ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 53
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • መከራን ሞትን ኣቀባብራን ጊልያ የሆዋ (1-12)

        • ንዑቕን እተጐስየን (3)

        • ሕማምናን ስቓይናን ጾረ (4)

        • “ከም በጊዕ ናብ ማሕረዲ” (7)

        • ሓጢኣት ብዙሓት ተሰከመ (12)

ኢሳይያስ 53:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “በቲ ዝሰማዕናዮ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 10:16
  • +ኢሳ 51:9
  • +ኢሳ 40:5፣ ዮሃ 12:37, 38

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 146

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2011፡ ገጽ 11

    1/10/2008፡ ገጽ 5

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 2ዜና-ኢሳ፡ ገጽ 31

ኢሳይያስ 53:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    “ኣብ ቅድሚኡ፡” ማለት፡ ኣብ ቅድሚ ተዓዛቢ ብሓፈሻ ወይ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ኪኸውን ይኽእል እዩ።

  • *

    ወይ፡ “ዜብህገና ፍሉይ ትርኢት ኣይነበሮን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 11:1፣ ዘካ 6:12
  • +ኢሳ 52:14፣ ዮሃ 1:10፣ ፊል 2:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 146

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 2ዜና-ኢሳ፡ ገጽ 31

ኢሳይያስ 53:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ስቓይ ዚርዳእን።”

  • *

    ወይ፡ “ሰባት ገጾም ካብኡ ኸም ዚመልሱ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 22:7፣ ማቴ 26:67, 68፣ ዮሃ 6:66፣ 1ጴጥ 2:4
  • +ዘካ 11:13፣ ዮሃ 18:39, 40፣ ግብ 3:13, 14፣ 4:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    2/2017፡ ገጽ 3

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2009፡ ገጽ 26

    1/8/2000፡ ገጽ 32

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 2ዜና-ኢሳ፡ ገጽ 31

ኢሳይያስ 53:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 8:14-17
  • +ዘሌ 16:21, 22፣ 1ጴጥ 2:24፣ 1ዮሃ 2:1, 2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 146

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    2/2017፡ ገጽ 3

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2011፡ ገጽ 11

    15/1/2009፡ ገጽ 26

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 2ዜና-ኢሳ፡ ገጽ 31

ኢሳይያስ 53:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዳን 9:24፣ ሮሜ 4:25
  • +ዘካ 12:10፣ ዮሃ 19:34
  • +ማቴ 20:28፣ ሮሜ 5:6, 19
  • +ቈሎ 1:19, 20
  • +1ጴጥ 2:24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 146

    ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ገጽ 15

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2009፡ ገጽ 27

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 2ዜና-ኢሳ፡ ገጽ 31

ኢሳይያስ 53:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 2:25
  • +1ጴጥ 3:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 146

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2009፡ ገጽ 27

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 2ዜና-ኢሳ፡ ገጽ 31

ኢሳይያስ 53:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 22:12፣ 69:4
  • +1ጴጥ 2:23
  • +ዮሃ 1:29፣ 1ቈረ 5:7
  • +ማቴ 27:12-14፣ ግብ 8:32, 33

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 146

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2011፡ ገጽ 14

    15/1/2009፡ ገጽ 27-28

    1/10/2008፡ ገጽ 5

    15/7/1996፡ ገጽ 8

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 2ዜና-ኢሳ፡ ገጽ 31

ኢሳይያስ 53:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጭቈናን።”

  • *

    ወይ፡ “ተመንቊሱ።”

  • *

    ወይ፡ “ኣነባብራኡኸ።”

  • *

    ወይ፡ “ተቐቲሉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዳን 9:26፣ ማቴ 27:50
  • +ዘካ 13:7፣ ዮሃ 11:49, 50፣ ሮሜ 5:6፣ እብ 9:26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    5/2021፡ ገጽ 3

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2011፡ ገጽ 14

    15/7/1996፡ ገጽ 8

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 2ዜና-ኢሳ፡ ገጽ 31

ኢሳይያስ 53:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓመጻ።”

  • *

    ወይ፡ “ሓደ ሰብ መቓብሩ ኺህብ እዩ።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ሃብታም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 2:22
  • +ማቴ 27:38
  • +ማቴ 27:57-60፣ ማር 15:46፣ ዮሃ 19:41

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 146

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    10/2017፡ ገጽ 19-20

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2011፡ ገጽ 16

    1/10/2008፡ ገጽ 5-6

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 2ዜና-ኢሳ፡ ገጽ 31

ኢሳይያስ 53:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ደስ ኢልዎ፣ ፈትዩ።”

  • *

    ወይ፡ “ንነፍሱ።”

  • *

    ወይ፡ “ፍቓድ፣ ፍታው።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 16:11፣ 2ቈረ 5:21፣ እብ 7:27
  • +ኢሳ 9:7፣ 1ጢሞ 6:16
  • +ቈሎ 1:19, 20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    2/2017፡ ገጽ 3

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2009፡ ገጽ 26-27

    15/1/2007፡ ገጽ 10

    15/8/2000፡ ገጽ 31

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 2ዜና-ኢሳ፡ ገጽ 31

ኢሳይያስ 53:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብምኽንያት ጸበባ ነፍሱ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 42:1
  • +ሮሜ 5:18, 19
  • +1ጴጥ 2:24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2009፡ ገጽ 28-29

    1/10/2008፡ ገጽ 5-6

    15/1/2007፡ ገጽ 10

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 2ዜና-ኢሳ፡ ገጽ 31

ኢሳይያስ 53:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሱ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 22:14፣ ማቴ 26:27, 28፣ እብ 2:14
  • +ማር 15:27፣ ሉቃ 22:37፣ 23:32, 33
  • +ማቴ 20:28፣ 1ጢሞ 2:5, 6፣ ቲቶ 2:13, 14፣ እብ 9:28
  • +ሮሜ 8:34፣ እብ 7:25፣ 9:26፣ 1ዮሃ 2:1, 2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 146

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2011፡ ገጽ 14-15

    15/1/2009፡ ገጽ 28-29

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 2ዜና-ኢሳ፡ ገጽ 31

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 53:1ሮሜ 10:16
ኢሳ. 53:1ኢሳ 51:9
ኢሳ. 53:1ኢሳ 40:5፣ ዮሃ 12:37, 38
ኢሳ. 53:2ኢሳ 11:1፣ ዘካ 6:12
ኢሳ. 53:2ኢሳ 52:14፣ ዮሃ 1:10፣ ፊል 2:7
ኢሳ. 53:3መዝ 22:7፣ ማቴ 26:67, 68፣ ዮሃ 6:66፣ 1ጴጥ 2:4
ኢሳ. 53:3ዘካ 11:13፣ ዮሃ 18:39, 40፣ ግብ 3:13, 14፣ 4:11
ኢሳ. 53:4ማቴ 8:14-17
ኢሳ. 53:4ዘሌ 16:21, 22፣ 1ጴጥ 2:24፣ 1ዮሃ 2:1, 2
ኢሳ. 53:5ዳን 9:24፣ ሮሜ 4:25
ኢሳ. 53:5ዘካ 12:10፣ ዮሃ 19:34
ኢሳ. 53:5ማቴ 20:28፣ ሮሜ 5:6, 19
ኢሳ. 53:5ቈሎ 1:19, 20
ኢሳ. 53:51ጴጥ 2:24
ኢሳ. 53:61ጴጥ 2:25
ኢሳ. 53:61ጴጥ 3:18
ኢሳ. 53:7መዝ 22:12፣ 69:4
ኢሳ. 53:71ጴጥ 2:23
ኢሳ. 53:7ዮሃ 1:29፣ 1ቈረ 5:7
ኢሳ. 53:7ማቴ 27:12-14፣ ግብ 8:32, 33
ኢሳ. 53:8ዳን 9:26፣ ማቴ 27:50
ኢሳ. 53:8ዘካ 13:7፣ ዮሃ 11:49, 50፣ ሮሜ 5:6፣ እብ 9:26
ኢሳ. 53:91ጴጥ 2:22
ኢሳ. 53:9ማቴ 27:38
ኢሳ. 53:9ማቴ 27:57-60፣ ማር 15:46፣ ዮሃ 19:41
ኢሳ. 53:10ዘሌ 16:11፣ 2ቈረ 5:21፣ እብ 7:27
ኢሳ. 53:10ኢሳ 9:7፣ 1ጢሞ 6:16
ኢሳ. 53:10ቈሎ 1:19, 20
ኢሳ. 53:11ኢሳ 42:1
ኢሳ. 53:11ሮሜ 5:18, 19
ኢሳ. 53:111ጴጥ 2:24
ኢሳ. 53:12መዝ 22:14፣ ማቴ 26:27, 28፣ እብ 2:14
ኢሳ. 53:12ማር 15:27፣ ሉቃ 22:37፣ 23:32, 33
ኢሳ. 53:12ማቴ 20:28፣ 1ጢሞ 2:5, 6፣ ቲቶ 2:13, 14፣ እብ 9:28
ኢሳ. 53:12ሮሜ 8:34፣ እብ 7:25፣ 9:26፣ 1ዮሃ 2:1, 2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 53:1-12

ኢሳይያስ

53 በቲ ኻባና እተሰምዐ* መን ኣሚኑ፧+

ቅልጽም የሆዋኸ+ ንመን ተገሊጹ፧+

 2 ኣብ ቅድሚኡ* ኸም ውልዶ፡+ ከምቲ ኻብ ምድሪ ኣጻምእ ዚወጽእ ሱር ኪበቍል እዩ።

ምዕሩግ መልክዕ ኰነ ግርማ የብሉን።+

ምስ ረኣናዮ ኸኣ፡ ትርኢቱ ናብኡ ኣይሰሓበናን።*

 3 ንዑቕን ብሰብ እተጐስየን፡+

ንስቓይ እተባህለን* ሕማም ዚፈልጥን ሰብ እዩ ነይሩ።

ገጹ ኻባና ኸም እተሓብአ* ነይሩ።

ንዑቕ እዩ ነይሩ፣ ንሕና እውን ገለ እኳ ኣይቈጸርናዮን።+

 4 ብሓቂ ንሱ ንሕማምና ጾይርዎ፣+

ንስቓይና ኸኣ ተሰኪምዎ።+

ንሕና ግና ብመዓት ከም እተወቕዐ፡ ብኣምላኽ ከም እተወቕዐን መከራ ኸም ዝጸገበን ቈጺርናዮ።

 5 ንሱ ግና ምእንቲ ኣበሳና+ ተወጊኡ፣+

ምእንቲ ስሕተትና ተጨፍሊቑ።+

ምእንቲ ሰላምና፡ መቕጻዕቲ ጾይሩ፣+

ሳላ ቝስሉ እውን ንሕና ሓዊና።+

 6 ኵላትና ኸም ኣባጊዕ ኰለል ኢልና፣+

ነፍሲ ወከፍ ነናብ መገዱ ኣቢሉ፣

የሆዋ ኸኣ ስሕተት ኵላትና ኣብኡ ኣውዲቕዎ።+

 7 ተጨቊኑ፡+ መከራ ኺጸግብ ፈቒዱ፣+

ግናኸ፡ ኣፉ ኣይከፈተን።

ከም በጊዕ ናብ ማሕረዲ ተወሲዱ፣+

ኣብ ቅድሚ ቐምቀምታ ስቕ ከም እትብል በጊዕ ኰይኑ፣

ኣፉ እውን ኣይከፈተን።+

 8 ብምኽንያት ግትኣትን* ፍርድን ተወሲዱ፣

ካብ ምድሪ ህያዋን ተቘሪጹ* እዩ እሞ፡+

ንናይ ወለዶኡ ዝርዝርከ* መን ኪሓስቦ እዩ፧

ብምኽንያት ኣበሳ ህዝበይ ተወቒዑ።*+

 9 ጌጋ* ዘይገበረ፡

ኣብ ኣፉ እውን ምትላል ዘይተረኽቦ ኽነሱስ፡+

ምስ እኩያት መቓብር ተዋሂብዎ፣*+

ብሞቱ ድማ ምስ ሃብታማት* ኰይኑ።+

10 የሆዋ ግና ኪጭፍልቖ ፍቓዱ ነይሩ፣* ኪሓምም እውን ሓዲግዎ።

ንህይወቱ* መስዋእቲ በደል ጌርካ እንተ ኣቕሪብካያ፡+

ዘርኡ ኺርኢ፡ መዓልትታቱ ኸኣ ኬንውሕ፡+

ብእኡ እውን ደስታ* የሆዋ ኺሰልጥ እዩ።+

11 ብምኽንያት ስቓዩ፡* ኪርእን ኪዓግብን እዩ።

እቲ ጻድቕ ጊልያይ ብፍልጠቱ+

ንብዙሓት ኬጽድቕ እዩ፣+

ስሕተቶም ከኣ ኪጸውር እዩ።+

12 ስለዚ፡ ህይወቱ* ንሞት ወፍይዋ፡+

ምስ ኣበስቲ ድማ ተቘጺሩ እዩ እሞ፡+

ኣብ መንጎ ብዙሓት፡ ግዲኡ ኽምድበሉ እየ፣

ምስ ብርቱዓት ከኣ ምርኮ ኺማቐል እዩ፣

ሓጢኣት ብዙሓት ተሰኪሙ፣+

ንኣበስቲ ድማ ለሚኑሎም።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ