ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 65
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • የሆዋ ንኣምለኽቲ ጣኦት ዝፈረዶም ፍርዲ (1-16)

        • ኣማልኽቲ ጽቡቕ ዕድልን ጽሕፍቶን (11)

        • ‘ገላዎይ ኪበልዑ እዮም’ (13)

      • ሓድሽ ሰማያትን ሓዳስ ምድርን (17-25)

        • ኣባይቲ ኺሃንጹ፡ ኣታኽልቲ ወይኒ ኺተኽሉ (21)

        • ንኸንቱ ኣይኪጽዕሩን (23)

ኢሳይያስ 65:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 55:6, 7
  • +ሮሜ 10:20, 21

ኢሳይያስ 65:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 31:27፣ ነህ 9:29፣ ዘካ 7:11
  • +ኢሳ 59:7, 8፣ ኤር 35:15
  • +ኤር 5:23

ኢሳይያስ 65:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 1:29፣ 66:17
  • +2ነገ 17:16, 17፣ ኤር 32:29

ኢሳይያስ 65:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መሐለዊ ጎጆታት” ኪኸውን ይኽእል።

  • *

    ወይ፡ “ርኹስ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 19:16
  • +ዘሌ 11:7, 8፣ ኢሳ 66:17
  • +ዘዳ 14:3

ኢሳይያስ 65:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣነ ቕድስናይ ከሕልፈልካ እየ እሞ” ኪኸውን ይኽእል።

ኢሳይያስ 65:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣብ ሕቝፎም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 50:3, 21፣ ኤር 16:18፣ ህዝ 11:21

ኢሳይያስ 65:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣብ ሕቝፎም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 20:4, 5፣ ዘሌ 26:39
  • +1ነገ 22:41, 43፣ 2ነገ 12:3

ኢሳይያስ 65:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “በረኸት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 30:11፣ ኣሞ 9:8

ኢሳይያስ 65:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 60:21፣ ህዝ 37:21፣ ኦብ 17
  • +ኢሳ 61:7፣ ጸፎ 3:20

ኢሳይያስ 65:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓሚቝ ጐልጐል።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 33:9
  • +እያ 7:24፣ ሆሴ 2:15

ኢሳይያስ 65:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 1:4
  • +2ዜና 28:24፣ 34:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 44

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2006፡ ገጽ 27-28

    ንቕሑ!፡

    8/4/1999፡ ገጽ 19

ኢሳይያስ 65:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 26:25፣ ህዝ 6:13
  • +ህዝ 9:6
  • +2ዜና 36:15, 16
  • +ኢሳ 66:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2006፡ ገጽ 27-28

ኢሳይያስ 65:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 37:19, 25፣ ኣሞ 8:11
  • +ኢሳ 49:10
  • +ኢሳ 66:14
  • +ኢሳ 66:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 234-235

ኢሳይያስ 65:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 62:2፣ ኤር 33:16

ኢሳይያስ 65:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ተኣማንነት።” ቃ.ቃ.፡ “ኣሜን።”

  • *

    ወይ፡ “ተኣማንነት።” ቃ.ቃ.፡ “ኣሜን።”

  • *

    ወይ፡ “ሽግርሲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 6:13
  • +ኢሳ 12:1፣ ኤር 31:12፣ ጸፎ 3:14, 15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2023፡ ገጽ 2

ኢሳይያስ 65:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዝ 5:2፣ ኢሳ 51:16፣ 66:22፣ 2ጴጥ 3:13
  • +ራእ 21:1, 4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 112

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 26

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    2/2017፡ ገጽ 7

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2012፡ ገጽ 19

    1/10/2008፡ ገጽ 8

    15/4/2000፡ ገጽ 9-11፡ 14

    15/6/1998፡ ገጽ 32

    ራእይ፡ ገጽ 111፡ 301

    ኣምላኽ ይግደስ፧፡ ገጽ 27-28

    ንቕሑ!፡

    8/10/1999፡ ገጽ 12

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 2ዜና-ኢሳ፡ ገጽ 32

ኢሳይያስ 65:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 51:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2000፡ ገጽ 9-10

ኢሳይያስ 65:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 62:4፣ ኤር 32:41
  • +ኢሳ 25:8፣ ኤር 31:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ራእይ፡ ገጽ 303

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2000፡ ገጽ 9-10

ኢሳይያስ 65:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እቲ ሚእቲ ዓመት ዘይመልኦ ኸኣ ከም እተረግመ ኪቝጸር እዩ” ኪኸውን ይኽእል።

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    8/2018፡ ገጽ 11

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2000፡ ገጽ 16

ኢሳይያስ 65:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 31:4
  • +ኢሳ 62:8፣ ኣሞ 9:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 27

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 232፡ 236-237

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2012፡ ገጽ 9

    15/4/2000፡ ገጽ 16-17

    ራእይ፡ ገጽ 303

ኢሳይያስ 65:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 92:12-14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 27

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2018፡ ገጽ 5

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 232፡ 236-237

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2009፡ ገጽ 16

    15/5/2000፡ ገጽ 29

    15/4/2000፡ ገጽ 16-17

    1/3/1995፡ ገጽ 32

    ራእይ፡ ገጽ 303

ኢሳይያስ 65:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 26:3-5፣ ዘዳ 28:4
  • +ኢሳ 61:9
  • +ኢሳ 66:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 27

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2000፡ ገጽ 17

ኢሳይያስ 65:24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2000፡ ገጽ 17

ኢሳይያስ 65:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 35:9፣ ሆሴ 2:18
  • +ኢሳ 2:3, 4፣ 11:6-9፣ ሚክ 4:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2012፡ ገጽ 9-10

    15/4/2000፡ ገጽ 17-18

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 65:1ኢሳ 55:6, 7
ኢሳ. 65:1ሮሜ 10:20, 21
ኢሳ. 65:2ዘዳ 31:27፣ ነህ 9:29፣ ዘካ 7:11
ኢሳ. 65:2ኢሳ 59:7, 8፣ ኤር 35:15
ኢሳ. 65:2ኤር 5:23
ኢሳ. 65:3ኢሳ 1:29፣ 66:17
ኢሳ. 65:32ነገ 17:16, 17፣ ኤር 32:29
ኢሳ. 65:4ዘሁ 19:16
ኢሳ. 65:4ዘሌ 11:7, 8፣ ኢሳ 66:17
ኢሳ. 65:4ዘዳ 14:3
ኢሳ. 65:6መዝ 50:3, 21፣ ኤር 16:18፣ ህዝ 11:21
ኢሳ. 65:7ዘጸ 20:4, 5፣ ዘሌ 26:39
ኢሳ. 65:71ነገ 22:41, 43፣ 2ነገ 12:3
ኢሳ. 65:8ኤር 30:11፣ ኣሞ 9:8
ኢሳ. 65:9ኢሳ 60:21፣ ህዝ 37:21፣ ኦብ 17
ኢሳ. 65:9ኢሳ 61:7፣ ጸፎ 3:20
ኢሳ. 65:10ኢሳ 33:9
ኢሳ. 65:10እያ 7:24፣ ሆሴ 2:15
ኢሳ. 65:11ኢሳ 1:4
ኢሳ. 65:112ዜና 28:24፣ 34:25
ኢሳ. 65:12ዘሌ 26:25፣ ህዝ 6:13
ኢሳ. 65:12ህዝ 9:6
ኢሳ. 65:122ዜና 36:15, 16
ኢሳ. 65:12ኢሳ 66:3
ኢሳ. 65:13መዝ 37:19, 25፣ ኣሞ 8:11
ኢሳ. 65:13ኢሳ 49:10
ኢሳ. 65:13ኢሳ 66:14
ኢሳ. 65:13ኢሳ 66:5
ኢሳ. 65:15ኢሳ 62:2፣ ኤር 33:16
ኢሳ. 65:16ዘዳ 6:13
ኢሳ. 65:16ኢሳ 12:1፣ ኤር 31:12፣ ጸፎ 3:14, 15
ኢሳ. 65:17እዝ 5:2፣ ኢሳ 51:16፣ 66:22፣ 2ጴጥ 3:13
ኢሳ. 65:17ራእ 21:1, 4
ኢሳ. 65:18ኢሳ 51:11
ኢሳ. 65:19ኢሳ 62:4፣ ኤር 32:41
ኢሳ. 65:19ኢሳ 25:8፣ ኤር 31:12
ኢሳ. 65:21ኤር 31:4
ኢሳ. 65:21ኢሳ 62:8፣ ኣሞ 9:14
ኢሳ. 65:22መዝ 92:12-14
ኢሳ. 65:23ዘሌ 26:3-5፣ ዘዳ 28:4
ኢሳ. 65:23ኢሳ 61:9
ኢሳ. 65:23ኢሳ 66:22
ኢሳ. 65:25ኢሳ 35:9፣ ሆሴ 2:18
ኢሳ. 65:25ኢሳ 2:3, 4፣ 11:6-9፣ ሚክ 4:2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 65:1-25

ኢሳይያስ

65 “ዘይሓተቱለይ ኪደልዩኒ ፈቒደ፣

ዘይደለዩኒ ድማ ኪረኽቡኒ ፈቒደ።+

ስመይ ንዘይጽውዕ ህዝቢ፡ ‘እነኹ፡ እነኹ!’ ኢለዮም።+

 2 ንነቓጽ ህዝቢ፡+

ነቲ ሓሳብ ርእሱ ስዒቡ ጽብቕቲ ብዘይኰነት መገዲ ዚመላለስ፡+

ምሉእ መዓልቲ ኣእዳወይ ዘርጊሐሉ፣+

 3 ኣብ ስፍራ ኣታኽልቲ ብምስዋእን+ ኣብ ሕጡባት ብምዕጣንን

ደጋጊሞም ኣብ ገጸይ ንዘዀረዩኒ ህዝቢ ኸምኡ ገይረሎም።+

 4 ኣብ መንጎ መቓብራት ይቕመጡ፣+

ኣብ ሕቡእ ቦታታት* ይሓድሩ፣

ስጋ ሓሰማ ይበልዑ፣+

መረቕ ፍንፉን* ነገር ድማ ኣብ ኣቕሑኦም ኣሎ።+

 5 ‘ኣነ ኻባኻ ብዝያዳ ቕዱስ እየ እሞ፡*

ርሓቕ፣ ኣይትቕረበኒ’ ይብሉ።

እዚኣቶም ኣብ ኣፍንጫይ ትኪ፡ ምሉእ መዓልቲ ዚነድድ ሓዊ እዮም።

 6 እንሆ፡ ኣብ ቅድመይ ተጻሒፉ ኣሎ፣

ክፈድዮም እየ እምበር፡+

ኣይክዓርፍን እየ፣

መስፈሪ መሊአ* ኽፈድዮም እየ፣

 7 ንስሕተቶምን ንስሕተት ኣቦታቶምን ብሓንሳእ ገይረ ኽፈድዮም እየ”+ ይብል የሆዋ።

“ኣብ ኣኽራን ስለ ዝዓጠኑ፡

ኣብ ኵርባታት ድማ ስለ ዝጸረፉኒ፡+

ቅድም ምሉእ* ዓስቦም ክሰፍረሎም እየ።”

 8 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦

“ከምቲ ጕዕሽ ወይኒ ኻብ ዘለላ ወይኒ ዚርከብ እሞ፡

‘ጽቡቕ ነገር* ኣለዎ እሞ፡ ኣይተጥፍእዎ’ ዚብሃል፡

ምእንቲ ገላዎይ ከምኡ ኽገብር እየ፣

ንዅላቶም ኣይከጥፍኦምን እየ።+

 9 ካብ ያእቆብ ዘርኢ፡

ካብ ይሁዳ ኸኣ ወራስ ኣኽራነይ ከውጽእ እየ፣+

ሕሩያተይ ኪርስተይዋ፡

ገላዎይ ድማ ኣብኣ ኺነብሩ እዮም።+

10 ነቲ ዚደልየኒ ህዝበይ ከኣ፡

ሳሮን+ መጓሰዪ ኣባጊዕ፡

ስንጭሮ* ዓኮር+ እውን መዕረፍ ከብቲ ኪኸውን እዩ።

11 ንስኻትኩም ግና ካብቶም ንየሆዋ ዚሓድጉ፡+

ካብቶም ንቕዱስ ከረነይ ዚርስዑ፡+

ካብቶም ንኣምላኽ ጽቡቕ ዕድል መኣዲ ዚሰርዑ፡

ካብቶም ንኣምላኽ ጽሕፍቶ ጽዋኣት እተሓዋወሰ ወይኒ ዚመልኡ ኢኹም።

12 ስለዚ፡ ንሰይፊ ኽምድበኩም እየ፣+

ኵላትኩም ከኣ ንማሕረዲ ኽትጕምብሑ ኢኹም፣+

ከመይሲ፡ ጸዊዐ፡ ኣይመለስኩምን፡

ተዛሪበ፡ ኣይሰማዕኩምን፣+

ኣብ ቅድሚ ኣዒንተይ ክፉእ ዘበለ ጌርኩም፡

ባህ ዘየብለኒ ኸኣ ሓሪኹም ኢኹም።”+

13 ስለዚ፡ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦

“እንሆ፡ ገላዎይ ኪበልዑ፡ ንስኻትኩም ግና ክትጠምዩ ኢኹም።+

እንሆ፡ ገላዎይ ኪሰትዩ፡+ ንስኻትኩም ግና ክትጸምኡ ኢኹም።

እንሆ፡ ገላዎይ ኪሕጐሱ፡+ ንስኻትኩም ግና ክትሓፍሩ ኢኹም።+

14 እንሆ፡ ገላዎይ ብሓጐስ ልቢ እልል ኪብሉ እዮም፣

ንስኻትኩም ግና ብሰንኪ ስቓይ ልቢ ኽትግዕሩ፡

ብሰንኪ ስቡር መንፈስ ድማ ዋይዋይ ክትብሉ ኢኹም።

15 ሕሩያተይ ንመራገሚ ዚገብርዎ ስም ክትሓድጉ ኢኹም፣

እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸኣ ንነፍሲ ወከፍኩም ኪቐትለኩም እዩ፣

ንገላዉኡ ግና ብኻልእ ስም ኪጽውዖም እዩ።+

16 በዚ ኸምዚ፡ ኣብ ምድሪ ንርእሱ በረኸት ዚደሊ ዘበለ፡

ብኣምላኽ ሓቂ* ኺባረኽ፡

ኣብ ምድሪ ዚምሕል ዘበለ ድማ፡

ብኣምላኽ ሓቂ* ኺምሕል እዩ።+

እቲ ናይ ቀደም ጭንቅስ* ኪርሳዕ፡

ካብ ኣዒንተይ ከኣ ኪኽወል እዩ።+

17 እንሆ፡ ኣነ ሓድሽ ሰማያትን ሓዳስ ምድርን እፈጥር ኣለኹ፣+

እቲ ናይ ቀደም ኣይኪዝከርን፡

ኣብ ልቢ እውን ኣይኪመጽእን እዩ።+

18 እንሆ፡ የሩሳሌም ንሓጐስ፡

ህዝባ ድማ ንፍስሃ እፈጥር ኣለኹ እሞ፡

በቲ ኣነ ዝፈጥሮ ዘለኹ ተፈስሁ፡ ንዘለኣለም እውን ተሓጐሱ።+

19 ብየሩሳሌም ክሕጐስ፡ ብህዝባ ኸኣ ክፍሳህ እየ፣+

ደሃይ ብኽያት ኰነ ኣውያት ጭንቂ ኣብኣ ደጊም ኣይኪስማዕን እዩ።”+

20 “ሒደት መዓልትታት ጥራይ ዚነብር ሕጻን ኰነ፡

ምሉእ ዕድሚኡ ዘይነብር ኣረጊት ኣብኣ ኣይኪርከብን እዩ፣

ከመይሲ፡ ሚእቲ ዓመት ገይሩ ዚመውት ብንእስነቱ ኸም ዝሞተ ኪቝጸር እዩ፣

ሓጥእ ድማ ሚእቲ ዓመት እኳ እንተ ገበረ፡ ኪርገም እዩ።*

21 ኣባይቲ ኺሃንጹን ኪነብሩለንን እዮም፣+

ኣታኽልቲ ወይኒ ኺተኽሉን ፍሪኡ ኺበልዑን እዮም።+

22 ካልኦት ኪነብሩሉ ኢሎም ኣባይቲ ኣይኪሃንጹን፡

ካልኦት ኪበልዕዎ ኢሎም ከኣ ኣይኪተኽሉን እዮም።

ዕድመ ህዝበይሲ ኸም ዕድመ ኦም ኪኸውን እዩ፣+

ሕሩያተይ ድማ ንግብሪ ኣእዳዎም ምሉእ ብምሉእ ኪሕጐሱሉ እዮም።

23 ንኸንቱ ኣይኪጽዕሩን፡+

ንጭንቂ ኸኣ ደቂ ኣይኪወልዱን እዮም፣

ከመይሲ፡ ንሳቶም ዘርኢ እቶም ብየሆዋ እተባረኹ እዮም፣+

ውሉዳቶም እውን ምሳታቶም።+

24 ከይጸውዑ እኳ ኽምልሰሎም፡

ገና ኺዛረቡ ኸለዉ ድማ ክሰምዖም እየ።

25 ተዅላን ዕየትን ብሓደ ኺበልዑ እዮም፣

ኣንበሳ ኸም ብዕራይ ሓሰር ኪበልዕ፡+

ተመን ከኣ ሓመድ ኪቕለብ እዩ።

ኣብ ኵሉ እቲ ቕዱስ ከረነይ ኣይኪጐድኡን፡ ኣይኬጥፍኡን እዮም”+ ይብል የሆዋ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ