ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 109
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ኣብ ጭንቂ ዘሎ ሰብ ዝጸለዮ ጸሎት

        • ‘ሓላፍነቱ ኻልእ ይውሰዶ’ (8)

        • ኣምላኽ ኣብ ጐድኒ ድኻ ደው ይብል (31)

መዝሙር 109:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 33:1

መዝሙር 109:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 15:2, 3፣ መዝ 31:18

መዝሙር 109:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 15:12፣ 16:5-7፣ መዝ 69:4

መዝሙር 109:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 13:39

መዝሙር 109:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 35:11, 12፣ 38:19, 20
  • +መዝ 55:12-14

መዝሙር 109:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ከሳሲ።”

መዝሙር 109:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እኩይ ኰይኑ ይረኸብ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 1:15፣ ሚክ 3:4

መዝሙር 109:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሓላፍነቱ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 55:23፣ ማቴ 27:5
  • +ግብ 1:16-20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 146

    መስክር፡ ገጽ 19

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ማቴ-ቈሎ፡ ገጽ 15

መዝሙር 109:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰብ ሓረጣ ንዘለዎ ዅሉ የጻውዱሉ።”

መዝሙር 109:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብተኣማንነት ኣየፍቅሮ።”

መዝሙር 109:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 37:28

መዝሙር 109:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 3:28, 29፣ 21:1

መዝሙር 109:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 34:16

መዝሙር 109:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብተኣማንነት ምፍቃር።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ያእ 2:13
  • +2ሳሙ 16:11፣ 17:1, 2፣ መዝ 10:2፣ 37:32

መዝሙር 109:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 109:29

መዝሙር 109:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነቶም ንነፍሰይ ክፉእ ዚዛረቡላን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 17:23

መዝሙር 109:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 25:11፣ 31:3
  • +መዝ 36:7፣ 69:16፣ 86:5

መዝሙር 109:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 40:17
  • +መዝ 102:4

መዝሙር 109:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2006፡ ገጽ 13

መዝሙር 109:24

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ስጋይ ዓቢሩ፡ ብዘይ ስብሒ (ዘይቲ) ዀይኑ።”

መዝሙር 109:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 31:11
  • +መዝ 22:7፣ ማቴ 27:39

መዝሙር 109:29

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እጅገ ዘይብሉ ቐምሽ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 35:26

መዝሙር 109:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 22:22

መዝሙር 109:31

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንነፍሱ ዚዅንንዋ ኼድሕና።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2006፡ ገጽ 14

ሓፈሻዊ

መዝ. 109:1መዝ 33:1
መዝ. 109:22ሳሙ 15:2, 3፣ መዝ 31:18
መዝ. 109:32ሳሙ 15:12፣ 16:5-7፣ መዝ 69:4
መዝ. 109:42ሳሙ 13:39
መዝ. 109:5መዝ 35:11, 12፣ 38:19, 20
መዝ. 109:5መዝ 55:12-14
መዝ. 109:7ኢሳ 1:15፣ ሚክ 3:4
መዝ. 109:8መዝ 55:23፣ ማቴ 27:5
መዝ. 109:8ግብ 1:16-20
መዝ. 109:13መዝ 37:28
መዝ. 109:142ሳሙ 3:28, 29፣ 21:1
መዝ. 109:15መዝ 34:16
መዝ. 109:16ያእ 2:13
መዝ. 109:162ሳሙ 16:11፣ 17:1, 2፣ መዝ 10:2፣ 37:32
መዝ. 109:19መዝ 109:29
መዝ. 109:202ሳሙ 17:23
መዝ. 109:21መዝ 25:11፣ 31:3
መዝ. 109:21መዝ 36:7፣ 69:16፣ 86:5
መዝ. 109:22መዝ 40:17
መዝ. 109:22መዝ 102:4
መዝ. 109:25መዝ 31:11
መዝ. 109:25መዝ 22:7፣ ማቴ 27:39
መዝ. 109:29መዝ 35:26
መዝ. 109:30መዝ 22:22
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 109:1-31

መዝሙር

ንኣላዪ። ናይ ዳዊት። መዝሙር።

109 ኣታ ዝውድሰካ ኣምላኽ፡+ ስቕ ኣይትበል።

 2 እኩይን መታለልንሲ ኣፎም ይኸፍቱለይ ኣለዉ።

ብሓሳዊት ልሳን ብዛዕባይ ይዛረቡ ኣለዉ፣+

 3 ብቓላት ጽልኢ ይኸብቡኒ፡

ብዘይ ምኽንያት ከኣ የጥቅዑኒ ኣለዉ።+

 4 ኣብ ክንዲ ዘፍቀርክዎም ይጻረሩኒ፣+

ኣነ ግና እጽሊ ኣለኹ።

 5 ኣብ ክንዲ ጽቡቕ፡ ክፉእ ይፈድዩኒ፣+

ንፍቕረይ እውን ጸሊኦምዎ።+

 6 ኣብ ልዕሊኡ እኩይ ሽም፣

ኣብ የማኑ ድማ ተጻራሪ* ይቑም።

 7 ምስ ተፈርደ፡ ይኰነን፣*

ጸሎቱ እኳ ሓጢኣት ኰይኑ ይቈጸር።+

 8 መዓልትታቱ ሒደት ይኹና፣+

ሓላውነቱ* ኻልእ ይውሰዶ።+

 9 ደቁ ዘኽታማት ይኹኑ፣

ሰበይቱ እውን መበለት ትኹን።

10 ደቁ ዀለል ዚብሉ ለመንቲ ይኹኑ፣

ካብ ዝዓነዋ ኣባይቶም ርሒቖም ምግቢ ይማእርሩ።

11 ንዘለዎ ዅሉ፡ ኣለቃሒኡ ይሓዞ፣*

ጓኖት ከኣ ንጥሪቱ ይዝመትዎ።

12 ሓደ እኳ ኣይለውሃሉ፣*

ንዘኽታማቱ ድማ ሓደ እኳ ሞገስ ኣየርእዮም።

13 ሓድጉ ይመንቈሱ፣+

ስሞም ከኣ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወለዶ ይደምሰስ።

14 ስሕተት ኣቦታቱ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ይዘከር፣+

ሓጢኣት ኣዲኡ ድማ ኣይደምሰስ።

15 የሆዋ ወትሩ ዝገበርዎ ይዘክር፣

መዘከርታኦም ከኣ ካብ ምድሪ የጥፍእ።+

16 ንሱስ ኪልውህ* ኣይዘከረን፣+

ኪቐትሎ ኢሉ ደኣ

ንጭቁንን ንድኻን ስቡር ንዝልቡን ሰጐጎ።+

17 ምርጋም ፈተወ እሞ፡ ንሱ ድማ መጾ፣

ምምራቕ ኣይበሃገን እሞ፡ ምርቓ ኣይረኸበን።

18 ንመርገም ከም ክዳኑ ተኸድኖ።

ንሱ ኸኣ ከም ማይ ናብ ውሽጢ ሰብነቱ፡

ከም ዘይቲ ናብ ውሽጢ ኣዕጽምቱ ሰረጸ።

19 መርገሙ ኸምቲ ዚጕልበቦ ኽዳን፡+

ከምቲ ወትሩ ዚዕጠቖ ዕጣቕ ይኹኖ።

20 እዚ ኻብ የሆዋ ነቲ ዚጻረረንን+

ነቶም ክፉእ ዚዛረቡለይን* ዓስቢ ይኹን።

21 ንስኻ ግና የሆዋ ኣታ ልዑላዊ ጐይታ፡

ስለ ስምካ ኢልካ ግበረለይ።+

ብተኣማንነት እተርእዮ ፍቕርኻ ጽቡቕ እዩ እሞ፡ ኣናግፈኒ።+

22 ኣነስ ረዳኢ ኣልቦን ድኻን እየ፣+

ልበይ ከኣ ኣብ ውሽጠይ ተወጊኡ ኣሎ።+

23 ከም ዚሃስስ ጽላሎት እሓልፍ ኣለኹ፣

ከም ኣንበጣ እረግፍ ኣለኹ።

24 ኣብራኸይ ብጾም ረብሪበን፣

ሰብነተይ ዓቢሩ፣ ኣነ ድማ ማህሚነ።*

25 መባጨዊኦም ኰይነ።+

ምስ ዚርእዩኒ፡ ርእሶም ይንቕንቑ።+

26 ኦ የሆዋ ኣምላኸይ፡ ርድኣኒ፣

በቲ ብተኣማንነት እተርእዮ ፍቕርኻ ኣድሕነኒ።

27 እዚ ብኢድካ ምዃኑ፡

ኦ የሆዋ፡ ንስኻ ኸም ዝገበርካዮ ይፍለጡ።

28 ንሳቶም ይርገሙ፣ ንስኻ ግና ባርኽ።

ምስ ተንስኡኒ፡ ይሕፈሩ፣

ጊልያኻ ግና ይተሓጐስ።

29 እቶም ዚጻረሩኒ ውርደት ይከደኑ፣

ንሕፍረቶም ከኣ ከም ወለል ዚብል ክዳን* ይጐልበብዎ።+

30 ኣፈይ ንየሆዋ ኣዝዩ ኺውድሶ እዩ፣

ኣብ ቅድሚ ብዙሓት እውን ክውድሶ እየ።+

31 ንሱስ ንድኻ ኻብቶም ዚዅንንዎ ኼድሕኖ፡*

ኣብ የማኑ ደው ይብል።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ