣብ ጥቓ ባሕሪ ዘሎ ኸም ቀርሜሎስ+ ኪመጽእ እዩ።

19 ኣቲ ኣብ ግብጺ እትነብሪ ጓል፡

ኣቕሑኺ ንምርኮ ኣዳልዊ።

ኖፍሲ* መሰክሒ ኽትከውን፡

ብሓዊ ኽትባራዕ፡* ብዘይ ነባሪ እውን ክትተርፍ እያ።+

20 ግብጺ ኸም ጽቡቕ ዝትርኢታ ኣርሒ እያ፣

ካብ ሰሜን ግና ተናኸስቲ ጽንጽያ ኺመጽዋ እዮም።

21 እቶም ኣብ ማእከላ ዘለዉ ዕሱባት ተዋጋእታ እኳ ኸም ስቡሓት ምራኹት እዮም፣

ግናኸ፡ ንሳቶም እውን ተመሊሶም ብሓባር ይሃድሙ ኣለዉ።

መዓልቲ ጥፍኣቶም፡

ግዜ ምጽብጻቦም መጺእዎም እዩ እሞ፡

ኣብ መትከሎም ኪቘሙ ኣይከኣሉን።’+

22 ‘ኣእዋም ከም ዚቘርጹ* ሰባት፡

ብሓይሊ፡ ምስ ፋሳት ይመጽዋ ኣለዉ እሞ፡

ደሃያ ሸተተት ከም ዚብል ተመን እዩ።

23 ዱራ ዘይጠሓስ እኳ እንተ መሰለ፡ ኪቘርጽዎ እዮም’ ይብል የሆዋ።

‘ንሳቶምሲ ቝጽሪ ዘይብሎም ካብ ኣንበጣ ዚበዝሑ እዮም።

24 ጓል ግብጺ ኽትሓፍር እያ።

ኣብ ኢድ ህዝቢ ሰሜን ኣሕሊፍካ ኽትውሃብ እያ።’+

25 “የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ ኣምላኽ እስራኤል፡ ከምዚ ይብል፦ ‘ሕጂ፡ ካብ ኖ*+ ናብ ኣሞንን+ ናብ ፈርኦንን ናብ ግብጽን ናብ ኣማልኽታን+ ናብ ነገስታታን፡ እወ፡ ናብ ፈርኦንን ናብ ኵሎም እቶም ብእኡ ዚእመኑን+ ቈላሕታይ እገብር ኣለኹ።’

26 “‘ኣብ ኢድ እቶም ንህይወቶም* ዚደልይዋን ኣብ ኢድ ነቡካድነጻር* ንጉስ ባቢሎንን+ ኣብ ኢድ ገላዉኡን ኣሕሊፈ ኽህቦም እየ። ድሕሪኡ ግና ከም ቀደም ነበርቲ ኺህልውዋ እዮም’ ይብል የሆዋ።+

27 ‘ኣታ ጊልያይ ያእቆብ፡ ኣይትፍራህ፣

ኣታ እስራኤል እውን፡ ኣይትሸበር።+

ኣነስ ንዓኻ ኻብ ርሑቕ ከድሕነካ፡

ንዘርእኻ ኸኣ ካብ ምድሪ ምርኮኦም ከድሕኖም እየ።+

ያእቆብ ኪምለስን ኪሃድእን እዩ፡ ኣይኪርበሽን ድማ እዩ፣

ዜፍርሆ ኸኣ ኣይኪህሉን እዩ።+

28 ስለዚ፡ ኣታ ጊልያይ ያእቆብ፡ ኣነ ምሳኻ እየ እሞ፡ ኣይትፍራህ’ ይብል የሆዋ።

‘ንዅሎም እቶም ናባታቶም ዝበተንኩኻ ኣህዛብ ደኣ ኸጽንት እየ፣+

ንዓኻ ግና ኣይከጽንተካን እየ።+

ብልክዕ ክግስጸካ* እየ እምበር፡+

ከይቀጻዕኩስ ኣይክሓድገካን እየ።’”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ