ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ህዝቅኤል 2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ህዝቅኤል—ትሕዝቶ

      • ህዝቅኤል ነብዪ ኪኸውን ተመዘዘ (1-10)

        • “እንተ ሰሚዖም ወይስ ምስማዕ እንተ ኣብዮም” (5)

        • ልቕሶ ዝሓዘት ጥቕልልቲ ጽሕፍቲ ረኣየ (9, 10)

ህዝቅኤል 2:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    “ወዲ ሰብ”፣ ካብቲ ኣብ ህዝቅኤል ዚርከብ እዚ መግለጺ እዚ እተጠቕሰሉ 93 ቦታታት፡ እዚ እቲ ቐዳማይ እዩ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዳን 10:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2022፡ ገጽ 4-5

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 76

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ኤር-ሚል፡ ገጽ 6

ህዝቅኤል 2:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 3:24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2022፡ ገጽ 4-5

ህዝቅኤል 2:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 1:4፣ ኤር 16:12
  • +2ዜና 36:15፣ ህዝ 33:7
  • +ዘዳ 9:24፣ መዝ 78:8፣ ኤር 3:25፣ ግብ 7:51

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2022፡ ገጽ 2-3

ህዝቅኤል 2:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ተሪር ዝገጾምን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 3:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2022፡ ገጽ 2-3

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 77

ህዝቅኤል 2:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 12:2
  • +ህዝ 3:11፣ 33:4, 15, 33፣ ዮሃ 15:22፣ ግብ 20:26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2008፡ ገጽ 11

    1/5/1997፡ ገጽ 23

ህዝቅኤል 2:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እቲ ህዝቢ ነቓጽን ከም ዚወግኣካ ነገርን እኳ እንተ ዀነ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሚክ 7:4
  • +2ነገ 1:15፣ ሉቃ 12:4
  • +ኢሳ 51:7
  • +ኤር 1:8፣ ህዝ 3:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2007፡ ገጽ 12

ህዝቅኤል 2:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 1:17

ህዝቅኤል 2:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 15:16፣ ራእ 10:9, 10

ህዝቅኤል 2:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጥቕልልቲ መጽሓፍ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 1:9
  • +ህዝ 3:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2022፡ ገጽ 6

ህዝቅኤል 2:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ራእ 5:1
  • +ህዝ 19:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2022፡ ገጽ 6

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 12/2019፡ ገጽ 3

ሓፈሻዊ

ህዝ. 2:1ዳን 10:11
ህዝ. 2:2ህዝ 3:24
ህዝ. 2:3ኢሳ 1:4፣ ኤር 16:12
ህዝ. 2:32ዜና 36:15፣ ህዝ 33:7
ህዝ. 2:3ዘዳ 9:24፣ መዝ 78:8፣ ኤር 3:25፣ ግብ 7:51
ህዝ. 2:4ህዝ 3:7
ህዝ. 2:5ህዝ 12:2
ህዝ. 2:5ህዝ 3:11፣ 33:4, 15, 33፣ ዮሃ 15:22፣ ግብ 20:26
ህዝ. 2:6ሚክ 7:4
ህዝ. 2:62ነገ 1:15፣ ሉቃ 12:4
ህዝ. 2:6ኢሳ 51:7
ህዝ. 2:6ኤር 1:8፣ ህዝ 3:9
ህዝ. 2:7ኤር 1:17
ህዝ. 2:8ኤር 15:16፣ ራእ 10:9, 10
ህዝ. 2:9ኤር 1:9
ህዝ. 2:9ህዝ 3:1
ህዝ. 2:10ራእ 5:1
ህዝ. 2:10ህዝ 19:1
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ህዝቅኤል 2:1-10

ህዝቅኤል

2 ንሱ ኸኣ፡ “ኣታ ወዲ ሰብ፡* ክዛረበካስ ብኣእጋርካ ደው በል” በለኒ።+ 2 ምስ ተዛረበኒ ድማ፡ መንፈስ መጸኒ፣ ነቲ ዚዛረበኒ ምእንቲ ኽሰምዖ እውን ብኣእጋረይ ደው ኣበለኒ።+

3 ከምዚ ኸኣ በለኒ፦ “ኣታ ወዲ ሰብ፡ ናብ ህዝቢ እስራኤል፡ ናብቶም ካባይ ዝዓለዉ ዓለውቲ ኣህዛብ+ እልእከካ ኣለኹ።+ ንሳቶምን ኣቦታቶምን ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ኣብ ቅድመይ ኣቢሶም እዮም።+ 4 ናብ ተዳፈርትን* ተሪር ዝልቦምን ደቂ እልእከካ ኣለኹ፣+ ‘እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል’ ድማ በሎም። 5 ንሳቶም ከኣ ዓላዊት ቤት እዮም እሞ፡+ እንተ ሰሚዖም ወይስ ምስማዕ እንተ ኣብዮም፡ ነብዪ ኣብ መንጎኦም ከም ዝነበረ ብርግጽ ኪፈልጡ እዮም።+

6 “ንስኻ ግና ኣታ ወዲ ሰብ፡ ብዳንዴርን ብእሾዅን እተኸበብካን*+ ኣብ መንጎ ዕንቅርቢታት እትቕመጥን እኳ እንተ ዀንካ፡ ንዓታቶም ኣይትፍርሃዮም፣+ ንቓላቶም እውን ኣይትፍርሃዮ። ዓላዊት ቤት እዮም እሞ፡ ንቓላቶም ኣይትፍርሃዮ፡+ ብገጾም እውን ኣይትሸበር።+ 7 ዓለውቲ እዮም እሞ፡ እንተ ሰሚዖም ወይ እንተ ኣብዮም፡ ቃላተይ ንገሮም።+

8 “ንስኻ ግና ኣታ ወዲ ሰብ፡ ዝብለካ ዘለኹ ስማዕ። ከምዛ ዓላዊት ቤት፡ ዓላዊ ኣይትኹን። ኣፍካ ኽፈት እሞ ነዚ ዝህበካ ዘለኹ ብልዓዮ።”+

9 ምስ ጠመትኩ፡ ኢድ ናባይ ተዘርጊሓ ረኣኹ፣+ ኣብኣ ድማ ጥቕልልቲ ጽሕፍቲ* ረኣኹ።+ 10 ኣብ ቅድመይ ምስ ዘርግሓ ኸኣ፡ ብቕድሚኣን ብድሕሪኣን ጽሑፍ ነበራ።+ ልቕሶን ሓዘንን ዋይዋይታን ተጻሒፍዋ ነበረ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ