ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 128
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ንየሆዋ ምፍራህ ዜምጽኦ ሓጐስ

        • ሰበይቲ ኸም ፈራዪት ተኽሊ ወይኒ ትኸውን (3)

        • “ጽቡቕ የሩሳሌም ርአ” (5)

መዝሙር 128:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 112:1፣ 119:1፣ ሚክ 6:8፣ እብ 5:7

መዝሙር 128:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መክ 5:18፣ ኢሳ 65:22

መዝሙር 128:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 23:26፣ መዝ 127:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2000፡ ገጽ 30

    15/5/2000፡ ገጽ 27

መዝሙር 128:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 127:4, 5

መዝሙር 128:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 122:6፣ ኢሳ 33:20

ሓፈሻዊ

መዝ. 128:1መዝ 112:1፣ 119:1፣ ሚክ 6:8፣ እብ 5:7
መዝ. 128:2መክ 5:18፣ ኢሳ 65:22
መዝ. 128:3ዘጸ 23:26፣ መዝ 127:3
መዝ. 128:4መዝ 127:4, 5
መዝ. 128:5መዝ 122:6፣ ኢሳ 33:20
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 128:1-6

መዝሙር

መዝሙር ምድያብ።

128 ንየሆዋ ዚፈርሆ፡

ብመገድታቱ ድማ ዚመላለስ ዘበለ ሕጉስ እዩ።+

 2 ኣእዳውካ ዝጸዓራሉ ኽትበልዕ ኢኻ።

ሕጉስ ክትከውን፡ ጽቡቕ እውን ኪዀነልካ እዩ።+

 3 ሰበይትኻ ኣብ ውሽጢ ቤትካ ኸም ፈራዪት ተኽሊ ወይኒ ኽትከውን እያ፣+

ደቅኻ ኣብ ዙርያ መኣድኻ ኸም እተተኽሉ ጨናፍር ኦም ኣውልዕ ኪዀኑ እዮም።

 4 እንሆ፡ ንየሆዋ ዚፈርሆ ሰብ

ከምኡ እዩ ዚባረኽ።+

 5 የሆዋ ኻብ ጽዮን ኪባርኸካ እዩ።

ኵለን መዓልትታት ህይወትካ፡ ጽቡቕ የሩሳሌም ርአ፣+

 6 ደቂ ደቅኻ እውን ርአ።

ሰላም ኣብ እስራኤል ይኹን።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ