ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ቈረንቶስ 6
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ቈረንቶስ—ትሕዝቶ

      • ኣብ መንጎ ክርስትያን ኣሕዋት ዚልዓል ነገር ፍርዲ (1-8)

      • መንግስቲ ኣምላኽ ዘይወርሱ (9-11)

      • ብሰብነትኩም ንኣምላኽ ኣኽብርዎ (12-20)

        • “ካብ ምንዝርና ህደሙ!” (18)

1 ቈረንቶስ 6:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 18:15-17

1 ቈረንቶስ 6:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ራእ 2:26, 27፣ 20:4

1 ቈረንቶስ 6:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 16:20

1 ቈረንቶስ 6:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 18:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/1995፡ ገጽ 20

1 ቈረንቶስ 6:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 5:39, 40

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/2002፡ ገጽ 6

    15/3/1997፡ ገጽ 21-22

    15/3/1996፡ ገጽ 15

1 ቈረንቶስ 6:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት፡ ኣብ “ምንዝርና” ርአ።

  • *

    ወይ፡ “ምስ ሰብኡት ጾታዊ ርክብ ዚገብሩ ሰብኡት።” ቃ.ቃ.፡ “ምስ ሰብኡት ዚድቅሱ ሰብኡት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 5:5፣ ራእ 22:15
  • +ራእ 21:8
  • +ቈሎ 3:5
  • +እብ 13:4
  • +ሮሜ 1:27
  • +1ጢሞ 1:9, 10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 31

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2008፡ ገጽ 21-22

1 ቈረንቶስ 6:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 5:11
  • +ዘዳ 21:20, 21፣ ምሳ 23:20፣ 1ጴጥ 4:3
  • +እብ 12:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 31

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2008፡ ገጽ 21-22

1 ቈረንቶስ 6:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 22:16፣ እብ 10:22
  • +ኤፌ 5:25, 26፣ 2ተሰ 2:13
  • +ሮሜ 5:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 31

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2010፡ ገጽ 9-10

    15/4/2010፡ ገጽ 9

1 ቈረንቶስ 6:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኺመልከኒ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 10:23

1 ቈረንቶስ 6:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ብግሪኽኛ ፖርኒያ። ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 14:17
  • +1ተሰ 4:3

1 ቈረንቶስ 6:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 2:24
  • +ሮሜ 8:11፣ 2ቈረ 4:14፣ ኤፌ 1:19, 20

1 ቈረንቶስ 6:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 12:4, 5፣ 1ቈረ 12:18, 27፣ ኤፌ 4:15፣ 5:29, 30

1 ቈረንቶስ 6:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 2:24፣ ማቴ 19:4, 5

1 ቈረንቶስ 6:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 17:20, 21

1 ቈረንቶስ 6:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ብግሪኽኛ ፖርኒያ። ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 39:10-12፣ 1ተሰ 4:3
  • +ሮሜ 1:24, 27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 41

    ንቕሑ!፡

    9/2013፡ ገጽ 5

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2008፡ ገጽ 27

    15/6/2008፡ ገጽ 9-10

    15/2/2004፡ ገጽ 12-14

    1/9/1999፡ ገጽ 12-13

1 ቈረንቶስ 6:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 6:16
  • +1ቈረ 3:16
  • +ሮሜ 14:8

1 ቈረንቶስ 6:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 7:23፣ እብ 9:12፣ 1ጴጥ 1:18, 19
  • +ሮሜ 12:1
  • +ማቴ 5:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2005፡ ገጽ 15-20

ሓፈሻዊ

1 ቈረ. 6:1ማቴ 18:15-17
1 ቈረ. 6:2ራእ 2:26, 27፣ 20:4
1 ቈረ. 6:3ሮሜ 16:20
1 ቈረ. 6:4ማቴ 18:17
1 ቈረ. 6:7ማቴ 5:39, 40
1 ቈረ. 6:9ኤፌ 5:5፣ ራእ 22:15
1 ቈረ. 6:9ራእ 21:8
1 ቈረ. 6:9ቈሎ 3:5
1 ቈረ. 6:9እብ 13:4
1 ቈረ. 6:9ሮሜ 1:27
1 ቈረ. 6:91ጢሞ 1:9, 10
1 ቈረ. 6:101ቈረ 5:11
1 ቈረ. 6:10ዘዳ 21:20, 21፣ ምሳ 23:20፣ 1ጴጥ 4:3
1 ቈረ. 6:10እብ 12:14
1 ቈረ. 6:11ግብ 22:16፣ እብ 10:22
1 ቈረ. 6:11ኤፌ 5:25, 26፣ 2ተሰ 2:13
1 ቈረ. 6:11ሮሜ 5:18
1 ቈረ. 6:121ቈረ 10:23
1 ቈረ. 6:13ሮሜ 14:17
1 ቈረ. 6:131ተሰ 4:3
1 ቈረ. 6:14ግብ 2:24
1 ቈረ. 6:14ሮሜ 8:11፣ 2ቈረ 4:14፣ ኤፌ 1:19, 20
1 ቈረ. 6:15ሮሜ 12:4, 5፣ 1ቈረ 12:18, 27፣ ኤፌ 4:15፣ 5:29, 30
1 ቈረ. 6:16ዘፍ 2:24፣ ማቴ 19:4, 5
1 ቈረ. 6:17ዮሃ 17:20, 21
1 ቈረ. 6:18ዘፍ 39:10-12፣ 1ተሰ 4:3
1 ቈረ. 6:18ሮሜ 1:24, 27
1 ቈረ. 6:192ቈረ 6:16
1 ቈረ. 6:191ቈረ 3:16
1 ቈረ. 6:19ሮሜ 14:8
1 ቈረ. 6:201ቈረ 7:23፣ እብ 9:12፣ 1ጴጥ 1:18, 19
1 ቈረ. 6:20ሮሜ 12:1
1 ቈረ. 6:20ማቴ 5:16
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ቈረንቶስ 6:1-20

1 ቈረንቶስ

6 ካባኻትኩም፡ ሓደ ምስቲ ኻልእ ነገር እንተ ኣልይዎ፡+ ኣብ ቅድሚ ቕዱሳት ዘይኰነስ፡ ኣብ ቅድሚ ዓመጽቲዶ ኺፋረድ ይደፍር እዩ፧ 2 ወይስ እቶም ቅዱሳት ንዓለም ከም ዚፈርድዋዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧+ ዓለም ብኣኻትኩም ካብ እትፍረድ ደኣ፡ ነቲ ኣዝዩ ንኣሽቱ ነገራት ክትፈርዱዶ ኣይትበቕዑን ኢኹም፧ 3 ንመላእኽቲ ኸም እንፈርዶምዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧+ ኣብዛ ህይወት እዚኣ ዜጋጥም ነገራት ግዳ ኸመይ ዘይንፈርድ፧ 4 እምበኣርከ፡ ኣብዛ ህይወት እዚኣ ዚፍረድ ነገራት እንተ ኣሎኩም፡+ ነቶም ኣብ ጉባኤ ዚንዓቑዶ ፈራዶ ትገብርዎም ኢኹም፧ 5 ከሕፍረኩም ኢለ እየ እዚ ዝብል ዘለኹ። ካንዶ ኣብ መንጎ ኣሕዋት ኪፈርድ ዚኽእል ጥበበኛ የብልኩምን ኢኹም፧ 6 ኣብ ክንዳኡስ፡ ሓው ምስ ሓዉ ይፋረድ ኣሎ፣ እሞ ኸኣ ኣብ ቅድሚ እቶም ዘይኣመንቲ!

7 ንሓድሕድኩም ትፋረዱ ምህላውኩምሲ፡ ብሱሩ ንዓኻትኩም ስዕረት እዩ። ከመይ ግዳ ንስኻትኩም ዘይትብደሉ፧+ ከመይከ ዘይትዕመጹ፧ 8 መሓልፎ ንስኻትኩም ትብድሉን ትዕምጹን ኣለኹም፣ እሞ ኸኣ ንኣሕዋትኩም!

9 ወይስ ዓመጽቲ ንመንግስቲ ኣምላኽ ከም ዘይወርስዋዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧+ ኣይትታለሉ። ኣመንዝራታት* ኰኑ፡+ ኣምለኽቲ ጣኦት ኰኑ፡+ ዘመውቲ ዀኑ፡+ ኣባታቶም ግብረ ሶዶም ኪግበር ዚፈቕዱ ዀኑ፡+ ግብረ ሶዶም ዚገብሩ* ዀኑ፡+ 10 ሰረቕቲ ዀኑ፡ ስሱዓት ኰኑ፡+ ሰኽራማት ኰኑ፡+ ተጻረፍቲ ዀኑ፡ ወይ ዘረፍቲ፡ ንመንግስቲ ኣምላኽ ኣይኪወርስዋን እዮም።+ 11 ገሌኻትኩም ከኣ ከማታቶም ኔርኩም ኢኹም። ግናኸ፡ ብስም ጐይታና የሱስ ክርስቶስን ብመንፈስ ኣምላኽናን ተሓጺብኩምን+ ተቐዲስኩምን+ ጸዲቕኩምን+ ኢኹም።

12 ኵሉ ተፈቒዱለይ እዩ፣ ኵሉ ግና ኣይኰነን ዚጠቅም።+ ኵሉ ተፈቒዱለይ እዩ፣ ኣነ ግና ሓደ ነገር እኳ ኺቈጻጸረኒ* ኣይሓድጎን እየ። 13 ብልዒ ንኸብዲ፡ ከብዲ እውን ንብልዒ እዩ፣ ኣምላኽ ግና ንኽልቲኡ ኸንቱ ኺገብሮ እዩ።+ ሰብነት ንጐይታ እምበር፡ ንምንዝርና* ኣይኰነን፣+ ጐይታ እውን ንሰብነት እዩ። 14 ኣምላኽ ግና ንጐይታ ኣተንሲእዎ እዩ፣+ ንዓና እውን ብሓይሉ ኼተንስኣና እዩ።+

15 ሰብነትኩም ኣካላት ክርስቶስ ምዃኑዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧+ እምበኣርከ፡ ንኣካላት ክርስቶስ ወሲደዶ ኣካላት ኣመንዝራ ኽገብሮ እየ፧ ያእ ኣይፋለይን! 16 “እቶም ክልተ ሓደ ስጋ ኪዀኑ እዮም”+ ይብል እዩ እሞ፡ ምስ ኣመንዝራ ዝለገበ፡ ምስኣ ሓደ ሰብነት ምዃኑዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧ 17 እቲ ምስ ጐይታ ዝለገበ ግና፡ ምስኡ ሓደ መንፈስ እዩ።+ 18 ካብ ምንዝርና* ህደሙ!+ ሰብ ዚገብሮ ዘበለ ሓጢኣት ካብ ሰብነቱ ወጻኢ እዩ፣ ዚምንዝር ግና ኣብ ገዛእ ሰብነቱ እዩ ዚሓጥእ።+ 19 ሰብነትኩም ቤተ መቕደስ+ እቲ ኣብ ውሽጥኹም ዘሎ፡ ካብ ኣምላኽ እውን እተቐበልኩምዎ መንፈስ ቅዱስ ምዃኑዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧+ ንስኻትኩም እውን ናይ ርእስኹም ኣይኰንኩምን፣+ 20 ከመይሲ፡ ብዋጋ ተዓዲግኩም ኢኹም።+ ስለዚ፡ ብሰብነትኩም+ ንኣምላኽ ኣኽብርዎ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ