ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ህዝቅኤል 3
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ህዝቅኤል—ትሕዝቶ

      • ህዝቅኤል ነታ ኣምላኽ ዝሃቦ ጥቕልልቲ በልዓ (1-15)

      • ህዝቅኤል ሓላዊ ዀነ (16-27)

        • ሸለልትነት ብዓል ዕዳ ደም ይገብር (18-21)

ህዝቅኤል 3:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ዝረኸብካዮ ብላዕ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ራእ 10:9, 10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2022፡ ገጽ 6

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    6/2017፡ ገጽ 5

ህዝቅኤል 3:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:103፣ ኤር 15:16፣ ራእ 10:9, 10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2022፡ ገጽ 6

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    6/2017፡ ገጽ 5

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2008፡ ገጽ 8

    1/7/2007፡ ገጽ 12

    1/9/1994፡ ገጽ 23

ህዝቅኤል 3:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮና 3:4, 5፣ ማቴ 11:21

ህዝቅኤል 3:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 10:16
  • +ዘጸ 34:9፣ ኤር 3:3፣ 5:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2022፡ ገጽ 3-5

ህዝቅኤል 3:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 1:18, 19፣ 15:20፣ ሚክ 3:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2022፡ ገጽ 4-5

ህዝቅኤል 3:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 50:7
  • +ኤር 17:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2022፡ ገጽ 4-5

ህዝቅኤል 3:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2022፡ ገጽ 6

ህዝቅኤል 3:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ደቂ ህዝብኻ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 24:12, 14
  • +ህዝ 2:5

ህዝቅኤል 3:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 8:3

ህዝቅኤል 3:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 1:24
  • +ህዝ 10:16

ህዝቅኤል 3:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2022፡ ገጽ 5

ህዝቅኤል 3:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 1:3
  • +ኤር 23:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2022፡ ገጽ 5

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2007፡ ገጽ 13

ህዝቅኤል 3:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 21:8፣ 62:6፣ ኤር 6:17
  • +ኢሳ 58:1፣ ህዝ 33:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ኤር-ሚል፡ ገጽ 7

ህዝቅኤል 3:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብደሙ ግና ተሓታቲ ኽገብረካ እየ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 2:40፣ 1ጢሞ 4:16
  • +ህዝ 33:4
  • +ህዝ 33:8

ህዝቅኤል 3:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍስኻ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 33:9፣ ግብ 18:6፣ 20:26

ህዝቅኤል 3:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓመጻ እንተ ገይሩን።”

  • *

    ወይ፡ “ብደሙ ግና ተሓታቲ ኽገብረካ እየ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 18:24, 26፣ 33:12, 18
  • +ዘሌ 19:17፣ ህዝ 33:6፣ እብ 13:17

ህዝቅኤል 3:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍስኻ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 17:10፣ ህዝ 33:14, 15፣ ያእ 5:19, 20

ህዝቅኤል 3:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 1:1
  • +ህዝ 1:27, 28

ህዝቅኤል 3:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 2:2፣ ዳን 10:19

ህዝቅኤል 3:26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 66

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2003፡ ገጽ 29

ህዝቅኤል 3:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 24:27፣ 33:22
  • +ኢሳ 30:9
  • +ማቴ 11:15

ሓፈሻዊ

ህዝ. 3:1ራእ 10:9, 10
ህዝ. 3:3መዝ 119:103፣ ኤር 15:16፣ ራእ 10:9, 10
ህዝ. 3:6ዮና 3:4, 5፣ ማቴ 11:21
ህዝ. 3:7ሉቃ 10:16
ህዝ. 3:7ዘጸ 34:9፣ ኤር 3:3፣ 5:3
ህዝ. 3:8ኤር 1:18, 19፣ 15:20፣ ሚክ 3:8
ህዝ. 3:9ኢሳ 50:7
ህዝ. 3:9ኤር 17:18
ህዝ. 3:112ነገ 24:12, 14
ህዝ. 3:11ህዝ 2:5
ህዝ. 3:12ህዝ 8:3
ህዝ. 3:13ህዝ 1:24
ህዝ. 3:13ህዝ 10:16
ህዝ. 3:15ህዝ 1:3
ህዝ. 3:15ኤር 23:9
ህዝ. 3:17ኢሳ 21:8፣ 62:6፣ ኤር 6:17
ህዝ. 3:17ኢሳ 58:1፣ ህዝ 33:7
ህዝ. 3:18ግብ 2:40፣ 1ጢሞ 4:16
ህዝ. 3:18ህዝ 33:4
ህዝ. 3:18ህዝ 33:8
ህዝ. 3:19ህዝ 33:9፣ ግብ 18:6፣ 20:26
ህዝ. 3:20ህዝ 18:24, 26፣ 33:12, 18
ህዝ. 3:20ዘሌ 19:17፣ ህዝ 33:6፣ እብ 13:17
ህዝ. 3:21ምሳ 17:10፣ ህዝ 33:14, 15፣ ያእ 5:19, 20
ህዝ. 3:23ህዝ 1:1
ህዝ. 3:23ህዝ 1:27, 28
ህዝ. 3:24ህዝ 2:2፣ ዳን 10:19
ህዝ. 3:27ህዝ 24:27፣ 33:22
ህዝ. 3:27ኢሳ 30:9
ህዝ. 3:27ማቴ 11:15
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ህዝቅኤል 3:1-27

ህዝቅኤል

3 ሽዑ፡ “ኣታ ወዲ ሰብ፡ ኣብ ቅድሜኻ ዘሎ ብላዕ።* ነዛ ጥቕልልቲ ብልዓያ፣ ኪድ እሞ ንቤት እስራኤል ተዛረቦም” በለኒ።+

2 ስለዚ፡ ኣፈይ ከፈትኩ፣ ንሱ ድማ ነታ ጥቕልልቲ ኣብልዓኒ። 3 ንሱ ኸኣ፡ “ኣታ ወዲ ሰብ፡ ነዛ ዝህበካ ዘለኹ ጥቕልልቲ ብልዓያ፡ ከብድኻ እውን ምላእ” በለኒ። ኣነ ድማ በላዕክዋ፣ ንሳ ኸኣ ኣብ ኣፈይ ከም መዓር ጥዕምቲ ነበረት።+

4 ንሱ ድማ ከምዚ በለኒ፦ “ኣታ ወዲ ሰብ፡ ናብ መንጎ ቤት እስራኤል ኪድ እሞ ቓላተይ ተዛረቦም። 5 ናብ ቤት እስራኤል እምበር፡ ቋንቋኡ ናብ ዘይርዳእ ወይ ልሳኑ ናብ ዘይፍለጥ ህዝቢ ኣይኰንካን እትልኣኽ ዘለኻ። 6 ቃላቱ ኽትርድኦ ናብ ዘይትኽእል ቋንቋኡ ናብ ዘይርዳእ ወይ ልሳኑ ናብ ዘይፍለጥ ህዝቢ ኣይኰንካን እትልኣኽ ዘለኻ። ናባታቶም እንተ ዝልእከካስ፡ ምሰምዑኻ ነይሮም።+ 7 ቤት እስራኤል ግና ንዓይ ኪሰምዑኒ ኣይደልዩን እዮም እሞ፡ ንዓኻ ምስማዕ ኪኣብዩ እዮም።+ ኵሎም ቤት እስራኤልሲ ተሪር ዝርእሶምን ተሪር ዝልቦምን እዮም።+ 8 እንሆ፡ ንገጽካ ልክዕ ከም ገጾም ኣትሪረዮ፡ ንግምባርካ ድማ ልክዕ ከም ግምባሮም ኣትሪረዮ ኣለኹ።+ 9 ንግምባርካ ኸም ኣልማዝ፡ ካብ ኣዝሒት ከኣ ዚተርር ገይረዮ ኣለኹ።+ ዓላዊት ቤት እዮም እሞ፡ ኣይትፍርሃዮም፡ ብገጾም እውን ኣይትሸበር።”+

10 ኣስዒቡ ድማ ከምዚ በለኒ፦ “ኣታ ወዲ ሰብ፡ ንዅሉ እቲ ዝዛረበካ ቓላተይ ኣብ ልብኻ ኣሕድሮን ስምዓዮን። 11 ናብ መንጎ እቶም ምሩኻት ህዝብኻ*+ ኺድ እሞ ተዛረቦም። እንተ ሰሚዖም ወይ ምስማዕ እንተ ኣብዮም፡ ‘እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል’ ኢልካ ንገሮም።”+

12 ሽዑ፡ መንፈስ ተሰከመኒ፣+ ብድሕረይ ድማ፡ “ክብሪ የሆዋ ኻብ ቦታኡ ይወደስ” ዚብል ብርቱዕ ዚሃምም ደሃይ ሰማዕኩ። 13 ደሃይ እቲ ኣኽናፍ እቶም ህያዋን ፍጡራት ንሓድሕዱ ኺተናኸ ኸሎ ዜስምዖን ደሃይ+ እቲ ኣብ ጥቓኦም ዝነበረ መንኰራዅርን+ ደሃይ ዓብዪ ህማምን ከኣ ነበረ። 14 እቲ መንፈስ ድማ ተሰኪሙ ወሰደኒ፣ ኣነ ኸኣ ብምረትን ብነድሪ መንፈሰይን ከድኩ፣ ኢድ የሆዋ ድማ በርቲዓ ኣባይ ዓሪፋ ነበረት። 15 ናብቶም ኣብ ቴል-ኣቢብ፡ ኣብ ጥቓ ፈለግ ኬባር+ ዚቕመጡ ዝነበሩ ምሩኻት ከድኩ፣ ኣብቲ ዚቕመጡሉ ዝነበሩ ኸኣ ጸናሕኩ፣ ተዓኒደ+ ድማ ኣብ መንጎኦም ሸውዓተ መዓልቲ ጸናሕኩ።

16 ኣብ መወዳእታ ሸውዓተ መዓልቲ፡ ቃል የሆዋ መጸኒ፦

17 “ኣታ ወዲ ሰብ፡ ንቤት እስራኤል ሓላዊ ገይረ ሸይመካ ኣለኹ፣+ ካብ ኣፈይ ቃል ምስ ሰማዕካ፡ ካባይ መጠንቀቕታ ሃቦም።+ 18 ንሓደ እኩይ፡ ‘ብርግጽ ክትመውት ኢኻ’ ምስ በልክዎ፡ እንተ ዘየጠንቂቕካዮ፡ ብህይወት ምእንቲ ኺነብር ከኣ ካብ እኩይ መገዱ ኺምለስ ነቲ እኩይ ከተጠንቅቖ ኢልካ እንተ ዘይተዛሪብካዮ፡+ ንሱ እኩይ ስለ ዝዀነ ብስሕተቱ ኺመውት እዩ፣+ ደሙ ግና ካባኻ ኽደልዮ እየ።*+ 19 ግናኸ፡ ንሓደ እኩይ እንተ ኣጠንቂቕካዮ እሞ ንሱ ኻብ እከዩን ካብ እኩይ መገዱን እንተ ዘይተመሊሱ፡ ንሱ ብስሕተቱ ኺመውት እዩ፣ ንስኻ ግና ብርግጽ ህይወትካ* ኸተድሕን ኢኻ።+ 20 ጻድቕ ጽድቁ እንተ ሓዲጉን እንተ በዲሉን፡* ኣነ ኣብ ቅድሚኡ መዐንቀፊ ኽገብረሉ እየ፡ ንሱ እውን ኪመውት እዩ።+ እንተ ዘየጠንቂቕካዮ፡ ንሱ ብሓጢኣቱ ኺመውት፡ እቲ ተግባራት ጽድቁ እውን ኣይኪዝከርን እዩ፣ ደሙ ግና ካባኻ ኽደልዮ እየ።*+ 21 ግናኸ፡ ነቲ ጻድቕ ከይሓጥእ እንተ ኣጠንቂቕካዮ እሞ ንሱ እውን እንተ ዘይሓጢኡ፡ ስለ እተጠንቀቐ ንሱ ብርግጽ ብህይወት ኪነብር እዩ፣+ ንስኻ እውን ህይወትካ* ኸተድሕን ኢኻ።”

22 ኢድ የሆዋ ኸኣ ኣብ ልዕለይ መጸት፣ “ተንስእ፡ ናብ ጐልጐል ስንጭሮ ኺድ፣ ኣብኡ ድማ ክዛረበካ እየ” እውን በለኒ። 23 ኣነ ኸኣ ተንሲአ ናብ ጐልጐል ስንጭሮ ኸድኩ፣ እንሆ ድማ፡ ክብሪ የሆዋ፡ ከምቲ ኣብ ጥቓ ፈለግ ኬባር ዝረኣኽዎ+ ኽብሪ ኣብኡ ነበረ፣+ ኣነ እውን ብገጸይ ወደቕኩ። 24 መንፈስ ከኣ ኣተወኒ እሞ ብኣእጋረይ ደው ኣበለኒ፣+ ከምዚ ኢሉ ድማ ተዛረበኒ፦

“ኪድ፡ ኣብ ውሽጢ ቤትካ ተዓጾ። 25 ኣታ ወዲ ሰብ፡ ካብ መንጎኦም ከይትወጽእሲ፡ ኣግማድ ኪገብሩልካን ብእኡ ኺኣስሩኻን እዮም። 26 ንሳቶም ዓላዊት ቤት ስለ ዝዀኑ፡ ንልሳንካ ምስ ትንሓግካ ኸጣብቓ እየ፣ ንስኻ ድማ ዓባስ ክትከውን፡ ምግናሖም እውን ክትስእን ኢኻ። 27 ምስ ተዛረብኩኻ ግና፡ ኣፍካ ክኸፍት እየ፣ ንስኻ እውን፡ ‘እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል’ በሎም።+ ዓላዊት ቤት ስለ ዝዀኑ፡+ ዚሰምዕ ይስማዕ፣+ ምስማዕ ዚኣቢ እውን ይእበ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ