ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሌዋውያን 16
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ዘሌዋውያን—ትሕዝቶ

      • መዓልቲ ዕርቂ (1-34)

ዘሌዋውያን 16:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 10:1, 2

ዘሌዋውያን 16:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 40:34
  • +ዘጸ 25:22
  • +ዘሁ 4:19, 20
  • +ዘጸ 40:21፣ እብ 6:19፣ 9:3, 7
  • +ዘሌ 23:27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2005፡ ገጽ 31

    1/7/1996፡ ገጽ 9

ዘሌዋውያን 16:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 4:3
  • +ዘሌ 1:3

ዘሌዋውያን 16:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መረሃጫ።”

  • *

    ወይ፡ “ንእተቓልዐ ስጋኡ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 28:39
  • +ዘጸ 28:42
  • +ዘጸ 39:27, 29
  • +ዘጸ 28:4
  • +ዘጸ 28:2
  • +ዘጸ 30:20፣ እብ 10:22

ዘሌዋውያን 16:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 7:27

ዘሌዋውያን 16:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 5:1-3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/1998፡ ገጽ 12

ዘሌዋውያን 16:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ትርጉሙ፡ “ዚጠፍእ ወጠጦ” ኪኸውን ይኽእል።

ዘሌዋውያን 16:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 16:33

ዘሌዋውያን 16:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 14:7, 53፣ 16:21, 22፣ ኢሳ 53:4፣ ሮሜ 15:3

ዘሌዋውያን 16:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 16:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/1998፡ ገጽ 12፡ 17

ዘሌዋውያን 16:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 40:29፣ ዘሌ 6:13፣ ዘሁ 16:46
  • +እብ 9:4
  • +ዘጸ 30:34-36፣ ራእ 5:8፣ 8:3-5
  • +ዘሌ 16:2፣ እብ 6:19፣ 10:19, 20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2019፡ ገጽ 20-22

    ራእይ፡ ገጽ 87

ዘሌዋውያን 16:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 25:22፣ 2ነገ 19:15
  • +ዘጸ 34:29
  • +ዘጸ 25:18, 21፣ 1ዜና 28:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2019፡ ገጽ 20-22

    ራእይ፡ ገጽ 87

ዘሌዋውያን 16:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 9:22
  • +ሮሜ 3:25፣ እብ 9:12, 24, 25፣ 10:4, 12

ዘሌዋውያን 16:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 16:5፣ እብ 2:17፣ 5:1-3፣ 9:26፣ 1ዮሃ 2:1, 2
  • +እብ 6:19፣ 9:3, 7፣ 10:19, 20
  • +ዘሌ 17:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/1998፡ ገጽ 12፡ 17

ዘሌዋውያን 16:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መክ 7:20

ዘሌዋውያን 16:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 16:6፣ ማር 10:45፣ እብ 2:9፣ 7:27፣ 9:7, 12፣ ራእ 1:5

ዘሌዋውያን 16:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 38:1

ዘሌዋውያን 16:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 16:16
  • +እብ 9:23
  • +ዘሌ 16:8, 10

ዘሌዋውያን 16:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እተዳለወ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 53:5, 6፣ 2ቈረ 5:21

ዘሌዋውያን 16:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 103:12፣ ኢሳ 53:12፣ ኤፌ 1:7፣ እብ 9:28፣ 13:12፣ 1ጴጥ 2:24፣ 1ዮሃ 3:5
  • +ዘሌ 16:10

ዘሌዋውያን 16:24

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ስጋኡ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 30:20
  • +ዘጸ 28:4፣ ዘሌ 8:7
  • +ዘሌ 16:3
  • +ዘሌ 16:5
  • +ኤፌ 1:7

ዘሌዋውያን 16:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 16:8, 21

ዘሌዋውያን 16:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 4:11, 12፣ እብ 13:11, 12

ዘሌዋውያን 16:29

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሳትኩም ኣሕስሙ።” ብሓፈሻኡ፡ “ርእስኻ ምሕሳም” ንእተፈላለየ ዓይነት ርእሰ ምሕሳም፡ እንተላይ ንጾም ከም ዜመልክት ጌርካ እዩ ዚውሰድ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 23:27, 28፣ ዘሁ 29:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 139

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2004፡ ገጽ 24

ዘሌዋውያን 16:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 3:16፣ ሮሜ 8:32፣ ቲቶ 2:13, 14፣ 1ዮሃ 1:7፣ 3:16
  • +ኤር 33:8፣ እብ 9:13, 14፣ 10:2

ዘሌዋውያን 16:31

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሳትኩም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 23:32

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 139

ዘሌዋውያን 16:32

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኢዱ እተመልአ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 20:26
  • +ዘጸ 29:4, 7፣ ዘሌ 8:12
  • +ዘሌ 8:33
  • +ዘጸ 28:39፣ 39:27, 28
  • +ዘጸ 28:2፣ 29:29፣ ዘሌ 16:4

ዘሌዋውያን 16:33

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 16:16
  • +ዘሌ 16:20
  • +ዘሌ 16:18
  • +ዘሌ 16:24፣ 1ዮሃ 2:1, 2

ዘሌዋውያን 16:34

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 30:10፣ እብ 9:7
  • +ዘሌ 23:31፣ ዘሁ 29:7

ሓፈሻዊ

ዘሌ. 16:1ዘሌ 10:1, 2
ዘሌ. 16:2ዘጸ 40:34
ዘሌ. 16:2ዘጸ 25:22
ዘሌ. 16:2ዘሁ 4:19, 20
ዘሌ. 16:2ዘጸ 40:21፣ እብ 6:19፣ 9:3, 7
ዘሌ. 16:2ዘሌ 23:27
ዘሌ. 16:3ዘሌ 4:3
ዘሌ. 16:3ዘሌ 1:3
ዘሌ. 16:4ዘጸ 28:39
ዘሌ. 16:4ዘጸ 28:42
ዘሌ. 16:4ዘጸ 39:27, 29
ዘሌ. 16:4ዘጸ 28:4
ዘሌ. 16:4ዘጸ 28:2
ዘሌ. 16:4ዘጸ 30:20፣ እብ 10:22
ዘሌ. 16:5እብ 7:27
ዘሌ. 16:6እብ 5:1-3
ዘሌ. 16:9ምሳ 16:33
ዘሌ. 16:10ዘሌ 14:7, 53፣ 16:21, 22፣ ኢሳ 53:4፣ ሮሜ 15:3
ዘሌ. 16:11ዘሌ 16:6
ዘሌ. 16:12ዘጸ 40:29፣ ዘሌ 6:13፣ ዘሁ 16:46
ዘሌ. 16:12እብ 9:4
ዘሌ. 16:12ዘጸ 30:34-36፣ ራእ 5:8፣ 8:3-5
ዘሌ. 16:12ዘሌ 16:2፣ እብ 6:19፣ 10:19, 20
ዘሌ. 16:13ዘጸ 25:22፣ 2ነገ 19:15
ዘሌ. 16:13ዘጸ 34:29
ዘሌ. 16:13ዘጸ 25:18, 21፣ 1ዜና 28:11
ዘሌ. 16:14እብ 9:22
ዘሌ. 16:14ሮሜ 3:25፣ እብ 9:12, 24, 25፣ 10:4, 12
ዘሌ. 16:15ዘሌ 16:5፣ እብ 2:17፣ 5:1-3፣ 9:26፣ 1ዮሃ 2:1, 2
ዘሌ. 16:15እብ 6:19፣ 9:3, 7፣ 10:19, 20
ዘሌ. 16:15ዘሌ 17:11
ዘሌ. 16:16መክ 7:20
ዘሌ. 16:17ዘሌ 16:6፣ ማር 10:45፣ እብ 2:9፣ 7:27፣ 9:7, 12፣ ራእ 1:5
ዘሌ. 16:18ዘጸ 38:1
ዘሌ. 16:20ዘሌ 16:16
ዘሌ. 16:20እብ 9:23
ዘሌ. 16:20ዘሌ 16:8, 10
ዘሌ. 16:21ኢሳ 53:5, 6፣ 2ቈረ 5:21
ዘሌ. 16:22መዝ 103:12፣ ኢሳ 53:12፣ ኤፌ 1:7፣ እብ 9:28፣ 13:12፣ 1ጴጥ 2:24፣ 1ዮሃ 3:5
ዘሌ. 16:22ዘሌ 16:10
ዘሌ. 16:24ዘጸ 30:20
ዘሌ. 16:24ዘጸ 28:4፣ ዘሌ 8:7
ዘሌ. 16:24ዘሌ 16:3
ዘሌ. 16:24ዘሌ 16:5
ዘሌ. 16:24ኤፌ 1:7
ዘሌ. 16:26ዘሌ 16:8, 21
ዘሌ. 16:27ዘሌ 4:11, 12፣ እብ 13:11, 12
ዘሌ. 16:29ዘሌ 23:27, 28፣ ዘሁ 29:7
ዘሌ. 16:30ዮሃ 3:16፣ ሮሜ 8:32፣ ቲቶ 2:13, 14፣ 1ዮሃ 1:7፣ 3:16
ዘሌ. 16:30ኤር 33:8፣ እብ 9:13, 14፣ 10:2
ዘሌ. 16:31ዘሌ 23:32
ዘሌ. 16:32ዘሁ 20:26
ዘሌ. 16:32ዘጸ 29:4, 7፣ ዘሌ 8:12
ዘሌ. 16:32ዘሌ 8:33
ዘሌ. 16:32ዘጸ 28:39፣ 39:27, 28
ዘሌ. 16:32ዘጸ 28:2፣ 29:29፣ ዘሌ 16:4
ዘሌ. 16:33ዘሌ 16:16
ዘሌ. 16:33ዘሌ 16:20
ዘሌ. 16:33ዘሌ 16:18
ዘሌ. 16:33ዘሌ 16:24፣ 1ዮሃ 2:1, 2
ዘሌ. 16:34ዘጸ 30:10፣ እብ 9:7
ዘሌ. 16:34ዘሌ 23:31፣ ዘሁ 29:7
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዘሌዋውያን 16:1-34

ዘሌዋውያን

16 ድሕሪ ሞት እቶም ናብ የሆዋ ብምቕራቦም ዝሞቱ ኽልቲኦም ደቂ ኣሮን፡+ የሆዋ ንሙሴ ተዛረቦ። 2 የሆዋ ኸኣ ንሙሴ ኸምዚ በሎ፦ “ኣነ ብደበና+ ኣብቲ መኽደኒ ኽርአ እየ እሞ፡+ ንሓውካ ኣሮን፡ ከይመውትሲ፡+ ናብቲ ኣብ ውሽጢ እቲ መጋረጃ+ ዘሎ መቕደስ፡ ናብ ቅድሚ እቲ ኣብ ልዕሊ ታቦት ዘሎ መኽደኒ ኣብ ዝዀነ ይኹን ግዜ ኸይኣቱ ንገሮ።+

3 “ኣሮን ናብቲ መቕደስ ኪኣቱ ኸሎ፡ ንመስዋእቲ ሓጢኣት ሓደ ዝራብዕ፡+ ንዚሓርር መስዋእቲ+ ኸኣ ሓደ ድዑል ሒዙ ይምጻእ። 4 ወለል ዚብል ቅዱስ በፍታ ይከደን፡+ ብስረ* በፍታ+ ድማ ንሰብነቱ* ይኽደን፡ ቅናት በፍታ+ ኸኣ ይተዓጠቕ፡ ርእሱ እውን ብመጠምጠምያ በፍታ+ ይጠምጥም። እዚ፡ ቅዱስ ክዳውንቲ እዩ።+ ብማይ ይተሓጸብ+ እሞ፡ ይልበሶ።

5 “ካብ ኣኼባ እስራኤላውያን+ ድማ ንመስዋእቲ ሓጢኣት ክልተ ወጠጦ፡ ንዚሓርር መስዋእቲ ኸኣ ሓደ ድዑል ይውሰድ።

6 “ኣሮን ድማ ነቲ ምእንታኡ ዚኸውን ዝራብዕ መስዋእቲ ሓጢኣት የቕርቦ፣ ንርእሱን ንቤቱን ከኣ የተዓርቕ።+

7 “ነቶም ክልተ ወጠጦ ወሲዱ ድማ፡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ ደው የብሎም። 8 ኣሮን ከኣ ኣብ ልዕሊ እቶም ክልተ ወጠጦ ዕጫ የውድቕ፣ እቲ ሓደ ዕጫ ንየሆዋ፡ እቲ ኻልኣይ ዕጫ ድማ ንዓዛዜል* ይኹን። 9 ኣሮን ከኣ ነቲ ብዕጫ ንየሆዋ ዝበጽሖ ወጠጦ የቕርቦ፡+ ንመስዋእቲ ሓጢኣት ድማ ይሰውኣዮ። 10 እቲ ብዕጫ ንዓዛዜል ዝበጽሖ ወጠጦ ግና፡ ንዓዛዜል ናብ በረኻ ምእንቲ ኺስደድ፡ ብህይወቱ ኸሎ ንምትዕራቑ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ደው ይበል።+

11 “ኣሮን ከኣ ነቲ ምእንታኡ ዚኸውን ዝራብዕ መስዋእቲ ሓጢኣት የቕርቦ፣ ንርእሱን ንቤቱን ድማ የተዓርቕ፣ ድሕሪኡ፡ ነቲ ምእንታኡ ዚኸውን ዝራብዕ መስዋእቲ ሓጢኣት ይሕረዶ።+

12 “ካብቲ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ዘሎ መሰውኢ+ ድማ በቲ መትሓዝ ሓዊ+ ገይሩ ጓህሪ መሊኡ ይውሰድ፣ ጥዑም ዝጨናኡ ዕጣን+ ከኣ ምሉእ ሕፍኒ ወሲዱ፡ ናብ ውሽጢ እቲ መጋረጃ የእትዎ።+ 13 ከይመውትሲ፡ ነቲ ዕጣን ኣብቲ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ዘሎ ሓዊ ይግበሮ፣+ እቲ ደበና ዕጣን ከኣ ነቲ ኣብ ልዕሊ እቲ ምስክር+ ዘሎ መኽደን ታቦት የጐልብቦ።+

14 “ካብ ደም+ እቲ ዝራብዕ ወሲዱ ድማ፡ ኣብ ቅድሚ እቲ መኽደኒ ብሸነኽ ምብራቕ ብኣጻብዑ ይንጸግ፣ ካብቲ ደም ከኣ ብኣጻብዑ ኣብ ቅድሚ እቲ መኽደኒ ሸውዓተ ሳዕ ይንጸግ።+

15 “ነቲ ምእንቲ ህዝቢ ዚኸውን ወጠጦ መስዋእቲ ሓጢኣት ድማ ይሕረዶ፣+ ነቲ ደሙ ኸኣ ናብ ውሽጢ እቲ መጋረጃ የእትዎ፣+ በቲ ደሙ+ ድማ ከምቲ ብደም እቲ ዝራብዕ ዝገበሮ ይግበር፣ ናብቲ መኽደንን ኣብ ቅድሚ እቲ መኽደንን ይንጸግ።

16 “ብዛዕባ ርኽሰት እስራኤላውያንን ብዛዕባ ኣበሳኦምን ብዛዕባ ሓጢኣቶምን+ ነቲ መቕደስ የተዓርቆ፣ ነቲ ኣብ መንጎኦም ኣብ ማእከል ርኽሰቶም ዘሎ ድንኳን ምርኻብ ድማ ከምኡ ይግበረሉ።

17 “ኬተዓርቕ ኢሉ ናብቲ መቕደስ ካብ ዚኣትወሉ ግዜ ኣትሒዙ ኽሳዕ ዚወጽእ፡ ሓደ እኳ ኣብ ድንኳን ምርኻብ ኣይኹን። ንርእሱን ንቤቱን ንብዘሎ ጉባኤ እስራኤልን ከኣ የተዓርቕ።+

18 “ናብቲ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ዘሎ መሰውኢ+ ወጺኡ ኸኣ፡ ንዕኡ የተዓርቆ፣ ካብ ደም እቲ ዝራብዕን ካብ ደም እቲ ወጠጦን ወሲዱ ድማ፡ ኣብ ኣቕርንቲ እቲ መሰውኢ፡ ኣብ ዙርያኡ ይልከዮ። 19 ካብቲ ደም ከኣ ብኣጻብዑ ሸውዓተ ሳዕ ኣብ ልዕሊኡ ይንጸግ፣ ካብ ርኽሰት እስራኤላውያን ድማ የንጽሃዮን ይቐድሶን።

20 “ነቲ መቕደስን ንድንኳን ምርኻብን ነቲ መሰውእን+ ኣተዓሪቑ ምስ ወድአ ኸኣ፡+ ነቲ ህያው ወጠጦ የቕርቦ።+ 21 ኣሮን ድማ ክልቲኡ ኣእዳዉ ኣብ ርእሲ እቲ ህያው ወጠጦ የንብር እሞ፡ ኵሉ ስሕተት እስራኤላውያንን ኵሉ ኣበሳኦምን ኵሉ ሓጢኣቶምን ኣብ ልዕሊኡ ይናዘዝ፣ ኣብ ርእሲ እቲ ወጠጦ ኸኣ የንብሮ እሞ፡+ ብኢድ ሓደ ነዚ እተመደበ* ሰብኣይ ገይሩ ናብ በረኻ ይስደዶ። 22 እቲ ወጠጦ ኸኣ፡ ንዅሉ ስሕተቶም ኣብ ልዕሊኡ ናብ ምድረ በዳ ይጹሮ፣+ ነቲ ወጠጦ ድማ ናብ በረኻ ይስደዶ።+

23 “ኣሮን ድማ ናብ ድንኳን ምርኻብ ይእቶ እሞ፡ ነቲ ናብቲ መቕደስ ኪኣቱ ኸሎ ዚኽደኖ ኽዳውንቲ በፍታ የውጽኣዮ፣ ኣብኡ ኸኣ ይሕደጎ። 24 ኣብ ቅዱስ ቦታ ድማ ሰብነቱ* ብማይ ይተሓጸብ፡+ ክዳውንቱ ኸኣ ይከደን፣+ ወጺኡ ድማ ነቲ ዚሓርር መስዋእቱን+ ነቲ ዚሓርር መስዋእቲ እቲ ህዝብን+ ይሰውእ፡ ንርእሱን ነቲ ህዝብን ከኣ የተዓርቕ።+ 25 ንስብሒ እቲ መስዋእቲ ሓጢኣት ድማ ኣብቲ መሰውኢ የሕርሮ።

26 “እቲ ነቲ ወጠጦ ንዓዛዜል+ ዝሰደደ ኸኣ፡ ክዳውንቱ ይሕጸብ፡ ሰብነቱ ድማ ብማይ ይተሓጸብ፡ ድሕርዚ ኸኣ ናብ ሰፈር ኪኣቱ ይኽእል እዩ።

27 “እቶም ደሞም ንምትዕራቕ ተባሂሉ ናብቲ መቕደስ ዝኣተወ ዝራብዕ መስዋእቲ ሓጢኣትን ወጠጦ መስዋእቲ ሓጢኣትን ከኣ፡ ናብ ወጻኢ ሰፈር ይወሰዱ፣ ቈርበቶምን ስጋኦምን ፈርሶምን ድማ ብሓዊ ይንደድ።+ 28 እቲ ዜንድዶም ከኣ ክዳውንቱ ይሕጸብ፡ ሰብነቱ ድማ ብማይ ይተሓጸብ፡ ድሕርዚ ኸኣ ናብ ሰፈር ኪኣቱ ይኽእል እዩ።

29 “እዚ ናይ ሓዋሩ ሕጊ ይኹንኩም፦ ኣብ ሻውዐይቲ ወርሒ፡ ኣብ ዓስረይቲ መዓልቲ እታ ወርሒ፡ ወዲ ዓዲ ዀነ ወይ ኣብ መንጎኹም ዚቕመጥ ጓና፡ ርእስኹም ኣሕስሙ፡* ገለ ዕዮ እውን ኣይትዕየዩ።+ 30 በታ መዓልቲ እቲኣ ንጹሃት ምእንቲ ኽትብሃሉስ፡ ክትተዓረቑ ኢኹም።+ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ድማ ካብ ኵሉ ሓጢኣትኩም ክትነጽሁ ኢኹም።+ 31 ንዓኻትኩም ምሉእ ዕረፍቲ እተዕርፉላ ሰንበት እያ፣ ርእስኹም* ከኣ ኣሕስሙ።+ እዚ ናይ ሓዋሩ ሕጊ እዩ።

32 “እቲ ኣብ ክንዲ ኣቦኡ+ ኻህን ኪኸውን እተቐብአን+ እተሸመን* ካህን+ የተዓርቕ፣ ነቲ ኽዳውንቲ በፍታ፡+ ነቲ ቕዱስ ክዳውንቲ ድማ ይከደን።+ 33 ነቲ ቕዱስ መቕደስን+ ንድንኳን ምርኻብን+ ነቲ መሰውእን+ ከኣ የተዓርቕ፣ ንኻህናትን ንዅሉ ህዝቢ እቲ ጉባኤን እውን የተዓርቕ።+ 34 ንእስራኤላውያን ካብ ኵሉ ሓጢኣቶም ሓንሳእ ኣብ ዓመት ንምትዕራቕ፡+ እዚ ናይ ሓዋሩ ሕጊ ይኹንኩም።”+

ንሱ ኸኣ ከምቲ የሆዋ ንሙሴ ዝኣዘዞ ገበረ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ