ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ጴጥሮስ 1
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ጴጥሮስ—ትሕዝቶ

      • ሰላም (1)

      • ጽውዓኹም ኣጽኒዕኩም ሓዙ (2-15)

        • ኣብ እምነት ዚውሰኻ ባህርያት (5-9)

      • ኣጸቢቑ እተረጋገጸ ትንቢታዊ ቓል (16-21)

2 ጴጥሮስ 1:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2002፡ ገጽ 6

    1/9/1997፡ ገጽ 9-10

2 ጴጥሮስ 1:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ቈሎ 1:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/1997፡ ገጽ 10

2 ጴጥሮስ 1:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብናጻ ሂቡና።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 17:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/1997፡ ገጽ 10

2 ጴጥሮስ 1:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብናጻ ሂቡና።”

  • *

    ወይ፡ “ፍትወት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 22:29, 30፣ ዮሃ 14:2፣ ገላ 3:29
  • +1ቈረ 15:53፣ 1ጴጥ 1:3, 4፣ 1ዮሃ 3:2፣ ራእ 20:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/1997፡ ገጽ 10

2 ጴጥሮስ 1:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ውርዝና፣ ጽቡቕ ጠባይ።”

  • *

    ወይ፡ “ውርዝና፣ ጽቡቕ ጠባይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ፊል 2:12፣ 2ጢሞ 2:15፣ እብ 4:11፣ ይሁ 3
  • +ፊል 4:8
  • +ዮሃ 17:3፣ እብ 5:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2010፡ ገጽ 8

    1/9/1997፡ ገጽ 11

2 ጴጥሮስ 1:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 9:25፣ 2ጢሞ 2:24
  • +2ጴጥ 2:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2003፡ ገጽ 13

    15/7/2002፡ ገጽ 10-14

2 ጴጥሮስ 1:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ተሰ 4:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2009፡ ገጽ 14

2 ጴጥሮስ 1:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ቲቶ 3:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/1997፡ ገጽ 11

2 ጴጥሮስ 1:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣርሒቑ ዘይርኢ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዮሃ 2:9፣ ራእ 3:17
  • +እብ 9:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/1997፡ ገጽ 11

2 ጴጥሮስ 1:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 3:1
  • +2ጢሞ 4:7, 8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    1/2016፡ ገጽ 19

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2012፡ ገጽ 21

    1/9/1997፡ ገጽ 11

2 ጴጥሮስ 1:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብልግሲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዳን 2:44
  • +ሉቃ 16:9፣ ዮሃ 3:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    1/2016፡ ገጽ 19

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2012፡ ገጽ 22

    1/9/1997፡ ገጽ 11

2 ጴጥሮስ 1:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2003፡ ገጽ 10

    1/9/1997፡ ገጽ 11-12

2 ጴጥሮስ 1:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ምድራዊ ሰብነት።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 5:1
  • +ሮሜ 15:15፣ ይሁ 5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/1997፡ ገጽ 11-12

2 ጴጥሮስ 1:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 21:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/1997፡ ገጽ 11-12

2 ጴጥሮስ 1:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/1997፡ ገጽ 12

2 ጴጥሮስ 1:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 17:2፣ ማር 9:2፣ ሉቃ 9:29

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    የሱስ—መገዲ፡ ገጽ 144

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/1997፡ ገጽ 12

    15/5/1997፡ ገጽ 9-10

2 ጴጥሮስ 1:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ድምጺ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 2:7፣ ማቴ 17:1, 5፣ ማር 9:7፣ ሉቃ 9:35

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    የሱስ—መገዲ፡ ገጽ 144

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/1997፡ ገጽ 12

    15/5/1997፡ ገጽ 9-10

    1/7/1995፡ ገጽ 29

2 ጴጥሮስ 1:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    የሱስ—መገዲ፡ ገጽ 144

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/1997፡ ገጽ 12

    15/5/1997፡ ገጽ 9-10

2 ጴጥሮስ 1:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 24:17፣ ራእ 22:16
  • +መዝ 119:105፣ ዮሃ 1:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    የሱስ—መገዲ፡ ገጽ 144

    ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ገጽ 1519

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2008፡ ገጽ 22

    15/1/2005፡ ገጽ 16

    15/5/2000፡ ገጽ 17

    1/4/2000፡ ገጽ 14-16

    1/9/1997፡ ገጽ 12-13

    15/5/1997፡ ገጽ 11

    ራእይ፡ ገጽ 318

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    12/1994፡ ገጽ 3-4

2 ጴጥሮስ 1:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 7

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2011፡ ገጽ 11-12

    1/4/2000፡ ገጽ 16

    1/4/1998፡ ገጽ 19

2 ጴጥሮስ 1:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ተመሪሖም።” ቃ.ቃ.፡ “ተወሲዶም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 23:2፣ ግብ 1:16፣ 28:25፣ 1ጴጥ 1:11
  • +2ጢሞ 3:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 5

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2019፡ ገጽ 9-11

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2012፡ ገጽ 25-26

    15/6/1997፡ ገጽ 5-6

ሓፈሻዊ

2 ጴጥ. 1:2ቈሎ 1:9
2 ጴጥ. 1:3ዮሃ 17:3
2 ጴጥ. 1:4ሉቃ 22:29, 30፣ ዮሃ 14:2፣ ገላ 3:29
2 ጴጥ. 1:41ቈረ 15:53፣ 1ጴጥ 1:3, 4፣ 1ዮሃ 3:2፣ ራእ 20:6
2 ጴጥ. 1:5ፊል 2:12፣ 2ጢሞ 2:15፣ እብ 4:11፣ ይሁ 3
2 ጴጥ. 1:5ፊል 4:8
2 ጴጥ. 1:5ዮሃ 17:3፣ እብ 5:14
2 ጴጥ. 1:61ቈረ 9:25፣ 2ጢሞ 2:24
2 ጴጥ. 1:62ጴጥ 2:9
2 ጴጥ. 1:71ተሰ 4:9
2 ጴጥ. 1:8ቲቶ 3:14
2 ጴጥ. 1:91ዮሃ 2:9፣ ራእ 3:17
2 ጴጥ. 1:9እብ 9:14
2 ጴጥ. 1:10እብ 3:1
2 ጴጥ. 1:102ጢሞ 4:7, 8
2 ጴጥ. 1:11ዳን 2:44
2 ጴጥ. 1:11ሉቃ 16:9፣ ዮሃ 3:5
2 ጴጥ. 1:132ቈረ 5:1
2 ጴጥ. 1:13ሮሜ 15:15፣ ይሁ 5
2 ጴጥ. 1:14ዮሃ 21:18
2 ጴጥ. 1:16ማቴ 17:2፣ ማር 9:2፣ ሉቃ 9:29
2 ጴጥ. 1:17መዝ 2:7፣ ማቴ 17:1, 5፣ ማር 9:7፣ ሉቃ 9:35
2 ጴጥ. 1:19ዘሁ 24:17፣ ራእ 22:16
2 ጴጥ. 1:19መዝ 119:105፣ ዮሃ 1:9
2 ጴጥ. 1:212ሳሙ 23:2፣ ግብ 1:16፣ 28:25፣ 1ጴጥ 1:11
2 ጴጥ. 1:212ጢሞ 3:16
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ጴጥሮስ 1:1-21

2 ጴጥሮስ

1 ካብቲ ባርያን ሃዋርያን የሱስ ክርስቶስ ዝዀነ ስምኦን ጴጥሮስ፡ ናብቶም ብጽድቂ ኣምላኽናን መድሓኒና የሱስ ክርስቶስን ማዕረ እታ ናትና ዝኽብረታ እምነት ዝረኸቡ፦

2 ብልክዕ ፍልጠት+ ኣምላኽን ጐይታና የሱስን፡ ጸጋን ሰላምን ይብዛሓልኩም። 3 ከመይሲ፡ ብልክዕ ፍልጠት እቲ ብኽብርን ብሕያውነትን ዝጸውዓና ኣቢሉ፡+ መለኮታዊ ሓይሉ ዅሉ እቲ ንህይወትን ንኣምላኽ ንዘሎና ተወፋይነትን ዚኸውን ነገራት ሂቡና* እዩ። 4 በዚ ድማ ነታ ኽብርትን ዓባይን ተስፋ ሂቡና* እዩ።+ እዚ ዝገበረ ኸኣ፡ ካብቲ ኣብ ዓለም ብዘሎ ኽፉእ ትምኒት* ዚመጽእ ብልሽውና ኣምሊጥኩም፡ ተኻፈልቲ እቲ መለኮታዊ ባህርይ ምእንቲ ኽትኰኑ እዩ።+

5 ስለዚ፡ ብዅሉ ትግሃት እናተጋደልኩም+ ኣብ እምነትኩም ሕያውነት* ወስኹ፡+ ኣብ ሕያውነት* ከኣ ፍልጠት፡+ 6 ኣብ ፍልጠት ድማ ርእሰ ግትኣት፡ ኣብ ርእሰ ግትኣት+ ከኣ ተጻዋርነት፡ ኣብ ተጻዋርነት ድማ ንኣምላኽ ዘሎኩም ተወፋይነት፡+ 7 ኣብቲ ንኣምላኽ ዘሎኩም ተወፋይነት ከኣ ሕውነታዊት ፍቕሪ፡ ኣብ ሕውነታዊት ፍቕሪ እውን ፍቕሪ ንዅሉ ሰብ።+ 8 እዚ ነገራት እዚ እንተ ኣሎኩም፡ እናበዝሐ እውን እንተ ኸይዱ፡ ብዛዕባ እቲ ልክዕ ፍልጠት ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ዘይንጡፋት ወይ ዘይፈርዩ ኽትኰኑ ኣይሓድገኩምን እዩ።+

9 እቲ እዚ ነገር እዚ ዘይብሉስ፡ ብርሃን ከይርኢ ዚዕመት* ዕዉርን+ ካብ ናይ ቀደም ሓጢኣቱ ምንጻሁ ዝረስዐን እዩ።+ 10 ስለዚ፡ ኣሕዋተየ፡ ንጽውዓኹምን ንሕርያኹምን ኣጽኒዕኩም ክትሕዝዎ ኣዚኹም ትግሁ፣+ እዚ ትገብሩ እንተ ዄንኩምሲ፡ ከቶ ኣይክትወድቁን ኢኹም።+ 11 እኳ ደኣስ፡ በዚ ኸምዚ ናብታ ዘለኣለማዊት መንግስቲ+ ጐይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ መእተዊ ብኽብሪ* ኺውሃበኩም እዩ።+

12 ስለዚ፡ ነዚ ትፈልጥዎ እኳ እንተ ዀንኩም፡ ኣብታ ኣባኻትኩም ዘላ ሓቂ እውን ብጽኑዕ ሰሪትኩም እኳ እንተ ኣለኹም፡ ብዛዕባ እዚ ነገራት እዚ ዅሉ ሳዕ ከዘክረኩም ሓሲበ ኣለኹ። 13 ኣብዚ ድንኳን እዚ* ኽሳዕ ዘለኹ፡+ ብመዘኻኸሪታት ከነቓቕሓኩም ቅኑዕ ኰይኑ ይርኣየኒ ኣሎ።+ 14 ከምቲ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ዘነጸረለይ ከኣ፡+ እዚ እናገበርኩ፡ ድሕሪ ሓጺር እዋን ድንኳነይ ከም ዚቕንጠጥ እፈልጥ እየ። 15 ድሕሪ ምኻደይ፡ ነዚ ነገራት እዚ ኽትዝክርዎ ምእንቲ ኽትክእሉ ድማ፡ ኵሉ ሳዕ ክጽዕር እየ።

16 ብዛዕባ ናይ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ሓይልን ኣብዚ ዚህልወሉ እዋንን፡ ዕቤቱ ብዓይንና ርኢና እምበር፡+ ብጥበብ እተማህዘ ጽውጽዋያት ስዒብና ኣይኰንናን ዘፍለጥናኩም። 17 ከመይሲ፡ ካብቲ ዓብዪ ግርማ፡ “ኣነ ዝሰምሮ ፍቑር ወደይ እዚ እዩ” ዚብል ቃል* ምስ መጸ፡+ ካብ ኣቦና ኣምላኽ ክብርን ግርማን ተቐቢሉ እዩ። 18 እወ፡ ኣብቲ ቕዱስ ከረን ምስኡ ኸለና፡ ነዚ ድምጺ እዚ ኻብ ሰማይ ኪመጽእ ከሎ ሰሚዕናዮ ኢና።

19 ስለዚ፡ ኣጸቢቑ እተረጋገጸ ትንቢታዊ ቓል ኣሎና፣ ንስኻትኩም እውን መዓልቲ ኽሳዕ ዚወግሕ፡ ኰዀብ ጽባሕ+ እውን ክሳዕ ዚወጽእ፡ ከምቲ ኣብ ጸልማት ቦታ ንዘሎ መብራህቲ+ ጌርኩም ኣብ ልብኹም ተቕልቡሉ ብምህላውኩም ጽቡቕ ትገብሩ ኣለኹም። 20 ካብ ብሕታዊ ትርጉም ዚመጽእ ትንቢት ቅዱስ ጽሑፍ ከም ዘየልቦ፡ ቅድም እዚ ፍለጡ። 21 ትንቢትሲ ሰባት ብመንፈስ ቅዱስ ተደሪኾም* ካብ ኣምላኽ እተዛረብዎ እዩ እምበር፡+ ከቶ ብፍቓድ ሰብ ኣይመጸን።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ