ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ሳሙኤል 8
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ሳሙኤል—ትሕዝቶ

      • ዓወታት ዳዊት (1-14)

      • ምምሕዳር ዳዊት (15-18)

2 ሳሙኤል 8:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 13:2, 3፣ 2ሳሙ 21:15
  • +1ዜና 18:1

2 ሳሙኤል 8:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 24:17፣ መሳ 3:29፣ 1ሳሙ 14:47፣ መዝ 60:8
  • +ዘዳ 23:3-6
  • +2ነገ 3:4፣ 1ዜና 18:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2005፡ ገጽ 17

2 ሳሙኤል 8:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 15:18፣ ዘጸ 23:31፣ 1ነገ 4:21፣ 1ዜና 18:3, 4
  • +2ሳሙ 10:6፣ 1ነገ 11:23፣ መዝ 60:ልዕለ ጽሑፍ

2 ሳሙኤል 8:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 17:16፣ መዝ 20:7፣ 33:17

2 ሳሙኤል 8:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 7:8
  • +1ዜና 18:5, 6

2 ሳሙኤል 8:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ድሕነት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 7:24፣ 2ሳሙ 8:14

2 ሳሙኤል 8:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 18:7, 8

2 ሳሙኤል 8:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 14:28
  • +1ዜና 18:9-11

2 ሳሙኤል 8:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 6:19፣ 1ነገ 7:51፣ 1ዜና 22:14፣ 26:27

2 ሳሙኤል 8:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 8:2
  • +2ሳሙ 8:1
  • +1ሳሙ 30:18
  • +2ሳሙ 8:7

2 ሳሙኤል 8:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 18:12, 13፣ መዝ 60:ልዕለ ጽሑፍ

2 ሳሙኤል 8:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ድሕነት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 25:23, 26፣ 27:29, 37፣ ዘሁ 24:18
  • +መዝ 60:12

2 ሳሙኤል 8:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 5:3, 5
  • +1ነገ 3:6
  • +1ዜና 18:14-17

2 ሳሙኤል 8:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 20:23፣ 1ዜና 11:6
  • +2ሳሙ 20:24፣ 1ነገ 4:3

2 ሳሙኤል 8:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 15:27፣ 1ዜና 6:8፣ 24:3

2 ሳሙኤል 8:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ካህናት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 23:20፣ 1ነገ 1:44፣ 2:35
  • +2ሳሙ 15:18፣ 20:7

ሓፈሻዊ

2 ሳሙ. 8:1እያ 13:2, 3፣ 2ሳሙ 21:15
2 ሳሙ. 8:11ዜና 18:1
2 ሳሙ. 8:2ዘሁ 24:17፣ መሳ 3:29፣ 1ሳሙ 14:47፣ መዝ 60:8
2 ሳሙ. 8:2ዘዳ 23:3-6
2 ሳሙ. 8:22ነገ 3:4፣ 1ዜና 18:2
2 ሳሙ. 8:3ዘፍ 15:18፣ ዘጸ 23:31፣ 1ነገ 4:21፣ 1ዜና 18:3, 4
2 ሳሙ. 8:32ሳሙ 10:6፣ 1ነገ 11:23፣ መዝ 60:ልዕለ ጽሑፍ
2 ሳሙ. 8:4ዘዳ 17:16፣ መዝ 20:7፣ 33:17
2 ሳሙ. 8:5ኢሳ 7:8
2 ሳሙ. 8:51ዜና 18:5, 6
2 ሳሙ. 8:6ዘዳ 7:24፣ 2ሳሙ 8:14
2 ሳሙ. 8:71ዜና 18:7, 8
2 ሳሙ. 8:92ነገ 14:28
2 ሳሙ. 8:91ዜና 18:9-11
2 ሳሙ. 8:11እያ 6:19፣ 1ነገ 7:51፣ 1ዜና 22:14፣ 26:27
2 ሳሙ. 8:122ሳሙ 8:2
2 ሳሙ. 8:122ሳሙ 8:1
2 ሳሙ. 8:121ሳሙ 30:18
2 ሳሙ. 8:122ሳሙ 8:7
2 ሳሙ. 8:131ዜና 18:12, 13፣ መዝ 60:ልዕለ ጽሑፍ
2 ሳሙ. 8:14ዘፍ 25:23, 26፣ 27:29, 37፣ ዘሁ 24:18
2 ሳሙ. 8:14መዝ 60:12
2 ሳሙ. 8:152ሳሙ 5:3, 5
2 ሳሙ. 8:151ነገ 3:6
2 ሳሙ. 8:151ዜና 18:14-17
2 ሳሙ. 8:162ሳሙ 20:23፣ 1ዜና 11:6
2 ሳሙ. 8:162ሳሙ 20:24፣ 1ነገ 4:3
2 ሳሙ. 8:172ሳሙ 15:27፣ 1ዜና 6:8፣ 24:3
2 ሳሙ. 8:182ሳሙ 23:20፣ 1ነገ 1:44፣ 2:35
2 ሳሙ. 8:182ሳሙ 15:18፣ 20:7
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ሳሙኤል 8:1-18

2 ሳሙኤል

8 ድሕርዚ፡ ዳዊት ንፍልስጥኤማውያን+ ሰዓሮምን ኣምበርከኾምን፣+ ዳዊት ከኣ ንሜቴግ-ኣማህ ካብ ኢድ ፍልስጥኤማውያን ወሰዳ።

2 ንሞኣባውያን ስዒሩ ድማ፡+ ኣብ ምድሪ በጥ ኣቢሉ ብገመድ ለክዖም። ክልተ ገመድ ኪቕተሉ፡ ሓደ ገመድ ምሉእ ከኣ ብህይወት ኪነብሩ ለክዐ።+ ሞኣባውያን ድማ ንዳዊት ገላዉኡ ዀይኖም ግብሪ ኣምጽኡሉ።+

3 ዳዊት ከኣ ነቲ ኣብ ፈለግ ኤፍራጥስ ዝነበሮ ስልጣን ኬምልስ ኪኸይድ ከሎ፡+ ንሃዳድዔዘር ወዲ ሬሖብ ንጉስ ጾባ ሰዓሮ።+ 4 ዳዊት ድማ ካብኡ 1,700 ፈረሰኛታትን 20,000 ኣጋር ተዋጋእትን ማረኸ። ዳዊት ከኣ 100 ፈረስ ሰረገላ ኣትሪፉ፡ ንዅሎም ቀንጀቦም።+

5 እቶም ናይ ደማስቆ ሶርያውያን+ ንሃዳድዔዘር ንጉስ ጾባ ኺረድእዎ ምስ መጹ፡ ዳዊት ካብቶም ሶርያውያን 22,000 ቀተለ።+ 6 ዳዊት ድማ ኣብ ሶርያ ናይ ደማስቆ ዝዓረደ ሰራዊት ኣንበረ፣ ሶርያውያን ከኣ ንዳዊት ገላዉኡ ዀይኖም ግብሪ ኣምጽኡሉ። የሆዋ ድማ ንዳዊት ኣብ ዝኸዶ ዘበለ ዓወት* ሃቦ።+ 7 ዳዊት ከኣ ከበብቲ ዋላቱ ወርቂ ኻብ ገላዉ ሃዳድዔዘር ወሲዱ ናብ የሩሳሌም ኣምጽኦ።+ 8 ንጉስ ዳዊት ድማ ካብ ቤጣሕን ቤሮታይን፡ ከተማታት ሃዳድዔዘር፡ ኣዝዩ ብዙሕ ነሓሲ ወሰደ።

9 ቶዒ ንጉስ ሓማት+ ከኣ፡ ዳዊት ንብዘሎ ሰራዊት ሃዳድዔዘር+ ከም ዝሰዓሮ ሰምዐ። 10 ሃዳድዔዘር ምስ ቶዒ ብዙሕ ሳዕ ይዋጋእ ነበረ እሞ፡ ቶዒ ንንጉስ ዳዊት ብዛዕባ ድሕንነቱ ኺሓትቶን ንሃዳድዔዘር ተዋጊኡ ስለ ዝሰዓሮ ሓጐሱ ኺገልጸሉን ኢሉ፡ ንዮራም ወዱ ለኣኸሉ፣ ንሱ ድማ ኣቕሑ ብሩርን ኣቕሑ ወርቅን ኣቕሑ ነሓስን ኣምጽአ። 11 ንጉስ ዳዊት ከኣ ነዚ ንየሆዋ ቐደሶ። ነቲ ኻብ ኵሎም እቶም ዘምበርከኾም ኣህዛብ ዝቐደሶ ብሩርን ወርቅን፡+ 12 ማለት ነቲ ኻብ ሶርያን ካብ ሞኣብን+ ካብ ዓሞናውያንን ካብ ፍልስጥኤማውያንን+ ካብ ኣማሌቃውያንን+ ካብ ምርኮ ሃዳድዔዘር+ ወዲ ሬሖብ ንጉስ ጾባን ዝረኸቦ እውን ከምኡ ገበሮ። 13 ዳዊት ድማ ኣብ ስንጭሮ ጨው 18,000 ኤዶማውያን ቀቲሉ ምስ ተመልሰ፡ ንርእሱ ስም ገበረ።+ 14 ኣብ ኤዶም ከኣ ዝዓረደ ሰራዊት ኣንበረ። ኣብ ኵላ ኤዶም ዝዓረደ ሰራዊት ኣንበረ፣ ኵሎም ኤዶማውያን ድማ ገላዉ ዳዊት ኰኑ።+ የሆዋ ኸኣ ንዳዊት ኣብ ዝኸዶ ዘበለ ዓወት* ሃቦ።+

15 ዳዊት ድማ ኣብ ልዕሊ ዅሉ እስራኤል ነጊሱ ነበረ፣+ ዳዊት ከኣ ንዅሎም ህዝቡ ፍትሕን ጽድቅን+ ይገብር ነበረ።+ 16 ዮኣብ+ ወዲ ጽሩያ ድማ ኣብ ልዕሊ ሰራዊቱ ነበረ፣ ዮሳፋጥ+ ወዲ ኣሒሉድ ከኣ መዝጋቢ ነበረ። 17 ጻዶቅ+ ወዲ ኣሒጡብን ኣሒሜሌክ ወዲ ኣብያታርን ድማ ካህናት ነበሩ፣ ሰራያ ኸኣ ጸሓፊ ነበረ። 18 በናያ+ ወዲ የሆያዳ ድማ ኣብ ልዕሊ እቶም ክረታውያንን እቶም ጵለታውያንን ነበረ።+ ደቂ ዳዊት ከኣ ኣውራታት ሰበ ስልጣን* ነበሩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ