ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መሳፍንቲ 1
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መሳፍንቲ—ትሕዝቶ

      • ይሁዳን ስምኦንን ዝሓዝዎ ቦታታት (1-20)

      • ይቡሳውያን ካብ የሩሳሌም ኣይለቐቑን (21)

      • ዮሴፍ ንቤት-ኤል ሓዛ (22-26)

      • ከነኣናውያን ጠሪሶም ኣይተሰጕጉን (27-36)

መሳፍንቲ 1:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ደቂ እስራኤል።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 24:29
  • +ዘሁ 27:18, 21፣ መሳ 20:18

መሳፍንቲ 1:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሂበዮ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 49:8፣ ዘዳ 33:7፣ 1ዜና 5:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2005፡ ገጽ 24

መሳፍንቲ 1:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ዕጫይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 15:1፣ 19:1, 9

መሳፍንቲ 1:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 9:3

መሳፍንቲ 1:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 10:6፣ ዘዳ 20:17
  • +ዘፍ 15:18-21፣ ዘጸ 3:8፣ መሳ 3:5፣ 1ነገ 9:20, 21

መሳፍንቲ 1:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2005፡ ገጽ 24

መሳፍንቲ 1:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 15:8, 12

መሳፍንቲ 1:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 15:63፣ መሳ 1:21

መሳፍንቲ 1:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 11:16፣ 15:20, 33

መሳፍንቲ 1:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 11:21፣ 15:13, 14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 9/2021፡ ገጽ 9

መሳፍንቲ 1:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 10:38
  • +እያ 15:15

መሳፍንቲ 1:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 13:3, 6፣ 14:24፣ ዘዳ 1:35, 36፣ እያ 14:13
  • +እያ 15:16-19

መሳፍንቲ 1:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 3:9
  • +1ዜና 4:13

መሳፍንቲ 1:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣብ ኣድጊ ኸላ ብኣእዳዋ ኣጣቕዐት” ኪኸውን ይኽእል። ማለት፡ ቈላሕታ ንምርካብ።

መሳፍንቲ 1:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነጌብ።”

  • *

    ትርጉሙ፡ “ለሰታት (ጭሔሎታት) ማይ።”

መሳፍንቲ 1:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 24:21፣ መሳ 4:11
  • +ዘጸ 3:1፣ 4:18፣ 18:1፣ ዘሁ 10:29
  • +ዘዳ 34:3፣ መሳ 3:13
  • +ዘሁ 21:1
  • +ዘሁ 10:29-32

መሳፍንቲ 1:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ትርጉሙ፡ “ንጥፍኣት ምምጣው።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 27:29፣ ዘዳ 20:16
  • +እያ 19:1, 4

መሳፍንቲ 1:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 10:19፣ እያ 11:22
  • +መሳ 14:19
  • +እያ 13:1-3፣ 15:20, 45

መሳፍንቲ 1:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓሚቝ ጐልጐል።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ሰረገላታት ሓጺን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 20:1፣ እያ 17:16

መሳፍንቲ 1:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 14:24፣ እያ 14:9
  • +ዘሁ 13:22

መሳፍንቲ 1:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 15:63፣ 2ሳሙ 5:6

መሳፍንቲ 1:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 14:4
  • +ዘፍ 49:22, 24፣ እያ 16:1፣ መዝ 44:3

መሳፍንቲ 1:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 35:6

መሳፍንቲ 1:24

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ብተኣማንነት ከነፍቅረካ።”

መሳፍንቲ 1:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 6:25፣ 1ሳሙ 15:6

መሳፍንቲ 1:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 21:8, 25፣ መሳ 5:19
  • +እያ 17:11, 12

መሳፍንቲ 1:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 9:25፣ 1ነገ 9:20, 21
  • +ዘሁ 33:55፣ ዘዳ 7:2፣ 20:16፣ እያ 17:13

መሳፍንቲ 1:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 16:10፣ 1ነገ 9:16

መሳፍንቲ 1:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 19:15, 16
  • +ዘዳ 20:17፣ መሳ 2:2

መሳፍንቲ 1:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 11:8፣ 19:28, 31
  • +እያ 19:29, 31
  • +እያ 19:30, 31
  • +እያ 21:8, 31

መሳፍንቲ 1:33

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 7:2
  • +እያ 19:38, 39

መሳፍንቲ 1:34

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓሚቝ ጐልጐል።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 19:47፣ መሳ 18:1

መሳፍንቲ 1:35

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኢድ ቤት ዮሴፍ እናኸበደት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 10:12
  • +እያ 19:42, 48

መሳፍንቲ 1:36

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 34:2, 4፣ እያ 15:3, 12

ሓፈሻዊ

መሳ. 1:1እያ 24:29
መሳ. 1:1ዘሁ 27:18, 21፣ መሳ 20:18
መሳ. 1:2ዘፍ 49:8፣ ዘዳ 33:7፣ 1ዜና 5:2
መሳ. 1:3እያ 15:1፣ 19:1, 9
መሳ. 1:4ዘዳ 9:3
መሳ. 1:5ዘፍ 10:6፣ ዘዳ 20:17
መሳ. 1:5ዘፍ 15:18-21፣ ዘጸ 3:8፣ መሳ 3:5፣ 1ነገ 9:20, 21
መሳ. 1:7እያ 15:8, 12
መሳ. 1:8እያ 15:63፣ መሳ 1:21
መሳ. 1:9እያ 11:16፣ 15:20, 33
መሳ. 1:10እያ 11:21፣ 15:13, 14
መሳ. 1:11እያ 10:38
መሳ. 1:11እያ 15:15
መሳ. 1:12ዘሁ 13:3, 6፣ 14:24፣ ዘዳ 1:35, 36፣ እያ 14:13
መሳ. 1:12እያ 15:16-19
መሳ. 1:13መሳ 3:9
መሳ. 1:131ዜና 4:13
መሳ. 1:16ዘሁ 24:21፣ መሳ 4:11
መሳ. 1:16ዘጸ 3:1፣ 4:18፣ 18:1፣ ዘሁ 10:29
መሳ. 1:16ዘዳ 34:3፣ መሳ 3:13
መሳ. 1:16ዘሁ 21:1
መሳ. 1:16ዘሁ 10:29-32
መሳ. 1:17ዘሌ 27:29፣ ዘዳ 20:16
መሳ. 1:17እያ 19:1, 4
መሳ. 1:18ዘፍ 10:19፣ እያ 11:22
መሳ. 1:18መሳ 14:19
መሳ. 1:18እያ 13:1-3፣ 15:20, 45
መሳ. 1:19ዘዳ 20:1፣ እያ 17:16
መሳ. 1:20ዘሁ 14:24፣ እያ 14:9
መሳ. 1:20ዘሁ 13:22
መሳ. 1:21እያ 15:63፣ 2ሳሙ 5:6
መሳ. 1:22እያ 14:4
መሳ. 1:22ዘፍ 49:22, 24፣ እያ 16:1፣ መዝ 44:3
መሳ. 1:23ዘፍ 35:6
መሳ. 1:25እያ 6:25፣ 1ሳሙ 15:6
መሳ. 1:27እያ 21:8, 25፣ መሳ 5:19
መሳ. 1:27እያ 17:11, 12
መሳ. 1:28ዘፍ 9:25፣ 1ነገ 9:20, 21
መሳ. 1:28ዘሁ 33:55፣ ዘዳ 7:2፣ 20:16፣ እያ 17:13
መሳ. 1:29እያ 16:10፣ 1ነገ 9:16
መሳ. 1:30እያ 19:15, 16
መሳ. 1:30ዘዳ 20:17፣ መሳ 2:2
መሳ. 1:31እያ 11:8፣ 19:28, 31
መሳ. 1:31እያ 19:29, 31
መሳ. 1:31እያ 19:30, 31
መሳ. 1:31እያ 21:8, 31
መሳ. 1:33ዘዳ 7:2
መሳ. 1:33እያ 19:38, 39
መሳ. 1:34እያ 19:47፣ መሳ 18:1
መሳ. 1:35እያ 10:12
መሳ. 1:35እያ 19:42, 48
መሳ. 1:36ዘሁ 34:2, 4፣ እያ 15:3, 12
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መሳፍንቲ 1:1-36

መሳፍንቲ

1 ድሕሪ ሞት እያሱ፡+ እስራኤላውያን* ንየሆዋ፡ “ምስ ከነኣናውያን ንምውጋእ፡ ካባና መን ቅድም ይደይብ፧” ኢሎም ሓተትዎ።+ 2 የሆዋ ኸኣ፡ “ይሁዳ ይደይብ።+ እንሆ፡ እታ ምድሪ ኣብ ኢዱ እህቦ* ኣለኹ” ኢሉ መለሰ። 3 ይሁዳ ድማ ንስምኦን ሓዉ፡ “ምስ ከነኣናውያን ክዋጋእሲ፡ ናብ ብጽሒተይ* ምሳይ ደይብ።+ ኣነ ኸኣ ናብ ብጽሒትካ ምሳኻ ክኸይድ እየ” በሎ። ስምኦን ድማ ምስኡ ኸደ።

4 ይሁዳ ምስ ደየበ፡ የሆዋ ንከነኣናውያንን ንፈረዛውያንን ኣብ ኢዶም ሃቦም፣+ ንሳቶም ከኣ ኣብ ቤዜቅ ን10,000 ሰብኡት ሰዓሩ። 5 ንኣዶኒ-ቤዜቅ ድማ ኣብ ቤዜቅ ረኸብዎ እሞ ተዋግእዎ፣ ንከነኣናውያንን+ ንፈረዛውያንን ከኣ ሰዓርዎም።+ 6 ኣዶኒ-ቤዜቅ ምስ ሃደመ፡ ደድሕሪኡ ስዒቦም ሓዝዎ፡ ዓበይቶ ኢደ እግሩ ኸኣ ቈረጽዎ። 7 ሽዑ፡ ኣዶኒ-ቤዜቅ፡ “ዓበይቶ ኢደ እግሮም እተቘርጹ 70 ነገስታት ኣብ ትሕቲ መኣደይ ዚብላዕ ይኣርዩ ነይሮም እዮም። ኣምላኽ ከምቲ ግብረይ ፈድዩኒ” በለ። ድሕርዚ፡ ናብ የሩሳሌም ኣምጽእዎ፡+ ኣብኣ ድማ ሞተ።

8 ሰብ ይሁዳ ኸኣ ንየሩሳሌም ተዋግእዋን+ ሓዝዋን፣ ብሰይፊ ድማ ወቕዕዋ፣ ነታ ኸተማ ኸኣ ብሓዊ ኣንደድዋ። 9 ድሕሪኡ፡ ሰብ ይሁዳ ምስቶም ኣብ ኣኽራንን ኣብ ነጌብን ኣብ ሼፈላን ዚነብሩ ከነኣናውያን ኪዋግኡ ወረዱ።+ 10 ይሁዳ ድማ ናብቶም ኣብ ኬብሮን ዚቕመጡ ዝነበሩ ከነኣናውያን ከደ፣ (ቅድሚኡ ስም ኬብሮን፡ ቂርያት-ኣርባዕ ነበረ)፣ ንሸሻይን ንኣሒማንን ንታልማይን ከኣ ወቕዕዎም።+

11 ካብኡ ድማ ንነበርቲ ደቢር ኪጻረሩ ኸዱ።+ (ቅድሚኡ ስም ደቢር፡ ቂርያት-ሰፈር ነበረ።)+ 12 ካሌብ ከኣ፡+ “ንቂርያት-ሰፈር ዚወቕዓን ዚሕዛን፡ ዓክሳ ጓለይ ሰበይቲ ኽትኰኖ ኽህቦ እየ” በለ።+ 13 ዖትኒኤል+ ወዲ ቄናዝ፡+ ንእሽቶ ሓዉ ንካሌብ ድማ ሓዛ። ስለዚ፡ ዓክሳ ጓሉ ሰበይቲ ኽትኰኖ ሃቦ። 14 ንሳ ናብ ቤት ክትከይድ ከላ፡ ካብ ኣቦኣ ግራት ኪልምን ደፋፍኣቶ። ካብ ኣድጋ ድማ ወረደት።* ካሌብ ከኣ፡ “እንታይ ደሊኺ፧” ኢሉ ሓተታ። 15 ንሳ ኸኣ፡ “በረኸት ግዳ ሃበኒ፣ ኣብ ደቡብሲ* ምድሪ ሂብካኒ ኢኻ፣ ጉሎት-ማይም* እውን ሃበኒ” በለቶ። ንሱ ድማ ላዕለዋይ ጉሎትን ታሕተዋይ ጉሎትን ሃባ።

16 ደቂ ቄኒ+ ሓሙ ሙሴ ኸኣ፡+ ምስ ደቂ ይሁዳ ኻብ ከተማ ኣእዋም ተምሪ+ ናብቲ ብደቡብ ዓራድ ዘሎ በረኻ ይሁዳ ደየቡ።+ ናብኡ ኸይዶም ድማ ኣብ መንጎ እቲ ህዝቢ ተቐመጡ።+ 17 ይሁዳ ኸኣ ምስ ሓዉ ስምኦን ከደ፣ ነቶም ኣብ ጽፋት ዚነብሩ ከነኣናውያን ድማ ኣጥቅዕዎም፡ ንዓኣ ኸኣ ኣጥፍእዋ።+ ስለዚ፡ ስም እታ ኸተማ፡ ሖርማ* ተባህለ።+ 18 ይሁዳ ኸኣ ንጋዛን+ ንኸባቢኣን ንኣሽቀሎንን+ ንኸባቢኣን ንዔቅሮንን ንኸባቢኣን ሓዘን።+ 19 የሆዋ ምስ ይሁዳ ነበረ እሞ፡ ነቲ ኣኽራን ተረስተይዎ፣ ንነበርቲ እቲ ጐልጐል* ግና፡ ማዕጺድ ሓጺን ዘለወን ሰረገላታት* ስለ ዝነበራኦም፡ ኪሰጕግዎም ኣይከኣሉን።+ 20 ንካሌብ ድማ፡ ከምቲ ሙሴ ዘተስፈዎ፡ ኬብሮን ሃብዎ፣+ ንሱ ኸኣ ንሰለስቲኦም ደቂ ዓናቅ ካብኣ ሰጐጎም።+

21 ብንያማውያን ግና ነቶም ኣብ የሩሳሌም ዚነብሩ ይቡሳውያን ኣይሰጐጕዎምን፣ እቶም ይቡሳውያን ድማ ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ምስ ብንያማውያን ኣብ የሩሳሌም ይቕመጡ ኣለዉ።+

22 ቤት ዮሴፍ+ ድማ ንቤት-ኤል ኪጻረርዋ ደየቡ፡ የሆዋ ኸኣ ምሳታቶም ነበረ።+ 23 ቤት ዮሴፍ ድማ ንቤት-ኤል ይስልይዋ ነበሩ፣ (ቅድሚኡ ስም እታ ኸተማ፡ ሉዝ ነበረ)፣+ 24 እቶም ሰለይቲ ኸኣ፡ ሓደ ሰብኣይ ካብታ ኸተማ ኺወጽእ ረኣዩ። ንዕኡ ድማ፡ “በጃኻ፡ መእተዊ እዛ ኸተማ ኣርእየና እሞ፡ ክንልውሃልካ* ኢና” በልዎ። 25 እቲ ሰብኣይ ከኣ፡ መእተዊ እታ ኸተማ ኣርኣዮም፣ ንሳቶም ድማ ነታ ኸተማ ብሰይፊ ወቕዕዋ፣ ነቲ ሰብኣይን ንዓሌቱን ግና ይኺዱ ሓደግዎም።+ 26 እቲ ሰብኣይ ከኣ ናብ ምድሪ ሔታውያን ከይዱ፡ ከተማ ሰርሐ እሞ፡ ሉዝ ኢሉ ሰመያ፣ ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ድማ ስማ ንሱ እዩ።

27 ምናሴ ኸኣ ንቤት-ሸኣንን ንዓድታታን፡ ንታዓናክን+ ንዓድታታን፡ ንነበርቲ ዶርን ዓድታታን፡ ንነበርቲ ዪብልዓምን ዓድታታን፡ ንነበርቲ መጊዶን ዓድታታን ኣይወረሶምን።+ እቶም ከነኣናውያን ከኣ ኣብታ ምድሪ እቲኣ ኺነብሩ ቘረጹ። 28 እስራኤል ምስ በርትዐ፡ ነቶም ከነኣናውያን ብግዲ ኣሸቀሎም እምበር፡+ ጠሪሱ ኣይሰጐጎምን።+

29 ኤፍሬም እውን ነቶም ኣብ ጌዘር ዚቕመጡ ዝነበሩ ከነኣናውያን ኣይሰጐጎምን። እቶም ከነኣናውያን ድማ ኣብ መንጎኦም ኣብ ጌዘር ተቐመጡ።+

30 ዛብሎን ንነበርቲ ቂጥሮንን ንነበርቲ ናሃሎልን ኣይሰጐጎምን።+ እቶም ከነኣናውያን ከኣ ኣብ መንጎኦም ተቐመጡ፡ ብግዲ ዚሽቅሉ እውን ኰኑ።+

31 ኣሴር ንነበርቲ ዓኮን ንነበርቲ ሲዶንን+ ኣሕላብን ኣክዚብን+ ሔልባን ኣፊቅን+ ሬሖብን ኣይሰጐጎምን።+ 32 ኣሴራውያን ስለ ዘይሰጐጕዎም ድማ፡ ኣብ መንጎ እቶም ኣብታ ምድሪ ዚነብሩ ከነኣናውያን ተቐመጡ።

33 ንፍታሌም ኣብ መንጎ እቶም ኣብታ ምድሪ ዚነብሩ ከነኣናውያን ተቐመጠ እምበር፡+ ንነበርቲ ቤት-ሸመሽን ንነበርቲ ቤት-ዓናትን+ ኣይሰጐጎምን። ነበርቲ ቤት-ሸመሽን ቤት-ዓናትን ከኣ ንዓታቶም ብግዲ ዚሽቅሉ ዀኑ።

34 እቶም ኣሞራውያን ድማ ንዳናውያን ኣብ ኣኽራን ደረትዎም እምበር፡ ናብ ጐልጐል* ኪወርዱ ኣይሓደግዎምን።+ 35 እቶም ኣሞራውያን ከኣ ኣብ ከረን ሔረስን ኣብ ኣያሎንን+ ኣብ ሻዓልቢምን+ ኪቕመጡ ቘረጹ። ቤት ዮሴፍ እናሓየለት* ምስ ከደት ግና፡ ብግዲ ዚሽቅሉ ዀኑ። 36 ሃገር ኣሞራውያን ድማ ካብ ዓቐበት ዓቅራቢም፡+ ካብ ሴላዕ ናብ ላዕሊ ነበረ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ