ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 113
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • እቲ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ኣምላኽ ንትሑት የተንስኦ

        • ስም የሆዋ ንዘለኣለም ይወደስ (2)

        • ኣምላኽ ይደንን (6)

መዝሙር 113:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሃሌሉያ!” ወይ ከኣ፡ “ሃሌሉያህ!” ያህ ኣሕጽሮት ስም የሆዋ እዩ።

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/1997፡ ገጽ 16

መዝሙር 113:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 16:36፣ 29:10፣ መዝ 106:48

መዝሙር 113:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ካብ ምብራቕ ክሳብ ምዕራብ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 72:19፣ 86:9፣ ኢሳ 59:19፣ ሚል 1:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2006፡ ገጽ 14

መዝሙር 113:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 97:9፣ 99:2
  • +1ነገ 8:27

መዝሙር 113:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣብ ላዕሊ ኣብ ዝፋን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 15:11

መዝሙር 113:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 18:35፣ 138:6፣ ኢሳ 57:15፣ 66:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2006፡ ገጽ 14

    15/6/2006፡ ገጽ 31

    15/10/2005፡ ገጽ 27

    1/11/2004፡ ገጽ 29

መዝሙር 113:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኻብ ጐዱፍ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 2:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2006፡ ገጽ 14

መዝሙር 113:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሃሌሉያ!” ወይ ከኣ፡ “ሃሌሉያህ!” ያህ ኣሕጽሮት ስም የሆዋ እዩ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 2:5፣ ኢሳ 54:1

ሓፈሻዊ

መዝ. 113:21ዜና 16:36፣ 29:10፣ መዝ 106:48
መዝ. 113:3መዝ 72:19፣ 86:9፣ ኢሳ 59:19፣ ሚል 1:11
መዝ. 113:4መዝ 97:9፣ 99:2
መዝ. 113:41ነገ 8:27
መዝ. 113:5ዘጸ 15:11
መዝ. 113:6መዝ 18:35፣ 138:6፣ ኢሳ 57:15፣ 66:2
መዝ. 113:71ሳሙ 2:7
መዝ. 113:91ሳሙ 2:5፣ ኢሳ 54:1
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 113:1-9

መዝሙር

113 ንያህ ወድስዎ!*

ኣቱም ገላዉ የሆዋ፡ ወድሱ፣

ስም የሆዋ ወድሱ።

 2 ካብ ሕጂ ንዘለኣለም፡

ስም የሆዋ ይወደስ።+

 3 ካብ ምብራቕ ጸሓይ ክሳዕ ምዕራባ፡*

ስም የሆዋ ይወደስ።+

 4 የሆዋ ኣብ ልዕሊ ዅሎም ኣህዛብ ልዑል እዩ፣+

ክብሩ ኣብ ልዕሊ ሰማያት እዩ።+

 5 ከምቲ ኣብ ላዕሊ* ዚቕመጥ

የሆዋ ኣምላኽና ዝበለ መን እዩ፧+

 6 ናብ ሰማይን ናብ ምድርን ኪርኢ ይደንን እሞ፡+

 7 ንትሑት ካብ ሓመድ የተንስኦ፣

ንድኻ ኻብ ኵምራ ሓምዅሽቲ* የልዕሎ፣+

 8 ምስ ልዑላን፡

ምስ ናይ ህዝቡ ልዑላን ከኣ የቐምጦ፣

 9 ንመኻን ሕጕስቲ ኣደ ቘልዑ ገይሩ

ቤት ይህባ።+

ንያህ ወድስዎ!*

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ