ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘፍጥረት 10
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ዘፍጥረት—ትሕዝቶ

      • ዝርዝር ኣህዛብ (1-32)

        • ዘርኢ ያፌት (2-5)

        • ዘርኢ ካም (6-20)

          • ኒምሮድ ንየሆዋ ተጻረሮ 8-12)

        • ዘርኢ ሴም (21-31)

ዘፍጥረት 10:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 3:23, 36
  • +ዘፍ 9:18, 19

ዘፍጥረት 10:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 38:6
  • +ህዝ 38:2
  • +ኢሳ 66:19፣ ህዝ 27:13
  • +መዝ 120:5፣ ህዝ 32:26
  • +1ዜና 1:5-7

ዘፍጥረት 10:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 51:27
  • +ህዝ 27:14፣ 38:6

ዘፍጥረት 10:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 27:7
  • +ዮና 1:3
  • +ኢሳ 23:1

ዘፍጥረት 10:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 50:11
  • +ኤር 46:9፣ ናሆ 3:9
  • +ዘሁ 34:2፣ 1ዜና 1:8-10

ዘፍጥረት 10:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 72:10
  • +ህዝ 27:22

ዘፍጥረት 10:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቀዳሞት ከተማታት መንግስቱ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 11:9
  • +እዝ 4:9
  • +ዳን 1:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 1/2020፡ ገጽ 8

ዘፍጥረት 10:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሚክ 5:6
  • +ዮና 3:3፣ ማቴ 12:41

ዘፍጥረት 10:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እዚኣተን ዓባይ ከተማ ኣቘማ” ኪኸውን ይኽእል።

ዘፍጥረት 10:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 46:9
  • +1ዜና 1:11, 12

ዘፍጥረት 10:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 29:14
  • +እያ 13:2, 3፣ ኤር 47:4
  • +ዘዳ 2:23

ዘፍጥረት 10:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 13:6፣ ማር 7:24
  • +ዘፍ 25:10፣ 27:46፣ 1ዜና 1:13-16

ዘፍጥረት 10:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 1:21
  • +ዘፍ 15:16፣ ዘዳ 3:8

ዘፍጥረት 10:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 11:3

ዘፍጥረት 10:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 27:11
  • +1ነገ 8:65

ዘፍጥረት 10:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 15:20, 47፣ ግብ 8:26
  • +ዘፍ 20:1
  • +ዘፍ 13:10፣ 19:24፣ ይሁ 7
  • +ዘዳ 29:23

ዘፍጥረት 10:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነቲ ምዕባዩ ሓዉ ዝዀነ ያፌትን” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 11:17

ዘፍጥረት 10:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዝ 4:9፣ ግብ 2:8, 9
  • +ህዝ 27:23
  • +ዘፍ 11:10
  • +1ዜና 1:17

ዘፍጥረት 10:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 11:12፣ ሉቃ 3:23, 35

ዘፍጥረት 10:25

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ህዝቢ ምድሪ ስለ እተኸፋፈሉ።”

  • *

    ትርጉሙ፡ “ክፍፍል።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 11:16
  • +1ዜና 1:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2004፡ ገጽ 31

ዘፍጥረት 10:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 1:20-23

ዘፍጥረት 10:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 9:28፣ 10:11

ዘፍጥረት 10:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 10:5

ዘፍጥረት 10:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 9:7, 19፣ ግብ 17:26

ሓፈሻዊ

ዘፍ. 10:1ሉቃ 3:23, 36
ዘፍ. 10:1ዘፍ 9:18, 19
ዘፍ. 10:2ህዝ 38:6
ዘፍ. 10:2ህዝ 38:2
ዘፍ. 10:2ኢሳ 66:19፣ ህዝ 27:13
ዘፍ. 10:2መዝ 120:5፣ ህዝ 32:26
ዘፍ. 10:21ዜና 1:5-7
ዘፍ. 10:3ኤር 51:27
ዘፍ. 10:3ህዝ 27:14፣ 38:6
ዘፍ. 10:4ህዝ 27:7
ዘፍ. 10:4ዮና 1:3
ዘፍ. 10:4ኢሳ 23:1
ዘፍ. 10:6ዘፍ 50:11
ዘፍ. 10:6ኤር 46:9፣ ናሆ 3:9
ዘፍ. 10:6ዘሁ 34:2፣ 1ዜና 1:8-10
ዘፍ. 10:7መዝ 72:10
ዘፍ. 10:7ህዝ 27:22
ዘፍ. 10:10ዘፍ 11:9
ዘፍ. 10:10እዝ 4:9
ዘፍ. 10:10ዳን 1:2
ዘፍ. 10:11ሚክ 5:6
ዘፍ. 10:11ዮና 3:3፣ ማቴ 12:41
ዘፍ. 10:13ኤር 46:9
ዘፍ. 10:131ዜና 1:11, 12
ዘፍ. 10:14ህዝ 29:14
ዘፍ. 10:14እያ 13:2, 3፣ ኤር 47:4
ዘፍ. 10:14ዘዳ 2:23
ዘፍ. 10:15እያ 13:6፣ ማር 7:24
ዘፍ. 10:15ዘፍ 25:10፣ 27:46፣ 1ዜና 1:13-16
ዘፍ. 10:16መሳ 1:21
ዘፍ. 10:16ዘፍ 15:16፣ ዘዳ 3:8
ዘፍ. 10:17እያ 11:3
ዘፍ. 10:18ህዝ 27:11
ዘፍ. 10:181ነገ 8:65
ዘፍ. 10:19እያ 15:20, 47፣ ግብ 8:26
ዘፍ. 10:19ዘፍ 20:1
ዘፍ. 10:19ዘፍ 13:10፣ 19:24፣ ይሁ 7
ዘፍ. 10:19ዘዳ 29:23
ዘፍ. 10:21ዘፍ 11:17
ዘፍ. 10:22እዝ 4:9፣ ግብ 2:8, 9
ዘፍ. 10:22ህዝ 27:23
ዘፍ. 10:22ዘፍ 11:10
ዘፍ. 10:221ዜና 1:17
ዘፍ. 10:24ዘፍ 11:12፣ ሉቃ 3:23, 35
ዘፍ. 10:25ዘፍ 11:16
ዘፍ. 10:251ዜና 1:19
ዘፍ. 10:261ዜና 1:20-23
ዘፍ. 10:291ነገ 9:28፣ 10:11
ዘፍ. 10:31ዘፍ 10:5
ዘፍ. 10:32ዘፍ 9:7, 19፣ ግብ 17:26
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዘፍጥረት 10:1-32

ዘፍጥረት

10 ታሪኽ ደቂ ኖህ፡ ሴምን+ ካምን ያፌትን፡ እዚ እዩ።

ድሕሪ ማይ ኣይሂ፡ ንዓታቶም ደቂ ተወልዱሎም።+ 2 ደቂ ያፌት፡ ጎሜርን+ ማጎግን+ ማዳይን ያዋንን ቱባልን+ ሜሴክን+ ቲራስን+ እዮም።

3 ደቂ ጎሜር፡ ኣሽከናዝን+ ሪፋትን ቶጋርማን+ እዮም።

4 ደቂ ያዋን፡ ኤሊሻን+ ተርሲስን+ ኪቲምን+ ዶዳኒምን እዮም።

5 ካብዚኣቶም ነበርቲ ደሴታት ከከም ቋንቋኦምን ከከም ዓሌቶምን በብህዝቦምን ነናብ ምድሮም ተበተኑ።

6 ደቂ ካም፡ ኩሽን ሚስራይምን+ ጱጥን+ ከነኣንን+ እዮም።

7 ደቂ ኩሽ፡ ሴባን+ ሓዊላን ሳብታን ራዕማን+ ሳብተካን እዮም።

ደቂ ራዕማ፡ ሳባን ዴዳንን እዮም።

8 ኩሽ ንኒምሮድ ወለደ። ንሱ ኣብ ምድሪ ናይ መጀመርታ ጅግና ነበረ። 9 ንየሆዋ ዚጻረር ጅግና ሃዳኒ ዀነ። ስለዚ ኸኣ እዩ፡ “ከም ኒምሮድ፡ ንየሆዋ ዚጻረር ጅግና ሃዳኒ” ዚብል ብሂል ዘሎ። 10 መጀመርታ መንግስቱ* ድማ፡ ባቤልን+ ኤሬክን+ ኣካድን ካልነን ኣብ ምድሪ ሲንኣር+ ነበራ። 11 ካብታ ምድሪ እቲኣ፡ ናብ ኣሶር+ ከይዱ ንነነዌን+ ንሬሖቦት-ዒርን ንከላህን ሰርሐን፣ 12 ንሬስን እውን ኣብ መንጎ ነነዌን ከላህን ሰርሓ፦ እዚኣ ዓባይ ከተማ እያ።*

13 ሚስራይም ድማ ንሉዲምን+ ንዓናሚምን ንለሃቢምን ንናፍቱሒምን+ 14 ንጳጥሩሲምን+ ነቲ ኻብኡ ፍልስጥኤማውያን+ ዝወጹ ካስሉሒምን ንካፍቶሪምን+ ወለደ።

15 ከነኣን ንሲዶን+ በዅሩን ንሔትን+ 16 ንይቡሳውያንን+ ንኣሞራውያንን+ ንጊርጋሳውያንን 17 ንሒዋውያንን+ ንዓርቃውያንን ንሲኒውያንን 18 ንኣርዋዳውያንን+ ንጸማራውያንን ንሓማታውያንን+ ወለደ። ድሕርዚ፡ ዓሌታት ከነኣናውያን ፋሕ በሉ። 19 ዶብ ከነኣናውያን ድማ ካብ ሲዶን ክሳብ እታ ጥቓ ጋዛ+ ዘላ ጌራር፡+ ክሳብ ሶዶምን ጎሞራን+ ኣድማን ጥቓ ላሻዕ ዘላ ጸቦኢምን+ ነበረ። 20 እዚኣቶም ከከም ዓሌቶምን ከከም ቋንቋኦምን በብምድሮምን በብህዝቦምን ደቂ ካም እዮም።

21 ንሴም እቲ ኣቦ ዅሎም ደቂ ዔበርን+ ሓው እቲ ዓብዪ ዝዀነ ያፌትን* እውን ደቂ ተወልዱሉ። 22 ደቂ ሴም፡ ዔላምን+ ኣሹርን+ ኣርፋክሳድን+ ሉድን ኣራምን+ እዮም።

23 ደቂ ኣራም፡ ዑጽን ሑልን ጌተርን ማሽን እዮም።

24 ኣርፋክሳድ ንሸላሕ ወለደ፣+ ሸላሕ ከኣ ንዔበር ወለደ።

25 ንዔበር ድማ ክልተ ኣወዳት ተወልዱሉ። እቲ ሓደ፡ ብዘመኑ ምድሪ ስለ እተኸፋፈለት፡* ስሙ ፌሌግ*+ ተባህለ። ስም ሓዉ ኸኣ ዮቅጣን እዩ።+

26 ዮቅጣን ንኣልሞዳድን ንሼሌፍን ንሓጻርማዌትን ንየራሕን+ 27 ንሃዶራምን ንኡዛልን ንዲቅላን 28 ንዖባልን ንኣቢማኤልን ንሳባን 29 ንኦፊርን+ ንሓዊላን ንዮባብን ወለደ። ኵሎም እዚኣቶም ደቂ ዮቅጣን እዮም።

30 መንበሪኦም ድማ ካብ ሜሻ ኽሳብ እቲ ኣኽራን ምብራቕ ዝዀነ ሰፋር ተዘርግሐ።

31 እዚኣቶም ከከም ዓሌቶምን ከከም ቋንቋኦምን በብምድሮምን በብህዝቦምን+ ደቂ ሴም እዮም።

32 እዚኣቶም ከከም ትውልዶምን በብህዝቦምን ዓሌታት ደቂ ኖህ እዮም። ካብዚኣቶም ድማ ድሕሪ ማይ ኣይሂ ኣህዛብ ኣብ ምድሪ ተበተኑ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ