ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 49
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • ንጊልያ የሆዋ እተዋህበ ዕዮ (1-12)

        • ብርሃን ኣህዛብ (6)

      • ንእስራኤል እተዋህበ መጸናንዒ (13-26)

ኢሳይያስ 49:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ካብ ማሕጸን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 55:4
  • +ኢሳ 44:2፣ 46:3

ኢሳይያስ 49:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 51:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2008፡ ገጽ 15

    ራእይ፡ ገጽ 282

ኢሳይያስ 49:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 43:10፣ 44:23

ኢሳይያስ 49:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “የሆዋ ፍትሒ ኺህበኒ እዩ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 40:10

ኢሳይያስ 49:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 56:8

ኢሳይያስ 49:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 98:2፣ ኢሳ 11:10፣ 52:10፣ ግብ 13:47
  • +ኢሳ 42:6፣ ማቴ 12:18፣ ሉቃ 2:30, 32

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2009፡ ገጽ 22

    15/1/2007፡ ገጽ 9-10

    15/12/1998፡ ገጽ 19

    1/3/1994፡ ገጽ 32

ኢሳይያስ 49:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንዑቕ ዝነፍሱ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 43:14
  • +ኢሳ 53:3
  • +ዘዳ 7:9
  • +ኢሳ 42:1

ኢሳይያስ 49:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጽቡቕ ፍቓድ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 69:13
  • +ሉቃ 1:69፣ 22:43፣ 2ቈረ 6:2፣ እብ 5:7
  • +ኢሳ 42:6, 7፣ 54:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2009፡ ገጽ 23

    15/12/1998፡ ገጽ 18-19

    ራእይ፡ ገጽ 127

ኢሳይያስ 49:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣብ ጐድኒ መገዲ ጻጸ።” ወይ፡ “መላጥ ኵርባታት” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 102:19, 20
  • +መዝ 112:4፣ ኢሳ 9:2፣ ሉቃ 1:68, 79

ኢሳይያስ 49:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 34:23
  • +መዝ 23:1, 2፣ ኤር 31:9፣ ራእ 7:16, 17
  • +ኢሳ 55:1፣ 65:13
  • +ኢሳ 32:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ራእይ፡ ገጽ 127

ኢሳይያስ 49:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 107:6, 7፣ ኢሳ 11:16፣ 40:3, 4

ኢሳይያስ 49:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 30:4
  • +ኢሳ 43:5, 6

ኢሳይያስ 49:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 12:1፣ 40:1፣ 66:13
  • +ኢሳ 44:23፣ 61:3፣ ኤር 31:13
  • +ኢሳ 42:10
  • +ኢሳ 55:12

ኢሳይያስ 49:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 54:7
  • +ድጕ 5:20

ኢሳይያስ 49:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 44:21፣ ኤር 31:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 250-251

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2021፡ ገጽ 25

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    6/2020፡ ገጽ 18

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2012፡ ገጽ 15

    1/5/2008፡ ገጽ 8-9

    15/9/2007፡ ገጽ 21-22

    1/7/2003፡ ገጽ 18-19

    1/12/1998፡ ገጽ 32

ኢሳይያስ 49:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 43:5, 6፣ 60:4

ኢሳይያስ 49:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 51:3
  • +ኤር 30:18, 19
  • +ኤር 51:34
  • +ኤር 30:16

ኢሳይያስ 49:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 54:1, 2

ኢሳይያስ 49:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 43:5፣ ኤር 31:17
  • +ድጕ 1:1
  • +ኢሳ 62:4

ኢሳይያስ 49:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዝ 1:3፣ ኢሳ 11:10, 12፣ 62:10
  • +ኢሳ 60:4፣ 66:20

ኢሳይያስ 49:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 60:10, 16
  • +ኢሳ 60:14
  • +ሚክ 7:16, 17
  • +ኢሳ 25:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ራእይ፡ ገጽ 60-61

ኢሳይያስ 49:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 29:14፣ 46:27፣ ሆሴ 6:11፣ ዮኤ 3:1
  • +ኢሳ 52:2፣ ኤር 29:10፣ 50:34፣ ዘካ 9:11
  • +ኢሳ 54:17

ኢሳይያስ 49:26

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኵሉ ስጋ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጢሞ 1:1
  • +ኢሳ 41:14፣ 48:20
  • +ኢሳ 60:16
  • +ህዝ 39:28

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 49:1ኢሳ 55:4
ኢሳ. 49:1ኢሳ 44:2፣ 46:3
ኢሳ. 49:2ኢሳ 51:16
ኢሳ. 49:3ኢሳ 43:10፣ 44:23
ኢሳ. 49:4ኢሳ 40:10
ኢሳ. 49:5ኢሳ 56:8
ኢሳ. 49:6መዝ 98:2፣ ኢሳ 11:10፣ 52:10፣ ግብ 13:47
ኢሳ. 49:6ኢሳ 42:6፣ ማቴ 12:18፣ ሉቃ 2:30, 32
ኢሳ. 49:7ኢሳ 43:14
ኢሳ. 49:7ኢሳ 53:3
ኢሳ. 49:7ዘዳ 7:9
ኢሳ. 49:7ኢሳ 42:1
ኢሳ. 49:8መዝ 69:13
ኢሳ. 49:8ሉቃ 1:69፣ 22:43፣ 2ቈረ 6:2፣ እብ 5:7
ኢሳ. 49:8ኢሳ 42:6, 7፣ 54:3
ኢሳ. 49:9መዝ 102:19, 20
ኢሳ. 49:9መዝ 112:4፣ ኢሳ 9:2፣ ሉቃ 1:68, 79
ኢሳ. 49:10ህዝ 34:23
ኢሳ. 49:10መዝ 23:1, 2፣ ኤር 31:9፣ ራእ 7:16, 17
ኢሳ. 49:10ኢሳ 55:1፣ 65:13
ኢሳ. 49:10ኢሳ 32:2
ኢሳ. 49:11መዝ 107:6, 7፣ ኢሳ 11:16፣ 40:3, 4
ኢሳ. 49:12ዘዳ 30:4
ኢሳ. 49:12ኢሳ 43:5, 6
ኢሳ. 49:13ኢሳ 12:1፣ 40:1፣ 66:13
ኢሳ. 49:13ኢሳ 44:23፣ 61:3፣ ኤር 31:13
ኢሳ. 49:13ኢሳ 42:10
ኢሳ. 49:13ኢሳ 55:12
ኢሳ. 49:14ኢሳ 54:7
ኢሳ. 49:14ድጕ 5:20
ኢሳ. 49:15ኢሳ 44:21፣ ኤር 31:20
ኢሳ. 49:18ኢሳ 43:5, 6፣ 60:4
ኢሳ. 49:19ኢሳ 51:3
ኢሳ. 49:19ኤር 30:18, 19
ኢሳ. 49:19ኤር 51:34
ኢሳ. 49:19ኤር 30:16
ኢሳ. 49:20ኢሳ 54:1, 2
ኢሳ. 49:21ኢሳ 43:5፣ ኤር 31:17
ኢሳ. 49:21ድጕ 1:1
ኢሳ. 49:21ኢሳ 62:4
ኢሳ. 49:22እዝ 1:3፣ ኢሳ 11:10, 12፣ 62:10
ኢሳ. 49:22ኢሳ 60:4፣ 66:20
ኢሳ. 49:23ኢሳ 60:10, 16
ኢሳ. 49:23ኢሳ 60:14
ኢሳ. 49:23ሚክ 7:16, 17
ኢሳ. 49:23ኢሳ 25:9
ኢሳ. 49:25ኤር 29:14፣ 46:27፣ ሆሴ 6:11፣ ዮኤ 3:1
ኢሳ. 49:25ኢሳ 52:2፣ ኤር 29:10፣ 50:34፣ ዘካ 9:11
ኢሳ. 49:25ኢሳ 54:17
ኢሳ. 49:261ጢሞ 1:1
ኢሳ. 49:26ኢሳ 41:14፣ 48:20
ኢሳ. 49:26ኢሳ 60:16
ኢሳ. 49:26ህዝ 39:28
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 49:1-26

ኢሳይያስ

49 ኣትን ደሴታት፡ ስምዓኒ፣

ኣቱም ኣብ ርሑቕ ዘለኹም ኣህዛብ፡ ኣቕልቡ።+

የሆዋ ኸይተወለድኩ* ጸዊዑኒ።+

ካብ ማሕጸን ኣደይ ኣትሒዙ ስመይ ረቚሑ።

 2 ንኣፈይ ከም በሊሕ ሰይፊ ገይርዎ፣

ኣብ ጽላል ኢዱ ሓቢኡኒ።+

ስሑል ፍላጻ ገይሩኒ፣

ኣብ ጕልድባኡ እውን ከዊሉኒ።

 3 “ኣታ እስራኤል፡

ንስኻ ግርማይ ዘርእየሉ ጊልያይ ኢኻ” ኢሉኒ።+

 4 ኣነ ግና፡ “ንባዶ ጽዒረ።

ሓይለይ ንብላሽ፡ ንኸንቱ ወዲአ።

ፍርደይ ግና ብርግጽ ምስ የሆዋ እዩ።*

ዓስበይ ከኣ ምስ ኣምላኸይ እዩ” ኢለ።+

 5 ሕጂ ድማ፡ እቲ ኻብ ማሕጸን ኣትሒዙ ጊልያኡ ገይሩ ዝደኰነኒ የሆዋ፡

እስራኤል ናብኡ ኺእከብሲ፡

ንያእቆብ ናብኡ ኽመልሶ ኢሉኒ ኣሎ።+

ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ክኸብር እየ፣

ኣምላኸይ ከኣ ብርታዐይ ኪኸውን እዩ።

 6 “ንነገዳት ያእቆብ ንምትንሳእ፡

ነቶም ዝተረፉ እስራኤል ድማ ንምምላስ፡

ጊልያይ ምዃንካ ኣይኣክልን እዩ።

ድሕነተይ ክሳብ ወሰናት ምድሪ ምእንቲ ኺበጽሕሲ፡+

ብርሃን ኣህዛብ ገይረ እውን ሂበካ ኣለኹ” ድማ ኢሉኒ።+

7 የሆዋ እቲ ተበጃዊ እስራኤል፡ እቲ ቕዱሱ፡+ ነቲ ንዑቕ፡*+ ነቲ ብኣህዛብ እተፈንፈነ፡ ነቲ ጊልያ ገዛእቲ፡ ከምዚ ይብሎ፦

“ብምኽንያት የሆዋ እቲ እሙን፡+

እቲ ዝሓረየካ ናይ እስራኤል ቅዱስ፡+

ነገስታት ኪርእዩን ኪትንስኡን፡

መሳፍንቲ ኸኣ ኪሰግዱ እዮም።”

 8 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦

“ብግዜ ሞገስ* መሊሰልካ፡+

ብመዓልቲ ድሕነት ከኣ ረዲአካ እየ።+

ንሰባት ኪዳን ገይረ ኽህበካ፡

ንምድሪ ኽትሕድሳ፡

ነቲ ዝባደመ ርስቶም ከተረስትዮም ሓልየካ እየ፣+

 9 እወ፡ ንእሱራት፡ ‘ውጹ!’ ኽትብል፡+

ነቶም ኣብ ጸልማት ዘለዉ፡+ ‘ተርኣዩ!’ ኽትብል፡ ከምኡ ገይረልካ እየ።

ኣብ ጥቓ ጐደናታት ኪምገቡ፡

ኣብ ጐድኒ መገድታት* ከኣ መጓሰዪኦም ኪኸውን እዩ።

10 እቲ ዚምሕሮም ኪመርሖም፡+

ዓይኒ ማያት ብዘለዎ ኣቢሉ ድማ ኪወስዶም እዩ እሞ፡+

ኣይኪጠምዩን፡ ኣይኪጸምኡን እዮም፣+

ሃሩር ኣይኬንድዶምን እዩ፡ ወይ ጸሓይ ኣይክትወቕዖምን እያ።+

11 ንዅሉ ኣኽራነይ፡ መገዲ ኽገብሮ፡

ንጐደናታተይ ድማ ልዕል ከብሎ እየ።+

12 እንሆ፡ እዚኣቶም ካብ ርሑቕ፡+

እንሆ፡ እዚኣቶም ካብ ሰሜንን ካብ ምዕራብን፡

እዚኣቶም ከኣ ካብ ምድሪ ሲኒም ይመጹ ኣለዉ።”+

13 የሆዋ ንህዝቡ ኣጸናኒዕዎ፡+

ንውጹዓቱ ድማ ምሒርዎም እዩ እሞ፡+

ኣቱም ሰማያት፡ እልል በሉ፣ ኣቲ ምድሪ፡ ተሓጐሲ።+

ኣኽራን ብእልልታ ይተሓጐስ።+

14 ጽዮን ግና፡

“የሆዋ ሓዲጉኒ፡+ የሆዋ ረሲዑኒ”+ ትብል ኣላ።

15 ሰበይቲዶ ንዚጠቡ ውላዳ ኽትርስዕ ትኽእል እያ፧

ንውላድ ማሕጸናዶኸ ኸይትርሕርሓሉ ትኽእል እያ፧

እዘን ኣንስቲ እዚአን እኳ እንተ ረስዓ፡ ኣነስ ከቶ ኣይክርስዓክን እየ።+

16 እንሆ፡ ኣብ ኢደይ ቀሪጸኪ ኣለኹ።

መካበብያኺ ወትሩ ኣብ ቅድመይ ኣሎ።

17 ደቅኺ ቐልጢፎም ይምለሱ።

እቶም ዘፍረሱኽን ዘጥፍኡኽን ካባኺ ኺርሕቁ እዮም።

18 ኣዒንትኺ ኣልዕሊ እሞ ኣብ ዙርያኺ ጠምቲ።

ኵሎም ይእከቡ ኣለዉ።+

ናባኺ ይመጹ ኣለዉ።

“ከምቲ ኣነ ህያው ዝዀንኩ” ይብል የሆዋ፡

“ንዅላቶም ከም ስልማት ክትክደንዮም፡

ከምቲ መርዓት እትገብሮ ኸኣ ክትኣስርዮም ኢኺ።

19 ቦታታትኪ ዝጠፍአን ዝባደመን፡ ምድርኺ ድማ ዝዓነወ እኳ እንተ ነበረ፡+

ሕጂ በቶም ኣብኡ ዚቕመጡ ኺጸብብ እዩ፣+

እቶም ዝወሓጡኺ+ ኸኣ ኪርሕቁ እዮም።+

20 ውሉዳት ስኢንኪ ኸለኺ እተወልዱ ደቅኺ፡ እናሰማዕኪ፡

‘እዚ ቦታ እዚ ጸቢቡኒ።

ክቕመጦስ ኣርሕብለይ’ ኪብሉ እዮም።+

21 ብልብኺ ድማ፡

‘ውሉዳተይ ዝሰኣንኩን መኻንን

ምርኽትን እስርትን ስለ ዝዀንኩ፡

ነዚኣቶም ደኣ መን እዩ ዝወለደለይ፧

መንከ ኣዕብይዎም፧+

እንሆ፡ በይነይ እየ ተሪፈ ነይረ፣+

እዚኣቶም ደኣ ካበይ መጺኦም፧’” ክትብሊ ኢኺ።+

22 እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦

“እንሆ፡ ኢደይ ናብ ኣህዛብ ከልዕል፡

ሰንደቕ ዕላማይ ከኣ ናብ ህዝብታት ልዕል ከብል እየ።+

ንሳቶም ንኣወዳትኪ ሓቚፎም ኬምጽእዎም፡

ንኣዋልድኪ ድማ ኪሕንግርወን እዮም።+

23 ነገስታት ኣለይትኺ ኪዀኑ እዮም፣+

ልዕልትታት ድማ መጕዚታትኪ ኪዀና እየን።

ብገጾም ኣብ ምድሪ ተደፊኦም ኪሰግዱልኪ፡+

ደሮና ኣእጋርኪ ኸኣ ኪልሕሱ እዮም፣+

ንስኺ ድማ ኣነ የሆዋ ምዃነይ ክትፈልጢ ኢኺ፣

እቶም ብኣይ ተስፋ ዚገብሩስ ኣይኪሓፍሩን እዮም።”+

24 ካብ ጅግናዶ እተታሕዙ ምውሳድ ይከኣል እዩ፧

ምሩኻት ጨቋኒዶኸ ምንጋፍ ይከኣል እዩ፧

25 የሆዋ ግና ኸምዚ ይብል፦

“ምሩኻት ጅግና እኳ ኺውሰዱ፡+

ብጨቋኒ እተታሕዙ ድማ ኪናገፉ እዮም።+

ንዚጻረሩኺ ኽጻረሮም፡+

ንደቅኺ ኸኣ ከድሕኖም እየ።

26 ንዚገፍዑኺ ገዛእ ስጋኦም ከብልዖም እየ፣

ከም ብጕዕሽ ወይኒ ድማ፡ ብገዛእ ደሞም ኪሰኽሩ እዮም።

ኵሎም ሰባት* ከኣ ኣነ የሆዋ፡

መድሓኒኽን+ ተበጃዊኽን፡+

እቲ ናይ ያእቆብ ሓያል+ ምዃነይ ኪፈልጡ እዮም።”+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ