ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘካርያስ 8
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ዘካርያስ—ትሕዝቶ

      • የሆዋ ንጽዮን፡ ሰላምን ሓቅን ይህባ (1-23)

        • የሩሳሌም፡

        • “ንሓድሕድኩም ሓቂ ተዛረቡ” (16)

        • ካብ ጾም ናብ በዓል (18, 19)

        • ‘ሃየ ንየሆዋ ንድለዮ’ (21)

        • ዓሰርተ ሰባት ንሓደ ኣይሁዳዊ ወለል ዚብል ክዳኑ ኺሕዙ እዮም (23)

ዘካርያስ 8:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮኤ 2:18፣ ዘካ 1:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ገጽ 1528-1529

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/1996፡ ገጽ 10-11

ዘካርያስ 8:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ተኣማንነት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘካ 1:16
  • +ኢሳ 12:6፣ ዮኤ 3:17፣ ዘካ 2:11፣ 8:8
  • +ኢሳ 1:26፣ 60:14፣ ኤር 33:16
  • +ኢሳ 2:2፣ 11:9፣ 66:20፣ ኤር 31:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2007፡ ገጽ 10

    1/1/1996፡ ገጽ 10-11

ዘካርያስ 8:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “መዓልትታት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 65:20፣ ኤር 30:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/1996፡ ገጽ 11-16

ዘካርያስ 8:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 30:19፣ 31:4, 27፣ ዘካ 2:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/1996፡ ገጽ 11፡ 16

ዘካርያስ 8:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/1996፡ ገጽ 16-17

ዘካርያስ 8:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 107:2, 3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/1996፡ ገጽ 17

ዘካርያስ 8:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብተኣማንነትን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 3:17፣ ዮኤ 3:20፣ ኣሞ 9:14
  • +ዘሌ 26:12፣ ኤር 30:22፣ ህዝ 11:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/1996፡ ገጽ 17

ዘካርያስ 8:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣጆኹም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዝ 5:1
  • +ኢሳ 35:4፣ ሃጌ 2:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/1996፡ ገጽ 18-19

ዘካርያስ 8:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሃጌ 1:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/1996፡ ገጽ 18-19

ዘካርያስ 8:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሃጌ 2:19

ዘካርያስ 8:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 26:4፣ ዘዳ 28:4፣ ኢሳ 30:23
  • +ኢሳ 35:10፣ 61:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2006፡ ገጽ 27

    1/1/1996፡ ገጽ 19-20

ዘካርያስ 8:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣጆኹም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 28:37፣ ኤር 42:18
  • +ዘፍ 22:18፣ ኢሳ 19:24, 25
  • +ኢሳ 41:10
  • +ኢሳ 35:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/1996፡ ገጽ 19

ዘካርያስ 8:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 4:28፣ ህዝ 24:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/1996፡ ገጽ 20

ዘካርያስ 8:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 31:28፣ 32:42
  • +ኢሳ 43:1፣ ጸፎ 3:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/1996፡ ገጽ 20

ዘካርያስ 8:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 19:11፣ ምሳ 12:19፣ ኤፌ 4:25
  • +ዘካ 7:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 36

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/1996፡ ገጽ 20

ዘካርያስ 8:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘካ 7:10
  • +ዘካ 5:4
  • +ምሳ 6:16-19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/1996፡ ገጽ 20

ዘካርያስ 8:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 52:6, 7
  • +ኤር 52:12-14
  • +2ነገ 25:25፣ ዘካ 7:5
  • +ኤር 52:4
  • +ኢሳ 35:10፣ ኤር 31:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/1996፡ ገጽ 20-21

ዘካርያስ 8:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/1996፡ ገጽ 21-22

ዘካርያስ 8:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ገጽ የሆዋ ኸነፈሽሕውን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 50:4, 5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/1996፡ ገጽ 21-22

ዘካርያስ 8:22

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ገጽ የሆዋ ኼፈሽሕዉን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 22:27፣ ኢሳ 2:2, 3፣ 11:10፣ 55:5፣ 60:3፣ ሆሴ 1:10፣ ሚክ 4:2፣ ሃጌ 2:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/1996፡ ገጽ 21-22

ዘካርያስ 8:23

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ንሓደ ኣይሁዳዊ ሰብኣይ።”

  • *

    ወይ፡ “ወሰን ክዳኑ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘካ 2:11፣ ራእ 7:9፣ 14:6
  • +ኢሳ 45:14
  • +ዘጸ 12:37, 38

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2022፡ ገጽ 22

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2020፡ ገጽ 26-27

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 119፡ 134-135

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    1/2016፡ ገጽ 22-23

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2014፡ ገጽ 27

    15/2/2009፡ ገጽ 27

    1/12/2005፡ ገጽ 23

    1/7/2005፡ ገጽ 23

    1/7/2004፡ ገጽ 11-12

    1/1/1996፡ ገጽ 22

    ራእይ፡ ገጽ 60-61

ሓፈሻዊ

ዘካ. 8:2ዮኤ 2:18፣ ዘካ 1:14
ዘካ. 8:3ዘካ 1:16
ዘካ. 8:3ኢሳ 12:6፣ ዮኤ 3:17፣ ዘካ 2:11፣ 8:8
ዘካ. 8:3ኢሳ 1:26፣ 60:14፣ ኤር 33:16
ዘካ. 8:3ኢሳ 2:2፣ 11:9፣ 66:20፣ ኤር 31:23
ዘካ. 8:4ኢሳ 65:20፣ ኤር 30:10
ዘካ. 8:5ኤር 30:19፣ 31:4, 27፣ ዘካ 2:4
ዘካ. 8:7መዝ 107:2, 3
ዘካ. 8:8ኤር 3:17፣ ዮኤ 3:20፣ ኣሞ 9:14
ዘካ. 8:8ዘሌ 26:12፣ ኤር 30:22፣ ህዝ 11:20
ዘካ. 8:9እዝ 5:1
ዘካ. 8:9ኢሳ 35:4፣ ሃጌ 2:4
ዘካ. 8:10ሃጌ 1:6
ዘካ. 8:11ሃጌ 2:19
ዘካ. 8:12ዘሌ 26:4፣ ዘዳ 28:4፣ ኢሳ 30:23
ዘካ. 8:12ኢሳ 35:10፣ 61:7
ዘካ. 8:13ዘዳ 28:37፣ ኤር 42:18
ዘካ. 8:13ዘፍ 22:18፣ ኢሳ 19:24, 25
ዘካ. 8:13ኢሳ 41:10
ዘካ. 8:13ኢሳ 35:4
ዘካ. 8:14ኤር 4:28፣ ህዝ 24:14
ዘካ. 8:15ኤር 31:28፣ 32:42
ዘካ. 8:15ኢሳ 43:1፣ ጸፎ 3:16
ዘካ. 8:16ዘሌ 19:11፣ ምሳ 12:19፣ ኤፌ 4:25
ዘካ. 8:16ዘካ 7:9
ዘካ. 8:17ዘካ 7:10
ዘካ. 8:17ዘካ 5:4
ዘካ. 8:17ምሳ 6:16-19
ዘካ. 8:19ኤር 52:6, 7
ዘካ. 8:19ኤር 52:12-14
ዘካ. 8:192ነገ 25:25፣ ዘካ 7:5
ዘካ. 8:19ኤር 52:4
ዘካ. 8:19ኢሳ 35:10፣ ኤር 31:12
ዘካ. 8:21ኤር 50:4, 5
ዘካ. 8:22መዝ 22:27፣ ኢሳ 2:2, 3፣ 11:10፣ 55:5፣ 60:3፣ ሆሴ 1:10፣ ሚክ 4:2፣ ሃጌ 2:7
ዘካ. 8:23ዘካ 2:11፣ ራእ 7:9፣ 14:6
ዘካ. 8:23ኢሳ 45:14
ዘካ. 8:23ዘጸ 12:37, 38
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዘካርያስ 8:1-23

ዘካርያስ

8 ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከም ብሓድሽ መጸ፦ 2 “የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ ‘ምእንቲ ጽዮን ብዓብዪ ቕንኣት ክቐንእ እየ፣+ ብዓብዪ ነድሪ እውን ክቐንኣላ እየ።’”

3 “የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ናብ ጽዮን ክምለስ፡+ ኣብ የሩሳሌም ከኣ ክነብር እየ፣+ የሩሳሌም ድማ ከተማ ሓቂ* ኽትብሃል እያ፣+ ከረን የሆዋ ጐይታ ሰራዊት እውን ቅዱስ ከረን ኪብሃል እዩ።’”+

4 “የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ ‘ኣረገውቲ ሰብኡትን ኣንስትን፡ ነፍሲ ወከፎም ብምኽንያት ብዝሒ ዕድመኦም* በትሮም ኣብ ኢዶም ሒዞም፡ ከም ብሓድሽ ኣብ ኣደባባያት የሩሳሌም ኪቕመጡ እዮም።+ 5 ኣደባባያት እታ ኸተማ ኸኣ በቶም ኣብኡ ዚጻወቱ ኣወዳትን ኣዋልድን ኪመልእ እዩ።’”+

6 “የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ ‘ነቶም በተን መዓልትታት እቲአን ካብዚ ህዝቢ እዚ ዚተርፉ ኣዝዩ ኣጸጋሚ እኳ እንተ መሰሎም፡ ንዓይ እውንዶ ኣዝዩ ኣጸጋሚ ኺመስለኒ እዩ፧’ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።”

7 “የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ ‘እንሆ፡ ንህዝበይ ካብ ምድሪ ምብራቕን ካብ ምድሪ ምዕራብን አድሕኖም ኣለኹ።+ 8 ከምጽኦም ከኣ እየ፣ ኣብ የሩሳሌም እውን ኪነብሩ እዮም።+ ንሳቶም ድማ ህዝበይ ኪዀኑ እዮም፣ ኣነ እውን ብሓቅን* ብጽድቅን ኣምላኾም ክኸውን እየ።’”+

9 “የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ ‘ኣቱም ሕጂ ነዘን በታ ንህንጸት እታ ቤተ መቕደስ መሰረት ቤት የሆዋ ጐይታ ሰራዊት እተሰረተትላ መዓልቲ እተዘርባ ቓላት ካብ ኣፍ ነብያት እትሰምዑ ዘለኹም፡+ ኣእዳውኩም ኣበርትዑ።*+ 10 ቅድሚ እታ ግዜ እቲኣስ፡ ሰብ ኰነ እንስሳ ዓስቡ ኣይረክብን እዩ ነይሩ።+ ኣነ ዅሉ ሰብ ኣንጻር ሓድሕዱ ገይረዮ ስለ ዝነበርኩ ኸኣ፡ ብሰንኪ ተጻራሪ ንምውጻእን ንምእታውን ሰላም ኣይነበረን።’

11 “‘ሕጂ ግና ምስ ተረፍ እዚ ህዝቢ እዚ፡ ከምቲ በተን ቀዳሞት መዓልትታት ዝነበርክዎ ኣይክኸውንን እየ’+ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት። 12 ‘ዘርኢ ሰላምሲ ኺዝራእ እዩ፣ ተኽሊ ወይኒ ኸኣ ፍሪኡ ኺፈሪ እዩ፣ ምድሪ ድማ ፍሪኣ ኽትህብ እያ፣+ ሰማያት እውን ኣውሎም ኪህቡ እዮም። ንተረፍ እዚ ህዝቢ እዚ ኸኣ ነዚ ዅሉ ኸውርሶ እየ።+ 13 ኣቱም ቤት ይሁዳን ቤት እስራኤልን፡ ከምቲ ኣብ መንጎ ኣህዛብ መራገሚ ዝዀንኩም፡+ ከምኡ ኸድሕነኩም እየ፣ በረኸት እውን ክትኰኑ ኢኹም።+ ኣይትፍርሁ!+ ኣእዳውኩም ኣበርትዑ።’*+

14 “የሆዋ ጐይታ ሰራዊትሲ ኸምዚ ይብል፦ ‘“ከምቲ ኣቦታትኩም ስለ ዘቘጡዑኒ መዓት ከምጽኣልኩም ዝቘረጽኩ እሞ ዘይተጥዓስኩ” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡+ 15 “ከምኡ ድማ በዛ ግዜ እዚኣ ንየሩሳሌምን ንቤት ይሁዳን ጽቡቕ ክገብረለን ቈሪጸ ኣለኹ።+ ኣይትፍርሁ!”’+

16 “‘እቲ ኽትገብርዎ ዚግብኣኩም ነገር እዚ እዩ፦ ንሓድሕድኩም ሓቂ ተዛረቡ፣+ እቲ ኣብ ኣፍ ደገታትኩም እትገብርዎ ፍርድታት ከኣ ብሓቂ ይኹን፡ ሰላም እውን የስፍን።+ 17 ንሓድሕድኩም ብልብኹም መዓት ኣይትሕሰቡ፣+ ማሕላ ሓሶት እውን ኣይትፍተዉ።+ ነዚ ዅሉስ እጸልኦ እየ’+ ይብል የሆዋ።”

18 ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከም ብሓድሽ መጸኒ፦ 19 “የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ ‘ጾም ራብዐይቲ ወርሕን+ ጾም ሓምሸይቲ ወርሕን+ ጾም ሻውዐይቲ ወርሕን+ ጾም ዓስረይቲ ወርሕን+ ንቤት ይሁዳ ኣጋጣሚ ፍስሃን ሓጐስን፡ በዓላት ታሕጓስ ኪኸውን እዩ።+ ስለዚ፡ ሓቅን ሰላምን ፍተዉ።’

20 “የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ ‘ህዝብታትን ነበርቲ ብዙሓት ከተማታትን ገና ኺመጹ እዮም፣ 21 ነበርቲ ሓንቲ ኸተማ ድማ ናብቶም ናይታ ሓንቲ ኸይዶም፡ “ሞገስ የሆዋ ኽንልምንን* ንየሆዋ ጐይታ ሰራዊት ክንደልዮንሲ ሃየ ንኺድ። ኣነ እውን ክኸይድ እየ” ኺብሉ እዮም።+ 22 ብዙሓት ህዝብታትን ሓያላት ኣህዛብን ከኣ ንየሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኣብ የሩሳሌም ኪደልይዎን+ ሞገስ የሆዋ ኺልምኑን* ኪመጹ እዮም።’

23 “የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ ‘በተን መዓልትታት እቲአን፡ ካብ ኵሉ ቛንቋታት ኣህዛብ ዝዀኑ ዓሰርተ ሰባት+ ንሓደ ኣይሁዳዊ* ወለል ዚብል ክዳኑ* ሒዞም፡ እወ ኣጽኒዖም ሒዞም፡ “ኣምላኽ ምሳኻትኩም ከም ዘሎ ሰሚዕና ኢና እሞ፡+ ምሳኻትኩም ክንከይድ ንደሊ ኢና”+ ኺብልዎ እዮም።’”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ