ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ግብሪ ሃዋርያት 24
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ግብሪ ሃዋርያት—ትሕዝቶ

      • ጳውሎስ እተኸስሰሉ ኽስታት (1-9)

      • ጳውሎስ ኣብ ቅድሚ ፌሊክስ ዘቕረቦ መጐተ (10-21)

      • ጕዳይ ጳውሎስ ንኽልተ ዓመት ተወዘፈ (22-27)

ግብሪ ሃዋርያት 24:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጠበቓን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 23:2
  • +ግብ 23:26

ግብሪ ሃዋርያት 24:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 192

ግብሪ ሃዋርያት 24:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 192

ግብሪ ሃዋርያት 24:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ረባሽን።” ቃ.ቃ.፡ “ለበዳን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 5:11፣ ግብ 16:20, 21፣ 17:6, 7
  • +ሉቃ 23:1, 2
  • +ማቴ 2:23፣ ግብ 28:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 192

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2001፡ ገጽ 22-23

ግብሪ ሃዋርያት 24:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 21:27, 28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 192

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2001፡ ገጽ 22-23

ግብሪ ሃዋርያት 24:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ3 ርአ።

ግብሪ ሃዋርያት 24:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ፊል 1:7

ግብሪ ሃዋርያት 24:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 21:17, 26

ግብሪ ሃዋርያት 24:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቅዱስ ኣገልግሎት ከም ዘቕርበሉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 28:23፣ ሮሜ 3:21
  • +ዘጸ 3:15፣ ግብ 3:13፣ 2ጢሞ 1:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2000፡ ገጽ 13-14

ግብሪ ሃዋርያት 24:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 23:43
  • +ኢሳ 26:19፣ ማቴ 22:31, 32፣ ሉቃ 14:13, 14፣ ዮሃ 5:28, 29፣ 11:25፣ እብ 11:35፣ ራእ 20:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 77

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2022፡ ገጽ 16-18፡ 20፡ 22፡ 26

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 30

    ንቕሑ!፡

    ቍ. 1 2021፡ ገጽ 13

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 7

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2015፡ ገጽ 6

    1/6/2014፡ ገጽ 10-11

    15/3/2012፡ ገጽ 11

    15/6/2006፡ ገጽ 6

    15/7/2001፡ ገጽ 6

    15/7/2000፡ ገጽ 13-14

    1/4/1999፡ ገጽ 18

    1/7/1998፡ ገጽ 22

    1/2/1995፡ ገጽ 18-22

    ይምህረና፡ ገጽ 77-79

    መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር፡ ገጽ 72-73

    ራእይ፡ ገጽ 297-298

    ምስ ሞትና፡ ገጽ 27

    ፍልጠት፡ ገጽ 185-186

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 170-172፡ 179-180

ግብሪ ሃዋርያት 24:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መንቅብ ዘይብሉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 23:1፣ 1ቈረ 4:4፣ እብ 13:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2005፡ ገጽ 14-15

ግብሪ ሃዋርያት 24:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 8:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 169

ግብሪ ሃዋርያት 24:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 21:24, 26

ግብሪ ሃዋርያት 24:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 25:16

ግብሪ ሃዋርያት 24:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 23:6

ግብሪ ሃዋርያት 24:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 9:1, 2፣ 19:9

ግብሪ ሃዋርያት 24:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 10:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 194

ግብሪ ሃዋርያት 24:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 17:30, 31፣ 2ቈረ 5:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 194

ግብሪ ሃዋርያት 24:26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2001፡ ገጽ 23

ግብሪ ሃዋርያት 24:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 25:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 195

ሓፈሻዊ

ግብ. 24:1ግብ 23:2
ግብ. 24:1ግብ 23:26
ግብ. 24:5ማቴ 5:11፣ ግብ 16:20, 21፣ 17:6, 7
ግብ. 24:5ሉቃ 23:1, 2
ግብ. 24:5ማቴ 2:23፣ ግብ 28:22
ግብ. 24:6ግብ 21:27, 28
ግብ. 24:10ፊል 1:7
ግብ. 24:11ግብ 21:17, 26
ግብ. 24:14ግብ 28:23፣ ሮሜ 3:21
ግብ. 24:14ዘጸ 3:15፣ ግብ 3:13፣ 2ጢሞ 1:3
ግብ. 24:15ሉቃ 23:43
ግብ. 24:15ኢሳ 26:19፣ ማቴ 22:31, 32፣ ሉቃ 14:13, 14፣ ዮሃ 5:28, 29፣ 11:25፣ እብ 11:35፣ ራእ 20:12
ግብ. 24:16ግብ 23:1፣ 1ቈረ 4:4፣ እብ 13:18
ግብ. 24:172ቈረ 8:4
ግብ. 24:18ግብ 21:24, 26
ግብ. 24:19ግብ 25:16
ግብ. 24:21ግብ 23:6
ግብ. 24:22ግብ 9:1, 2፣ 19:9
ግብ. 24:24ማቴ 10:18
ግብ. 24:25ግብ 17:30, 31፣ 2ቈረ 5:10
ግብ. 24:27ግብ 25:9
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ግብሪ ሃዋርያት 24:1-27

ግብሪ ሃዋርያት

24 ድሕሪ ሓሙሽተ መዓልቲ፡ ሃናንያ+ እቲ ሊቀ ኻህናት ምስ ገሊኦም ዓበይትን ጠርጠሎስ ምስ ዚብሃል ክኢላ ተዛራብን* ወረደ፣ ንሳቶም ድማ ኣንጻር ጳውሎስ ዝነበሮም ጕዳይ ኣብ ቅድሚ እቲ ሹም ኣቕረቡ።+ 2 ንሱ ምስ ተጸውዐ፡ ጠርጠሎስ ከምዚ ኢሉ ኪኸስሶ ጀመረ፦

“ኦ ኽቡር ፌሊክስ፡ ብኣኻ ብዙሕ ሰላም ከም ዝረኸብና፡ ኣርሒቕካ ስለ እትሓስብ ድማ ነዚ ህዝቢ እዚ ኸም እተመሓየሸሉ ብምርኣይና፡ 3 ኵሉ ግዜን ኣብ ኵሉን ብብዙሕ ምስጋና ነዚ ንእመነሉ ኢና። 4 ካብዚ ንላዕሊ ኸየንውሓልካ ግና፡ ብሓጺሩ ብለውሃትካ ኽትሰምዓና እልምነካ ኣለኹ። 5 ንሕና ነዚ ሰብኣይ እዚ ኣብ መንጎ እቶም ኣብ ብዓለሙ ዘለዉ ኣይሁድ መትከርን*+ መናዓብን+ መራሒ ኑፋቐ ናዝሬታውያንን ኰይኑ ረኺብናዮ፣+ 6 ቤተ መቕደስ ኬርክስ ምስ ፈተነ እውን ሒዝናዮ።+ 7 *—— 8 ብዛዕባ እዚ ዅሉ እንኸስሶ ዘለና ነገር፡ ባዕልኻ መርሚርካ ኽትፈልጥ ትኽእል ኢኻ።”

9 ኣይሁድ እውን ነቲ ኽሲ ሰሚሮም፡ እቲ ነገር ከምኡ ምዃኑ ገለጹ። 10 እቲ ሹም ንጳውሎስ፡ ኪዛረብ ብርእሱ ምስ ኣመልከቶ፡ ንሱ ኸምዚ ኢሉ መለሰ፦

“ነዚ ህዝቢ እዚ ፈራዲ ኻብ እትኸውን ብዙሕ ዓመታት ከም ዝገበርካ ስለ ዝፈልጥ፡ ንርእሰይ ተሓጒሰ እማጐተላ ኣለኹ።+ 11 ከምልኽ ኢለ ናብ የሩሳሌም ካብ ዝድይብ፡ ካብ 12 መዓልቲ ዚበዝሕ ከም ዘይገበርኩ፡ ከተረጋግጽ ትኽእል ኢኻ፣+ 12 ኣብ ቤተ መቕደስ ምስ ሓደ እኳ ኽከራኸር ወይስ ኣብ ምኵራባት ኰነ ኣብ ምልእቲ እታ ኸተማ ንህዝቢ ኸለዓዕል ኣይረኸቡንን። 13 ነቲ ሕጂ ዚኸስሱኒ ዘለዉ ነገር እውን፡ መርትዖ ኬቕርቡልካ ኣይክእሉን እዮም። 14 ግናኸ፡ ንዅሉ እቲ ኣብ ሕግን ነብያትን ተጻሒፉ ዘሎ እናኣመንኩ፡+ በታ ንሳቶም ኑፋቐ ዚብልዋ ዘለዉ መገዲ፡ ከምኡ ገይረ ንኣምላኽ ኣቦታተይ ከም ዘገልግሎ፡* እዚ እእመነልካ ኣለኹ።+ 15 ከምቲ ንሳቶም ንጻድቃንን ንሓጥኣንን+ ትንሳኤ ኪኸውን ዚጽበይዎ፡ ኣነ እውን ከማታቶም ኣብ ኣምላኽ ተስፋ ኣሎኒ።+ 16 ስለዚ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ሰብን ጽሩይ* ሕልና ኺህልወኒ፡ ኵሉ ግዜ እጽዕር ኣለኹ።+ 17 ድሕሪ ብዙሕ ዓመታት ከኣ ንህዝበይ ምጽዋት ከብጽሕን+ መስዋእቲ ከቕርብን መጺአ። 18 እዚ ኽገብር ከለኹ፡ ምስ ህዝቢ ኽእከብ ወይ ከናዕብ ዘይኰነስ፡ ኣብ ቤተ መቕደስ ነጺሀ እዮም ረኺቦምኒ።+ ካብ ኣውራጃ እስያ ዝመጹ ገለ ኣይሁድ ግና ነይሮም እዮም፣ 19 ንሳቶም ኣባይ ገለ ነገር እንተ ዚህልዎምሲ፡ ኣብ ቅድሜኻ ቐሪቦም ኪኸስሱኒ ምተገብአ ነይሩ።+ 20 ወይስ ኣብ ቅድሚ እቲ ዋዕላ ደው ኢለ ኸለኹ፡ ገለ በደል እንተ ረኺቦምለይ ይዛረቡ፣ 21 ብዘይካ እታ ኣብ መንጎኦም ደው ኢለ ብዓውታ፡ ‘ሎሚ፡ ብዛዕባ ትንሳኤ ምዉታት ኣብ ቅድሜኹም እፍረድ ኣለኹ!’+ ዝበልክዋ ሓንቲ ነገር፡ ካልእ ኣይረኽቡለይን እዮም።”

22 ፌሊክስ ብዛዕባ እዛ መገዲ+ እዚኣ ኣጸቢቑ ይፈልጥ ስለ ዝነበረ ግና፡ “ሊስያስ እቲ ሓለቓ ሽሕ ምስ ወረደ፡ ብዛዕባ ነገርኩም ክውስን እየ” ኢሉ ነቲ ነገር ወዘፎ። 23 ነቲ ሓለቓ ሚእቲ ድማ ንጳውሎስ ኪሕልዎ፡ እተወሰነ ናጽነት ድማ ኪህቦ፡ ካብ ሰቡ ኼገልግሎ ንዚደሊ እውን ኪፈቕደሉ ኣዘዞ።

24 ድሕሪ ገለ መዓልትታት፡ ፌሊክስ ምስታ ድሩሲላ እትብሃል ኣይሁዳዊት ሰበይቱ መጸ፣ ንጳውሎስ ልኢኹ ጸዊዑ ኸኣ፡ ብክርስቶስ የሱስ ብዛዕባ ምእማን፡ ካብኡ ሰምዐ።+ 25 ጳውሎስ ብዛዕባ ጽድቅን ርእሰ ግትኣትን እቲ ዚመጽእ ፍርድን ምስ ተዛረቦ ግና፡+ ፌሊክስ ፈሪሁ፡ “ንሕጂ ኺድ፣ ዚጥዕመኒ ግዜ ምስ ረኸብኩ፡ ከም ብሓድሽ ክትመጸኒ ኽልእከልካ እየ” ኢሉ መለሰሉ። 26 ምስናይዚ ግና፡ ካብ ጳውሎስ ገንዘብ ኪውሃቦ ተስፋ ይገብር ነበረ። ስለዚ፡ ብዙሕ ግዜ ለልኢኹ እናኣምጽአ የዘራርቦ ነበረ። 27 ክልተ ዓመት ምስ ሓለፈ፡ ፌሊክስ ብጶርቅዮስ ፌስጦስ ተተክአ፣ ፌሊክስ ሞገስ ኣይሁድ ኪረክብ ስለ ዝደለየ ኸኣ፡+ ንጳውሎስ ብእሱሩ ሓደጎ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ