ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ነገስት 14
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ነገስት—ትሕዝቶ

      • ኣማስያ፡ ንጉስ ይሁዳ (1-6)

      • ምስ ኤዶምን ምስ እስራኤልን ዝገበሮ ውግእ (7-14)

      • ሞት ዮኣስ ንጉስ እስራኤል (15, 16)

      • ሞት ኣማስያ (17-22)

      • ዳግማይ የሮብዓም፡ ንጉስ እስራኤል (23-29)

2 ነገስት 14:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 13:10

2 ነገስት 14:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 25:1-4

2 ነገስት 14:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 15:5
  • +2ዜና 24:2

2 ነገስት 14:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 15:14
  • +2ነገ 12:1, 3

2 ነገስት 14:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 12:20፣ 2ዜና 24:25

2 ነገስት 14:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 24:16

2 ነገስት 14:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 8:20
  • +2ሳሙ 8:13፣ 1ዜና 18:12
  • +2ዜና 25:11, 12

2 ነገስት 14:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ገጽ ንገጽ ንርአአ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 25:17-19

2 ነገስት 14:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቤተ መንግስትኻ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 14:7

2 ነገስት 14:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 25:15, 16
  • +እያ 15:10, 12፣ 21:8, 16
  • +2ዜና 25:20-24

2 ነገስት 14:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ድንኳኑ።”

2 ነገስት 14:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣስታት 178 ሜ.። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ነህ 8:16፣ 12:38, 39
  • +ኤር 31:38፣ ዘካ 14:10

2 ነገስት 14:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቤተ መንግስቲ።”

2 ነገስት 14:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ዳግማይ የሮብዓም።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 10:35፣ 13:9
  • +ሆሴ 1:1፣ ኣሞ 1:1፣ 7:10

2 ነገስት 14:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 14:1
  • +2ነገ 13:10
  • +2ዜና 25:25-28

2 ነገስት 14:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 12:20

2 ነገስት 14:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 2:10

2 ነገስት 14:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ትርጉሙ፡ “የሆዋ ረድአ።” ኣብ 2ነገ 15:13፣ 2ዜና 26:1-23፣ ኢሳ 6:1፣ ዘካ 14:5 ዑዝያ ተባሂሉ ኣሎ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 15:1, 2
  • +ማቴ 1:8
  • +2ዜና 26:1

2 ነገስት 14:22

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ኣቦኡ ኣማስያ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 2:8፣ 1ነገ 9:26፣ 2ነገ 16:6
  • +2ዜና 26:2

2 ነገስት 14:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሆሴ 1:1፣ ኣሞ 1:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ኤር-ሚል፡ ገጽ 18

2 ነገስት 14:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 12:28-30፣ 13:34፣ መዝ 106:20

2 ነገስት 14:25

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መእተዊ ሓማት።”

  • *

    ማለት፡ ባሕሪ ጨው፡ ወይ ምዉት ባሕሪ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 19:10, 13
  • +ዮና 1:1፣ ማቴ 12:39
  • +ዘሁ 13:21፣ 34:2, 7, 8
  • +ዘዳ 3:16, 17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 109

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2009፡ ገጽ 25

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ኤር-ሚል፡ ገጽ 18

2 ነገስት 14:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 3:7፣ መሳ 10:16፣ መዝ 106:43, 44

2 ነገስት 14:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 31:20
  • +2ነገ 13:4, 5

2 ነገስት 14:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 8:6
  • +2ዜና 8:3

2 ነገስት 14:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 15:8

ሓፈሻዊ

2 ነገ. 14:12ነገ 13:10
2 ነገ. 14:22ዜና 25:1-4
2 ነገ. 14:31ነገ 15:5
2 ነገ. 14:32ዜና 24:2
2 ነገ. 14:41ነገ 15:14
2 ነገ. 14:42ነገ 12:1, 3
2 ነገ. 14:52ነገ 12:20፣ 2ዜና 24:25
2 ነገ. 14:6ዘዳ 24:16
2 ነገ. 14:72ነገ 8:20
2 ነገ. 14:72ሳሙ 8:13፣ 1ዜና 18:12
2 ነገ. 14:72ዜና 25:11, 12
2 ነገ. 14:82ዜና 25:17-19
2 ነገ. 14:102ነገ 14:7
2 ነገ. 14:112ዜና 25:15, 16
2 ነገ. 14:11እያ 15:10, 12፣ 21:8, 16
2 ነገ. 14:112ዜና 25:20-24
2 ነገ. 14:13ነህ 8:16፣ 12:38, 39
2 ነገ. 14:13ኤር 31:38፣ ዘካ 14:10
2 ነገ. 14:162ነገ 10:35፣ 13:9
2 ነገ. 14:16ሆሴ 1:1፣ ኣሞ 1:1፣ 7:10
2 ነገ. 14:172ነገ 14:1
2 ነገ. 14:172ነገ 13:10
2 ነገ. 14:172ዜና 25:25-28
2 ነገ. 14:192ነገ 12:20
2 ነገ. 14:201ነገ 2:10
2 ነገ. 14:212ነገ 15:1, 2
2 ነገ. 14:21ማቴ 1:8
2 ነገ. 14:212ዜና 26:1
2 ነገ. 14:22ዘዳ 2:8፣ 1ነገ 9:26፣ 2ነገ 16:6
2 ነገ. 14:222ዜና 26:2
2 ነገ. 14:23ሆሴ 1:1፣ ኣሞ 1:1
2 ነገ. 14:241ነገ 12:28-30፣ 13:34፣ መዝ 106:20
2 ነገ. 14:25እያ 19:10, 13
2 ነገ. 14:25ዮና 1:1፣ ማቴ 12:39
2 ነገ. 14:25ዘሁ 13:21፣ 34:2, 7, 8
2 ነገ. 14:25ዘዳ 3:16, 17
2 ነገ. 14:26ዘጸ 3:7፣ መሳ 10:16፣ መዝ 106:43, 44
2 ነገ. 14:27ኤር 31:20
2 ነገ. 14:272ነገ 13:4, 5
2 ነገ. 14:282ሳሙ 8:6
2 ነገ. 14:282ዜና 8:3
2 ነገ. 14:292ነገ 15:8
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ነገስት 14:1-29

2 ነገስት

14 ኣብ ካልአይቲ ዓመት ዮኣስ+ ወዲ ዮኣሓዝ ንጉስ እስራኤል፡ ኣማስያ ወዲ ዮኣስ ንጉስ ይሁዳ ነገሰ። 2 ንሱ ኺነግስ ከሎ፡ ወዲ 25 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ከኣ 29 ዓመት ነገሰ። ስም ኣዲኡ ዮዓዲን እዩ፣ ንሳ ኻብ የሩሳሌም እያ።+ 3 ንሱ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ቕኑዕ ይገብር ነበረ፣ ከም ኣቦኡ ዳዊት ግና ኣይነበረን።+ ከም ኵሉ እቲ ኣቦኡ ዮኣስ ዝገበሮ ደኣ ገበረ።+ 4 ግናኸ፡ እቲ በረኽቲ ኣይተወገደን ነበረ፣+ እቲ ህዝቢ ድማ ገና ኣብቲ በረኽቲ ይስውእን ይዓጥንን ነበረ።+ 5 እታ መንግስቲ ብጽኑዕ ኣብ ትሕቲ ቝጽጽሩ ምስ ኰነት፡ ነቶም ንኣቦኡ ንጉስ ዝቐተሉ ገላዉኡ ቐተሎም።+ 6 ግናኸ፡ ከምቲ ኣብ መጽሓፍ ሕጊ ሙሴ፡ “ኣቦታት ብሰሪ ደቆም ኣይቀተሉ፣ ደቂ ኸኣ ብሰሪ ኣቦታቶም ኣይቀተሉ። ነፍሲ ወከፍ በብሓጢኣቱ ደኣ ይቀተል” ተባሂሉ ተጻሒፉ ዘሎ ትእዛዝ የሆዋ፡ ነቶም ደቂ እቶም ቀተልቲ ነፍሲ ኣይቀተሎምን።+ 7 ካብ ኤዶማውያን+ ድማ ኣብ ስንጭሮ ጨው+ 10,000 ሰባት ቀተለ፣ ንሴላዕ ከኣ ብውግእ ሓዛ እሞ፡+ ስማ ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ዮቅትኤል ኰነ።

8 ኣማስያ ድማ ናብ ዮኣስ ወዲ ዮኣሓዝ ወዲ የሁ ንጉስ እስራኤል ልኡኻት ልኢኹ፡ “ንዓ፡ ንሓድሕድና ኣብ ውግእ ንጋጠም”* በሎ።+ 9 ዮኣስ ንጉስ እስራኤል ከኣ ንኣማስያ ንጉስ ይሁዳ ኸምዚ ኢሉ ለኣኸሉ፦ “ኣብ ሊባኖስ ዘሎ እሾዅ ነቲ ኣብ ሊባኖስ ዘሎ ቄድሮስ፡ ‘ጓልካ ንወደይ ሰበይቲ ኽትኰኖ ሃቦ’ ኢሉ ለኣኸሉ። ግናኸ፡ ኣብ ሊባኖስ ዘሎ እንስሳ ዘገዳም ሓለፈ እሞ፡ ነቲ እሾዅ ረገጾ። 10 ብርግጽ ንኤዶም ወቒዕካ ኢኻ፣+ ልብኻ ድማ ተዓብዩ ኣሎ። ክበር፡ ኣብ ቤትካ* ድማ ተቐመጥ። ንይሁዳ ምሳኻ ኽትልክሞሲ፡ ስለምንታይ መዓት ኣለዓዒልካ እትወድቕ፧” 11 ኣማስያ ግና ኣይሰምዐን።+

ሽዑ፡ ዮኣስ ንጉስ እስራኤል ደየበ፣ ንሱን ኣማስያ ንጉስ ይሁዳን ኣብ ቤት-ሸመሽ+ ናይ ይሁዳ ንሓድሕዶም ኣብ ውግእ ተጋጠሙ።+ 12 ይሁዳ ኸኣ ብእስራኤል ተሳዕረ፣ ነፍሲ ወከፍ ድማ ነናብ ቤቱ* ሃደመ። 13 ዮኣስ ንጉስ እስራኤል ከኣ ንኣማስያ ንጉስ ይሁዳ፡ ወዲ ዮኣስ ወዲ ኣሓዝያ፡ ኣብ ቤት-ሸመሽ ሓዞ። ናብ የሩሳሌም ድማ መጹ፣ ንሱ ኸኣ ንመካበብያ የሩሳሌም ካብ ኣፍ ደገ ኤፍሬም+ ክሳብ ኣፍ ደገ መኣዝን፡+ 400 እመት* ኣፍረሰ። 14 ነቲ ኣብ ቤት የሆዋን ኣብ መዛግብቲ ቤት* ንጉስን እተረኽበ ዅሉ ወርቅን ብሩርን ኵሉ ኣቕሑን ወሰደ፣ ብዘይካዚ እውን ጅሆ ወሰደ። ናብ ሰማርያ ድማ ተመልሰ።

15 እቲ ዝተረፈ ታሪኽ ዮኣስ፡ እቲ ዝገበሮን ኵሉ ሓይሉን እቲ ምስ ኣማስያ ንጉስ ይሁዳ እተዋግኦን፡ ኣብ ታሪኽ ዘመን ነገስታት እስራኤል ተጻሒፉዶ የሎን፧ 16 ዮኣስ ከኣ ምስ ኣቦታቱ ዓረፈ፣ ምስ ነገስታት እስራኤል ድማ ኣብ ሰማርያ ተቐብረ፣+ ኣብ ክንዳኡ ኸኣ ወዱ የሮብዓም*+ ነገሰ።

17 ኣማስያ+ ወዲ ዮኣስ ንጉስ ይሁዳ ኸኣ፡ ድሕሪ ሞት ዮኣስ+ ወዲ ዮኣሓዝ ንጉስ እስራኤል 15 ዓመት ብህይወት ጸንሐ።+ 18 እቲ ዝተረፈ ታሪኽ ኣማስያ፡ ኣብ መጽሓፍ ታሪኽ ዘመን ነገስታት ይሁዳ ተጻሒፉዶ የሎን፧ 19 ኣብ የሩሳሌም ከኣ ውዲት ኣለሙሉ፣+ ንሱ ድማ ናብ ላኪሽ ሃደመ፣ ንሳቶም ግና ደድሕሪኡ ናብ ላኪሽ ሰባት ሰደዱ፡ ኣብኣ እውን ቀተልዎ። 20 ኣብ ኣፍራስ ጽዒኖም ከኣ መለስዎ፡ ምስ ኣቦታቱ እውን ኣብ የሩሳሌም ኣብ ከተማ ዳዊት ተቐብረ።+ 21 ኵሎም ህዝቢ ይሁዳ ድማ ነቲ ወዲ 16 ዓመት ዝነበረ+ ዓዛርያ*+ ወሲዶም፡ ኣብ ክንዲ ኣቦኡ ኣማስያ ኣንገስዎ።+ 22 ንጉስ* ምስ ኣቦታቱ ምስ ዓረፈ፡ ንሱ ንኤላት+ ዳግም ሰርሓ፡ ናብ ይሁዳ እውን መለሳ።+

23 ኣብ መበል 15 ዓመት ኣማስያ ወዲ ዮኣስ ንጉስ ይሁዳ፡ የሮብዓም+ ወዲ ዮኣስ ንጉስ እስራኤል ኣብ ሰማርያ ነገሰ፣ 41 ዓመት ድማ ነገሰ። 24 ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ኸኣ ክፉእ ይገብር ነበረ። ካብቲ የሮብዓም ወዲ ናባጥ ንእስራኤል ዘሕጥኣሉ ሓጢኣት ድማ ኣየልገሰን።+ 25 ንሱ ኸምቲ የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል በቲ ኻብ ጋት-ሔፈር+ ዝዀነ ጊልያኡ ነብዪ ዮናስ+ ወዲ ኣሚታይ እተዛረቦ ቓል፡ ንዶብ እስራኤል ካብ ለቦ-ሓማት*+ ክሳብ ባሕሪ ዓራባ*+ ኣምለሰ። 26 ከመይሲ፡ የሆዋ ነቲ ኣዝዩ መሪር ጸበባ እስራኤል ርእዩ ነበረ።+ ንእስራኤል ኪረድእ ዝተረፈ፡ ረዳኢ ኣልቦ ወይ ድኹም እኳ ኣይነበረን። 27 የሆዋ ግና ንስም እስራኤል ካብ ትሕቲ ሰማያት ከይድምስሶ ኣተስፍዩ ነበረ።+ ስለዚ ኸኣ፡ ብኢድ የሮብዓም ወዲ ዮኣስ ኣድሓኖም።+

28 እቲ ዝተረፈ ታሪኽ የሮብዓም፡ ኵሉ እቲ ዝገበሮን ሓይሉን ከመይ ከም እተዋግአን ንደማስቆን+ ንሓማትን+ ናብ ይሁዳ ኣብ እስራኤል ከመይ ከም ዘምለሰንን፡ ኣብ መጽሓፍ ታሪኽ ዘመን ነገስታት እስራኤል ተጻሒፉዶ የሎን፧ 29 የሮብዓም ድማ ምስ ኣቦታቱ፡ ምስ ነገስታት እስራኤል ዓረፈ፣ ኣብ ክንዳኡ ኸኣ ወዱ ዘካርያስ ነገሰ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ