ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ተሰሎንቄ 1
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ተሰሎንቄ—ትሕዝቶ

      • ሰላምታ (1, 2)

      • እምነት ሰብ ተሰሎንቄ ዓበየት (3-5)

      • ንዘይእዙዛት ሕነ ምፍዳይ (6-10)

      • ምእንቲ እታ ጉባኤ እተጸለየ ጸሎት (11, 12)

2 ተሰሎንቄ 1:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ሲላስ ተባሂሉ እውን ይጽዋዕ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 1:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 1ተሰ-ራእ፡ ገጽ 5

2 ተሰሎንቄ 1:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ተሰ 3:12፣ 4:9, 10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2005፡ ገጽ 32

2 ተሰሎንቄ 1:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ተሰ 1:6፣ 2:14፣ 1ጴጥ 2:21
  • +1ተሰ 2:19

2 ተሰሎንቄ 1:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 14:22፣ ሮሜ 8:17፣ 2ጢሞ 2:12

2 ተሰሎንቄ 1:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 12:19፣ ራእ 6:9, 10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 33

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2004፡ ገጽ 19

2 ተሰሎንቄ 1:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማር 8:38
  • +ሉቃ 17:29, 30፣ 1ጴጥ 1:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2004፡ ገጽ 19

2 ተሰሎንቄ 1:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 2:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 33

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2019፡ ገጽ 12-13

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2004፡ ገጽ 19

2 ተሰሎንቄ 1:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ጴጥ 3:7

2 ተሰሎንቄ 1:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሕያውነትን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 8:30

ሓፈሻዊ

2 ተሰ. 1:12ቈረ 1:19
2 ተሰ. 1:31ተሰ 3:12፣ 4:9, 10
2 ተሰ. 1:41ተሰ 1:6፣ 2:14፣ 1ጴጥ 2:21
2 ተሰ. 1:41ተሰ 2:19
2 ተሰ. 1:5ግብ 14:22፣ ሮሜ 8:17፣ 2ጢሞ 2:12
2 ተሰ. 1:6ሮሜ 12:19፣ ራእ 6:9, 10
2 ተሰ. 1:7ማር 8:38
2 ተሰ. 1:7ሉቃ 17:29, 30፣ 1ጴጥ 1:7
2 ተሰ. 1:8ሮሜ 2:8
2 ተሰ. 1:92ጴጥ 3:7
2 ተሰ. 1:11ሮሜ 8:30
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ተሰሎንቄ 1:1-12

2 ተሰሎንቄ

1 ካብ ጳውሎስን ስልዋኖስን* ጢሞቴዎስን፡+ ናብታ ምስ ኣቦና ኣምላኽን ጐይታና የሱስ ክርስቶስን ሓድነት ዘለዋ ጉባኤ ተሰሎንቄ፦

2 ካብ ኣቦና ኣምላኽን ካብ ጐይታና የሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ይኹነልኩም።

3 ኣቱም ኣሕዋትና፡ እምነትኩም ኣዝያ ስለ ዝዓበየትን ፍቕሪ ነፍሲ ወከፍኩም ኣብ ንሓድሕድኩም ስለ ዝወሰኸትን፡ ብዛዕባኹም ኵሉ ሳዕ ንኣምላኽ ከነመስግኖ ይግብኣና እዩ።+ 4 ስለዚ፡ ንሕና ባዕልና በቲ ኣብ ኵሉ ጾይርኩምዎ ዘለኹም መስጐጕትኹምን ጸበባኹምን+ ዘርኣኹምዎ ተጻዋርነትን እምነትን ኣብ መንጎ ጉባኤታት ኣምላኽ ብኣኻትኩም ንምካሕ ኣለና።+ 5 እዚ ናይቲ ቕኑዕ ፍርዲ ኣምላኽ መርትዖ እዩ፣ ነታ መከራ እትጸግቡላ ዘለኹም መንግስቲ ኣምላኽ ብቑዓት ኴንኩም ከም እትቝጸሩ ድማ ይገብር።+

6 ነቶም ዜጽብቡልኩም ዘለዉ ጸበባ ኺፈድስ፡ ኣብ ኣምላኽ ቅኑዕ እዩ።+ 7 ንዓኻትኩም ንዝጸበበኩም ግና፡ ጐይታና የሱስ ካብ ሰማይ ምስ ሓያላት መላእኽቱ+ ኺግለጽ ከሎ፡+ ምሳና ዕረፍቲ ኺውሃበኩም እዩ። 8 ኣብቲ ግዜ እቲ፡ ነቶም ንኣምላኽ ዘይፈልጥዎን ንብስራት ጐይታና የሱስ ዘይእዘዝዎን ብሃልሃልታ ሓዊ ሕነ ኺፈድዮም እዩ።+ 9 እዚኣቶም ካብ ቅድሚ ጐይታን ካብ ክብሪ ሓይሉን ርሒቖም፡ ብናይ ዘለኣለም ጥፍኣት ኪቕጽዑ እዮም፣+ 10 እዚ ድማ ምስ ቅዱሳቱ ኪኸብርን በታ መዓልቲ እቲኣ ኣብ ኵሎም እቶም ዝኣመኑ ኸም ግሩም ጌርካ ኺርአን ኣብ ዚመጸሉ ግዜ ኪኸውን እዩ። ከመይሲ፡ እቲ ዝመስከርናዮ፡ ኣባኻትኩም ተኣሚኑ እዩ።

11 ምእንቲ እዚ ድማ፡ ኣምላኽና ንጽውዓኡ ብቑዓት ገይሩ ኪቘጽረኩም፡+ ኵሉ እቲ ዚደልዮ ሰናይን* ኵሉ ግብሪ እምነትን እውን ብሓይሉ ምሉእ ብምሉእ ኪፍጽም፡ ብዛዕባኹም ኵሉ ሳዕ ንጽሊ ኣለና። 12 እዚ ኸኣ ከም መጠን ጸጋ ኣምላኽናን ጐይታና የሱስ ክርስቶስን፡ ስም ጐይታና የሱስ ኣባኻትኩም ምእንቲ ኪኽበር፡ ንስኻትኩም እውን ምስኡ ብዘሎኩም ሓድነት ምእንቲ ኽትከብሩ እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ