ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ሳሙኤል 22
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ሳሙኤል—ትሕዝቶ

      • ዳዊት ንኣምላኽ ስለቲ ግብርታት ድሕነቱ ወደሶ (1-51)

        • ‘የሆዋ ኸውሐይ እዩ’ (2)

        • የሆዋ ንእሙናት እሙን እዩ (26)

2 ሳሙኤል 22:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 34:19
  • +1ሳሙ 23:14፣ መዝ 18:ልዕለ ጽሑፍ
  • +ዘጸ 15:1፣ መሳ 5:1

2 ሳሙኤል 22:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 31:3
  • +መዝ 18:2, 3

2 ሳሙኤል 22:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

  • *

    ወይ፡ “ሓያል መድሓንየይ።”

  • *

    ወይ፡ “ውሑስ መዕቈብየይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 32:4፣ 1ሳሙ 2:1, 2
  • +ዘፍ 15:1፣ ዘዳ 33:29፣ መዝ 3:3
  • +መዝ 9:9፣ ምሳ 18:10
  • +መዝ 59:16
  • +ኢሳ 12:2፣ ሉቃ 1:46, 47፣ ቲቶ 3:4

2 ሳሙኤል 22:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 69:14
  • +መዝ 18:4

2 ሳሙኤል 22:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሲኦል፡” ማለት፡ ሓፈሻዊ መቓብር ደቂ ሰብ። ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 116:3, 4
  • +መዝ 18:5

2 ሳሙኤል 22:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 142:1፣ ዮና 2:2
  • +ዘጸ 3:7፣ መዝ 18:6፣ 34:15

2 ሳሙኤል 22:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 5:4
  • +እዮ 26:11
  • +መዝ 18:7-12፣ 77:18

2 ሳሙኤል 22:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 30:27

2 ሳሙኤል 22:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 144:5፣ ኢሳ 64:1
  • +ዘዳ 4:11፣ 1ነገ 8:12፣ መዝ 18:9፣ 97:2

2 ሳሙኤል 22:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንፋስ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 4:4፣ መዝ 80:1፣ 99:1
  • +እብ 1:7

2 ሳሙኤል 22:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 36:29

2 ሳሙኤል 22:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 19:16፣ 1ሳሙ 2:10
  • +መዝ 18:13-16፣ ኢሳ 30:30

2 ሳሙኤል 22:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 7:13፣ 77:17
  • +መዝ 144:6

2 ሳሙኤል 22:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 15:8
  • +ዘጸ 14:21፣ መዝ 106:9፣ 114:3

2 ሳሙኤል 22:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 18:16-19፣ 124:2-4፣ 144:7

2 ሳሙኤል 22:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 3:7፣ 56:9

2 ሳሙኤል 22:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 19:11፣ 23:26፣ 2ሳሙ 15:10

2 ሳሙኤል 22:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ርሒብ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 31:8
  • +መዝ 149:4

2 ሳሙኤል 22:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 26:23፣ 1ነገ 8:32
  • +መዝ 18:20-24፣ 24:3, 4

2 ሳሙኤል 22:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 6:1፣ መዝ 19:9
  • +ዘዳ 8:11

2 ሳሙኤል 22:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 84:11
  • +መዝ 18:23፣ ምሳ 14:16

2 ሳሙኤል 22:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 34:11፣ ኢሳ 3:10፣ እብ 11:6
  • +መዝ 18:24፣ ምሳ 5:21

2 ሳሙኤል 22:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 37:28፣ 97:10
  • +መዝ 18:25-30

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2010፡ ገጽ 26

    15/8/2002፡ ገጽ 5

2 ሳሙኤል 22:27

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ከም ዓሻ ትኸውን” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 5:8፣ 1ጴጥ 1:16
  • +መዝ 125:5

2 ሳሙኤል 22:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 34:28
  • +ዳን 4:37፣ 1ጴጥ 5:5

2 ሳሙኤል 22:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 27:1
  • +መዝ 97:11

2 ሳሙኤል 22:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 18:29፣ ፊል 4:13፣ እብ 11:33, 34

2 ሳሙኤል 22:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 32:4
  • +መዝ 12:6፣ ምሳ 30:5
  • +መዝ 35:2፣ 91:4

2 ሳሙኤል 22:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 44:6
  • +ዘዳ 32:31፣ መዝ 18:31-42

2 ሳሙኤል 22:33

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 27:1፣ ኢሳ 12:2
  • +ኢሳ 26:7

2 ሳሙኤል 22:34

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 33:15, 16፣ ኣን 3:19

2 ሳሙኤል 22:36

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 18:35፣ 113:6-8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    8/2020፡ ገጽ 8

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2012፡ ገጽ 17

    15/9/2010፡ ገጽ 14

    1/11/2004፡ ገጽ 29

2 ሳሙኤል 22:37

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓካሪቶታተይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 17:5

2 ሳሙኤል 22:39

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 14:13

2 ሳሙኤል 22:40

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 23:5
  • +1ሳሙ 17:49፣ መዝ 44:3, 5

2 ሳሙኤል 22:41

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዝባን ጸላእተይ ትህበኒ።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ስቕ ከብሎም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 49:8
  • +መዝ 18:40

2 ሳሙኤል 22:42

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 28:6፣ ምሳ 1:28፣ ኢሳ 1:15፣ ሚክ 3:4

2 ሳሙኤል 22:44

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 30:6፣ 2ሳሙ 15:12
  • +2ሳሙ 8:3፣ መዝ 2:8፣ 60:8
  • +መዝ 18:43-45

2 ሳሙኤል 22:45

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ብእዝኒ ሰሚዖም ይእዘዙኒ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 33:29

2 ሳሙኤል 22:46

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኪጽምልዉ።”

2 ሳሙኤል 22:47

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 32:4
  • +መዝ 18:46፣ 89:26

2 ሳሙኤል 22:48

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 25:29፣ 2ሳሙ 18:19
  • +መዝ 18:47፣ 110:1፣ 144:1, 2

2 ሳሙኤል 22:49

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 5:12፣ 7:9
  • +መዝ 18:48

2 ሳሙኤል 22:50

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ከዝይም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 32:43፣ መዝ 117:1
  • +1ዜና 16:9፣ መዝ 145:2፣ ሮሜ 15:9

2 ሳሙኤል 22:51

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓብዪ ዓወታት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 2:6፣ 21:1
  • +መዝ 89:20, 29፣ ሉቃ 1:32, 33

ሓፈሻዊ

2 ሳሙ. 22:1መዝ 34:19
2 ሳሙ. 22:11ሳሙ 23:14፣ መዝ 18:ልዕለ ጽሑፍ
2 ሳሙ. 22:1ዘጸ 15:1፣ መሳ 5:1
2 ሳሙ. 22:2መዝ 31:3
2 ሳሙ. 22:2መዝ 18:2, 3
2 ሳሙ. 22:3ዘዳ 32:4፣ 1ሳሙ 2:1, 2
2 ሳሙ. 22:3ዘፍ 15:1፣ ዘዳ 33:29፣ መዝ 3:3
2 ሳሙ. 22:3መዝ 9:9፣ ምሳ 18:10
2 ሳሙ. 22:3መዝ 59:16
2 ሳሙ. 22:3ኢሳ 12:2፣ ሉቃ 1:46, 47፣ ቲቶ 3:4
2 ሳሙ. 22:5መዝ 69:14
2 ሳሙ. 22:5መዝ 18:4
2 ሳሙ. 22:6መዝ 116:3, 4
2 ሳሙ. 22:6መዝ 18:5
2 ሳሙ. 22:7መዝ 142:1፣ ዮና 2:2
2 ሳሙ. 22:7ዘጸ 3:7፣ መዝ 18:6፣ 34:15
2 ሳሙ. 22:8መሳ 5:4
2 ሳሙ. 22:8እዮ 26:11
2 ሳሙ. 22:8መዝ 18:7-12፣ 77:18
2 ሳሙ. 22:9ኢሳ 30:27
2 ሳሙ. 22:10መዝ 144:5፣ ኢሳ 64:1
2 ሳሙ. 22:10ዘዳ 4:11፣ 1ነገ 8:12፣ መዝ 18:9፣ 97:2
2 ሳሙ. 22:111ሳሙ 4:4፣ መዝ 80:1፣ 99:1
2 ሳሙ. 22:11እብ 1:7
2 ሳሙ. 22:12እዮ 36:29
2 ሳሙ. 22:14ዘጸ 19:16፣ 1ሳሙ 2:10
2 ሳሙ. 22:14መዝ 18:13-16፣ ኢሳ 30:30
2 ሳሙ. 22:15መዝ 7:13፣ 77:17
2 ሳሙ. 22:15መዝ 144:6
2 ሳሙ. 22:16ዘጸ 15:8
2 ሳሙ. 22:16ዘጸ 14:21፣ መዝ 106:9፣ 114:3
2 ሳሙ. 22:17መዝ 18:16-19፣ 124:2-4፣ 144:7
2 ሳሙ. 22:18መዝ 3:7፣ 56:9
2 ሳሙ. 22:191ሳሙ 19:11፣ 23:26፣ 2ሳሙ 15:10
2 ሳሙ. 22:20መዝ 31:8
2 ሳሙ. 22:20መዝ 149:4
2 ሳሙ. 22:211ሳሙ 26:23፣ 1ነገ 8:32
2 ሳሙ. 22:21መዝ 18:20-24፣ 24:3, 4
2 ሳሙ. 22:23ዘዳ 6:1፣ መዝ 19:9
2 ሳሙ. 22:23ዘዳ 8:11
2 ሳሙ. 22:24መዝ 84:11
2 ሳሙ. 22:24መዝ 18:23፣ ምሳ 14:16
2 ሳሙ. 22:25እዮ 34:11፣ ኢሳ 3:10፣ እብ 11:6
2 ሳሙ. 22:25መዝ 18:24፣ ምሳ 5:21
2 ሳሙ. 22:26መዝ 37:28፣ 97:10
2 ሳሙ. 22:26መዝ 18:25-30
2 ሳሙ. 22:27ማቴ 5:8፣ 1ጴጥ 1:16
2 ሳሙ. 22:27መዝ 125:5
2 ሳሙ. 22:28እዮ 34:28
2 ሳሙ. 22:28ዳን 4:37፣ 1ጴጥ 5:5
2 ሳሙ. 22:29መዝ 27:1
2 ሳሙ. 22:29መዝ 97:11
2 ሳሙ. 22:30መዝ 18:29፣ ፊል 4:13፣ እብ 11:33, 34
2 ሳሙ. 22:31ዘዳ 32:4
2 ሳሙ. 22:31መዝ 12:6፣ ምሳ 30:5
2 ሳሙ. 22:31መዝ 35:2፣ 91:4
2 ሳሙ. 22:32ኢሳ 44:6
2 ሳሙ. 22:32ዘዳ 32:31፣ መዝ 18:31-42
2 ሳሙ. 22:33መዝ 27:1፣ ኢሳ 12:2
2 ሳሙ. 22:33ኢሳ 26:7
2 ሳሙ. 22:34ኢሳ 33:15, 16፣ ኣን 3:19
2 ሳሙ. 22:36መዝ 18:35፣ 113:6-8
2 ሳሙ. 22:37መዝ 17:5
2 ሳሙ. 22:39ዘጸ 14:13
2 ሳሙ. 22:401ሳሙ 23:5
2 ሳሙ. 22:401ሳሙ 17:49፣ መዝ 44:3, 5
2 ሳሙ. 22:41ዘፍ 49:8
2 ሳሙ. 22:41መዝ 18:40
2 ሳሙ. 22:421ሳሙ 28:6፣ ምሳ 1:28፣ ኢሳ 1:15፣ ሚክ 3:4
2 ሳሙ. 22:441ሳሙ 30:6፣ 2ሳሙ 15:12
2 ሳሙ. 22:442ሳሙ 8:3፣ መዝ 2:8፣ 60:8
2 ሳሙ. 22:44መዝ 18:43-45
2 ሳሙ. 22:45ዘዳ 33:29
2 ሳሙ. 22:47ዘዳ 32:4
2 ሳሙ. 22:47መዝ 18:46፣ 89:26
2 ሳሙ. 22:481ሳሙ 25:29፣ 2ሳሙ 18:19
2 ሳሙ. 22:48መዝ 18:47፣ 110:1፣ 144:1, 2
2 ሳሙ. 22:492ሳሙ 5:12፣ 7:9
2 ሳሙ. 22:49መዝ 18:48
2 ሳሙ. 22:50ዘዳ 32:43፣ መዝ 117:1
2 ሳሙ. 22:501ዜና 16:9፣ መዝ 145:2፣ ሮሜ 15:9
2 ሳሙ. 22:51መዝ 2:6፣ 21:1
2 ሳሙ. 22:51መዝ 89:20, 29፣ ሉቃ 1:32, 33
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
  • 41
  • 42
  • 43
  • 44
  • 45
  • 46
  • 47
  • 48
  • 49
  • 50
  • 51
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ሳሙኤል 22:1-51

2 ሳሙኤል

22 ዳዊት ድማ በታ የሆዋ ኻብ ኢድ ኵሎም ጸላእቱን+ ካብ ኢድ ሳኦልን ዘናገፎ መዓልቲ፡+ ንየሆዋ ቓላት እዚ መዝሙር እዚ ተዛረቦ።+ 2 ከምዚ ኸኣ በለ፦

“የሆዋ ኸውሐይን ዕርደይን+ መናገፍየይን+ እዩ።

 3 ኣምላኸይ ዝምዕቈበሉ ኸውሐይ፡+

ዋልታይን+ ቀርኒ* ድሕነተይን፡* እምባይ፡*+

መህደምየይ፡+ መድሓንየይ+ እዩ፣ ንስኻ ኻብ ዓመጻ ተድሕነኒ።

 4 ነቲ ኺውደስ ዚግብኦ የሆዋ ኽጽውዕ፡

ካብ ጸላእተይ ድማ ክድሕን እየ።

 5 ማዕበላት ሞት ከቢቡ ጸፊዑኒ፣+

ወሓይዝ ዘይጠቕሙ ሰባት ኣሸቢሩኒ።+

 6 ኣግማድ መቓብር* ከቢቡኒ፣+

መፈንጠራታት ሞት ኣጋጢሙኒ።+

 7 ብጭንቀይ ንየሆዋ ጸዊዐዮ፡+

ናብ ኣምላኸይ ከኣ ተማህሊለ።

ካብ መቕደሱ ድምጸይ ሰሚዑ፡

ኣውያተይ ኣብ ኣእዛኑ በጺሑ።+

 8 ምድሪ ተናዊጻን ኣንቀጥቂጣን፣+

መሰረታት ሰማያት ኣንደቕዲቑ፡+

ስለ እተቘጥዐ ድማ፡ ተናዊጹ።+

 9 ካብ ኣፍንጫኡ ትኪ ዓሪጉ፡

ካብ ኣፉ ኸኣ ዚባላዕ ሓዊ ወጺኡ፣+

ካብኡ ጓህሪ ተባሪዑ።

10 ኪወርድ ከሎ፡ ንሰማያት ኣድኒንዎ፡+

ኣብ ትሕቲ ኣእጋሩ እውን ብርቱዕ ድነ ነይሩ።+

11 ኣብ ልዕሊ ኪሩቤል+ ተወጢሑ እናነፈረ መጺኡ።

ኣብ ኣኽናፍ መንፈስ* ከኣ ተራእዩ።+

12 ኣብ ጸልማት ማያትን ከቢድ ደበናታትን፡

ንጸልማት ከም መጽለሊ ኣብ ዙርያኡ ገይሩ።+

13 ካብቲ ኣብ ቅድሚኡ ዘሎ ድምቀት፡ ጓህሪ ተባሪዑ።

14 የሆዋ ድማ ካብ ሰማይ ኣንጐድጒዱ፣+

እቲ ልዑል፡ ድምጹ ኣስሚዑ።+

15 ፍላጻታቱ ወርዊሩ+ ፋሕ ኣቢልዎም፣

ብበርቂ ኸኣ ኣሸቢርዎም።+

16 ብምንፋስ ትንፋስ ኣፍንጫኡ፡

ብመግናሕቲ የሆዋ፡ መሰረታት ምድሪ ተቐሊዑ፣+

ባይታ ባሕሪ ድማ ተራእዩ።+

17 ኢዱ ኻብ ላዕሊ ናብ ታሕቲ ዘርጊሑ፣

ሒዙ ኸኣ ካብ ዓሚቝ ማያት ኣውጺኡኒ።+

18 ካብ ሓያል ጸላእየይ፡

ካብቶም ካባይ ዚሕይሉ ዚጸልኡኒ ኣናጊፉኒ።+

19 ብመዓልቲ ጥፍኣተይ ገጢሞምለይ፣+

ግናኸ፡ የሆዋ ደገፍ ኰይኑኒ።

20 ናብ ውሑስ ቦታ* ኣውጺኡኒ፣+

ብኣይ ባህ ስለ ዝበሎ፡ ኣናጊፉኒ።+

21 የሆዋ ኸም ጽድቀይ ይፈድየኒ፣+

ከም ንጽህና ኢደይ ይኽሕሰኒ።+

22 ከመይሲ፡ መገድታት የሆዋ ሓልየ እየ፣

ንኣምላኸይ ብምሕዳግ ድማ እከይ ኣይገበርኩን።

23 ኵሉ ፍርድታቱ+ ኣብ ቅድመይ እዩ፣

ካብ ሕግታቱ ኸኣ ኣየላገስኩን።+

24 ኣብ ቅድሚኡ መንቅብ ዘይብለይ ክኸውን፡+

ካብ ስሕተት እውን ክሕሎ እየ።+

25 የሆዋ ኸም ጽድቀይ፡+

ከምቲ ኣብ ቅድሚኡ ዘሎ ንጽህናይ ይኽሓሰኒ።+

26 ምስ እሙን፡ እሙን ትኸውን፣+

መንቅብ ምስ ዘይብሉ ጅግና ኸኣ፡ መንቅብ ዘይብልካ ትኸውን፣+

27 ምስ ንጹህ፡ ንጹህ ትኸውን፡+

ምስ ቄናን ግና፡ ትጐርሕ።*+

28 ንትሑታትሲ ተድሕኖም፣+

ኣዒንትኻ ግና ኣንጻር ዕቡያት እየን፡ ተዋርዶም ድማ።+

29 ኦ የሆዋ፡ ንስኻስ መብራህተይ ኢኻ፣+

ንጸልማተይ ዜብርሆ የሆዋ እዩ።+

30 ብሓገዝካ ንዘማቲ ጭፍራ ኸጥቅዕ እኽእል፣

ብሓይሊ ኣምላኽ መንደቕ ክሓኵር እኽእል።+

31 መገዲ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ፍጽምቲ እያ፣+

ቃል የሆዋ እተጻረየ እዩ።+

ንዅሎም እቶም ዚምዕቈብዎ ዋልታኦም እዩ።+

32 ብዘይካ የሆዋስ ኣምላኽ መን እዩ፧+

ብዘይካ ኣምላኽናኸ ኸውሒ መን እዩ፧+

33 እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ጽኑዕ ዕርደይ እዩ፣+

ንመገደይ ከኣ ፍጹም ይገብሮ።+

34 ንኣእጋረይ ከም ናይ እራብ ይገብረን፣

ኣብ በረኽቲ ድማ የቝመኒ።+

35 ንኣእዳወይ ንውግእ የሰልጥነን፡

ቀላጽመይ ቀስቲ ነሓሲ ኺግትራ ይኽእላ።

36 ዋልታ ድሕነትካ ትህበኒ፡

ትሕትናኻ ኸኣ ተዕብየኒ።+

37 መገዲ ስጕምትታተይ ተግፍሕ፣

ኣእጋረይ* እውን ኣየንደልህጻን።+

38 ንጸላእተይ ስዒበ ኸጥፍኦም፡

ክሳዕ ዚድምሰሱ ድማ ኣይክምለስን እየ።

39 ምእንቲ ኸይትንስኡ፡ ክድምስሶምን ክጭፍልቖምን እየ፣+

ኣብ ትሕቲ ኣእጋረይ ኪወድቁ እዮም።

40 ንውግእ ብብርታዐ ተዕጥቐኒ፣+

ንጸላእተይ ከኣ ኣብ ትሕተይ ተውድቖም።+

41 ንጸላእተይ ካባይ ከም ዜንሳሕቡ ትገብር፣*+

ነቶም ዚጸልኡኒ ድማ መወዳእታ ኽገብረሎም* እየ።+

42 የእውዩ፡ ዜድሕኖም ግና የልቦን፣

ናብ የሆዋ እውን ይምህለሉ፡ ንሱ ግና ኣይምልሰሎምን።+

43 ከም ሓመድ ምድሪ ኽደቝሶም እየ፣

ከም ኣብ ጐደና ዘሎ ጭቃ ኸድቅቖምን ክረግጾምን እየ።

44 ካብ ነቐፌታ ህዝበይ ተናግፈኒ።+

ርእሲ ኣህዛብ ክኸውን ትሕልወኒ፣+

ዘይፈለጥክዎ ህዝቢ ኺግዝኣኒ እዩ።+

45 ጓኖት ሸቘጥቈጥ እናበሉ ናብ ቅድመይ ኪመጹ፡+

በቲ ብዛዕባይ ዝሰምዕዎ ኺእዘዙኒ እዮም።*

46 ጓኖት ኪጃጅዉ፡*

ካብ ዕርድታቶም ራዕራዕ እናበሉ ኺመጹ እዮም።

47 የሆዋ ህያው እዩ! እቲ ኸውሐይ ይወደስ!+

እቲ ኣምላኽ ከውሒ ድሕነተይ ልዕል ይበል።+

48 እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ሕነ ይፈድየለይ፣+

ንህዝብታት ድማ ኣብ ትሕተይ የምበርክኾም፣+

49 ንሱ ኻብ ጸላእተይ የናግፈኒ።

ኣብ ልዕሊ እቶም ዜጥቅዑኒ ልዕል ተብለኒ፣+

ካብ ሰብኣይ ዓመጻ ተድሕነኒ።+

50 ስለዚ፡ ኦ የሆዋ፡ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ከመስግነካ፡+

ንስምካ እውን ውዳሰ ኽዝምር* እየ፦+

51 ንንጉሱ ዓብዪ ግብርታት ድሕነት* ይገብር፣+

ንዘለኣለም ንዳዊትን ንዘርኡን፡

ነቲ ቕቡኡ ብተኣማንነት የፍቅር።”+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ