ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ጴጥሮስ 1
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ጴጥሮስ—ትሕዝቶ

      • ሰላምታ (1, 2)

      • ንህያው ተስፋ ኸም ብሓድሽ እተወልዱ (3-12)

      • ከም እዙዛት ውሉዳት፡ ቅዱሳት ኩኑ (13-25)

1 ጴጥሮስ 1:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 10:2
  • +ግብ 2:5, 9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 26

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2018፡ ገጽ 14

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2012፡ ገጽ 19

    15/3/2012፡ ገጽ 21

    15/8/2007፡ ገጽ 8

    15/7/2004፡ ገጽ 24-25

    1/9/1997፡ ገጽ 8

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 1ተሰ-ራእ፡ ገጽ 19

1 ጴጥሮስ 1:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 12:22, 24
  • +2ተሰ 2:13
  • +ሮሜ 8:29

1 ጴጥሮስ 1:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 15:20
  • +ራእ 20:6
  • +1ጴጥ 1:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    1/2016፡ ገጽ 20

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2012፡ ገጽ 21

    1/4/2009፡ ገጽ 3

1 ጴጥሮስ 1:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 15:53፣ 2ጢሞ 1:10፣ 1ጴጥ 5:4
  • +ዮሃ 14:2፣ 2ጢሞ 4:8

1 ጴጥሮስ 1:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2012፡ ገጽ 27-31

    15/6/2007፡ ገጽ 18

1 ጴጥሮስ 1:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 4:17፣ 2ጢሞ 3:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2009፡ ገጽ 12

    15/5/1998፡ ገጽ 16

1 ጴጥሮስ 1:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዝጸረየ፣ እተዀልዐ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ያእ 1:2, 3
  • +2ተሰ 1:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2008፡ ገጽ 21

    15/8/2007፡ ገጽ 12

    1/8/2001፡ ገጽ 32

    15/5/1998፡ ገጽ 16

1 ጴጥሮስ 1:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/1997፡ ገጽ 14-19

1 ጴጥሮስ 1:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ድሕነት ነፍሳትኩም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 6:22

1 ጴጥሮስ 1:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 13:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2002፡ ገጽ 13

1 ጴጥሮስ 1:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 53:5
  • +ዳን 9:24-27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2002፡ ገጽ 13

1 ጴጥሮስ 1:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 15:26፣ ግብ 2:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2009፡ ገጽ 24

    15/11/2008፡ ገጽ 21

1 ጴጥሮስ 1:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ሓቛቝ ኣእምሮኹም ተዓጠቑ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 12:35
  • +ኤፌ 5:17፣ 1ጴጥ 4:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2021፡ ገጽ 13

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2012፡ ገጽ 23

    1/3/2006፡ ገጽ 22

    1/10/1997፡ ገጽ 27-28

1 ጴጥሮስ 1:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 28:9፣ ሮሜ 12:1፣ እብ 12:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2021፡ ገጽ 2፡ 15

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    2/2017፡ ገጽ 9

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/1996፡ ገጽ 15-20

1 ጴጥሮስ 1:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 11:44፣ 19:2፣ 20:7, 26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 137

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 34-35

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2021፡ ገጽ 2፡ 3-4

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 40

    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ጽናዕ፡ ገጽ 77

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    2/2017፡ ገጽ 9

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2008፡ ገጽ 26

1 ጴጥሮስ 1:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 10:17
  • +2ቈረ 7:1

1 ጴጥሮስ 1:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ካብቲ ብስርዓታት።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “በጃ ዝረኸብኩም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 6:20

1 ጴጥሮስ 1:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ገንሸል ካብ ዕየት ዚዓቢ፡ ንእሽቶ ተባዕታይ በጊዕ እዩ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 12:5፣ ዘሌ 22:20፣ ዮሃ 1:29
  • +ኢሳ 53:12፣ እብ 9:14
  • +1ቈረ 5:7

1 ጴጥሮስ 1:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 17:5፣ ኤፌ 1:4
  • +ቈሎ 1:26, 27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2006፡ ገጽ 23

1 ጴጥሮስ 1:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 2:24
  • +እብ 2:9
  • +ዮሃ 14:6

1 ጴጥሮስ 1:22

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍስኹም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 12:9፣ 1ዮሃ 3:17
  • +1ጢሞ 1:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2023፡ ገጽ 29

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 227

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2021፡ ገጽ 22

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 56

1 ጴጥሮስ 1:23

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ኪፈሪ ዚኽእል ዘርኢ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 3:6
  • +ዮሃ 6:63፣ ያእ 1:18
  • +ዮሃ 3:3፣ 2ቈረ 5:17፣ 1ጴጥ 1:3፣ 1ዮሃ 3:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2009፡ ገጽ 3

1 ጴጥሮስ 1:24

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰብ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2017፡ ገጽ 18-19

1 ጴጥሮስ 1:25

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 40:6-8
  • +ቲቶ 1:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2017፡ ገጽ 18-19

ሓፈሻዊ

1 ጴጥ. 1:1ማቴ 10:2
1 ጴጥ. 1:1ግብ 2:5, 9
1 ጴጥ. 1:2እብ 12:22, 24
1 ጴጥ. 1:22ተሰ 2:13
1 ጴጥ. 1:2ሮሜ 8:29
1 ጴጥ. 1:31ቈረ 15:20
1 ጴጥ. 1:3ራእ 20:6
1 ጴጥ. 1:31ጴጥ 1:23
1 ጴጥ. 1:41ቈረ 15:53፣ 2ጢሞ 1:10፣ 1ጴጥ 5:4
1 ጴጥ. 1:4ዮሃ 14:2፣ 2ጢሞ 4:8
1 ጴጥ. 1:62ቈረ 4:17፣ 2ጢሞ 3:12
1 ጴጥ. 1:7ያእ 1:2, 3
1 ጴጥ. 1:72ተሰ 1:7
1 ጴጥ. 1:9ሮሜ 6:22
1 ጴጥ. 1:10ማቴ 13:17
1 ጴጥ. 1:11ኢሳ 53:5
1 ጴጥ. 1:11ዳን 9:24-27
1 ጴጥ. 1:12ዮሃ 15:26፣ ግብ 2:4
1 ጴጥ. 1:13ሉቃ 12:35
1 ጴጥ. 1:13ኤፌ 5:17፣ 1ጴጥ 4:7
1 ጴጥ. 1:15ዘዳ 28:9፣ ሮሜ 12:1፣ እብ 12:14
1 ጴጥ. 1:16ዘሌ 11:44፣ 19:2፣ 20:7, 26
1 ጴጥ. 1:17ዘዳ 10:17
1 ጴጥ. 1:172ቈረ 7:1
1 ጴጥ. 1:181ቈረ 6:20
1 ጴጥ. 1:19ዘጸ 12:5፣ ዘሌ 22:20፣ ዮሃ 1:29
1 ጴጥ. 1:19ኢሳ 53:12፣ እብ 9:14
1 ጴጥ. 1:191ቈረ 5:7
1 ጴጥ. 1:20ዮሃ 17:5፣ ኤፌ 1:4
1 ጴጥ. 1:20ቈሎ 1:26, 27
1 ጴጥ. 1:21ግብ 2:24
1 ጴጥ. 1:21እብ 2:9
1 ጴጥ. 1:21ዮሃ 14:6
1 ጴጥ. 1:22ሮሜ 12:9፣ 1ዮሃ 3:17
1 ጴጥ. 1:221ጢሞ 1:5
1 ጴጥ. 1:23ዮሃ 3:6
1 ጴጥ. 1:23ዮሃ 6:63፣ ያእ 1:18
1 ጴጥ. 1:23ዮሃ 3:3፣ 2ቈረ 5:17፣ 1ጴጥ 1:3፣ 1ዮሃ 3:9
1 ጴጥ. 1:25ኢሳ 40:6-8
1 ጴጥ. 1:25ቲቶ 1:3
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ጴጥሮስ 1:1-25

1 ጴጥሮስ

1 ካብቲ ሃዋርያ+ የሱስ ክርስቶስ ዝዀነ ጴጥሮስ፡ ናብቶም ኣብ ጶንጦስን ኣብ ገላትያን ኣብ ቀጶዶቅያን+ ኣብ እስያን ኣብ ቢቲንያን ፋሕ ኢሎም ዘለዉ እተሰድዱ ሕሩያት፡ 2 ማለት ናብቶም እዙዛትን ብደም የሱስ ክርስቶስ እተነጽጉን ምእንቲ ኪዀኑ፡+ ብቕድስና መንፈስ+ ከምቲ ኣቦና ኣምላኽ ኣቐዲሙ ዝፈለጦ+ ፍልጠት እተሓርዩ ሕሩያት፦

ጸጋን ሰላምን ይብዛሓልኩም።

3 ኣምላኽን ኣቦን ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ይወደስ፣ ከምቲ ዓብዪ ምሕረቱስ በቲ የሱስ ክርስቶስ ካብ ምዉታት ዝረኸቦ ትንሳኤ፡+ ንህያው ተስፋ+ ኸም ብሓድሽ ወሊዱና እዩ፣+ 4 ናብ ዘይሓልፍን ዘይረኸሰን ዘይጽምሉን ርስቲ ድማ እዩ ዝወለደና።+ እዚ ኸኣ ኣብ ሰማያት ተዓቚሩልኩም ኣሎ፣+ 5 ንስኻትኩም ድማ ብሓይሊ ኣምላኽ ብእምነት ነቲ ብዳሕራይ እዋን ኪግለጽ እተዳለወ ድሕነት ትሕለዉ ኣለኹም። 6 ንቝሩብ ግዜ ብእተፈላለየ ፈተናታት ክትጕህዩ እኳ እንተ ኣሎኩም፡ በዚ ባህ ይብለኩም ኣሎ።+ 7 እዚ እውን እቲ ኻብቲ ብሓዊ እተፈተነ* ኽነሱ ጠፋኢ ዝዀነ ወርቂ ኣዝዩ ዚኸብር ፍቱን እምነትኩም፡+ ብግልጸት የሱስ ክርስቶስ ንውዳሰን ክብርን ግርማን ምእንቲ ኪኸውን እዩ።+ 8 ንዕኡ ኸቶ እኳ እንተ ዘይረኣኹምዎ፡ ተፍቅርዎ ኢኹም። ሕጂ ትርእይዎ እኳ እንተ ዘየለኹም፡ ብእኡ ትኣምኑ ኢኹም፡ ብዘይግለጽን ክቡርን ሓጐስ ድማ ባህ ይብለኩም እዩ፣ 9 ምኽንያቱ፡ መወዳእታ እምነትኩም፡ ማለት ድሕነትኩም* ትረኽቡ ኢኹም።+

10 እቶም ብዛዕባ እቲ ንዓኻትኩም ዝዀነ ጸጋ እተነበዩ ነብያት፡ ብዛዕባ እዚ ድሕነት እዚ ኣጸቢቖም ደልዮምን መርሚሮምን እዮም።+ 11 እቲ ኣባታቶም ዝነበረ መንፈስ ብዛዕባ መከራ ክርስቶስን+ ብዛዕባ እቲ ድሕሪኡ ዘሎ ኽብርን ኣቐዲሙ ኺምስክር ከሎ፡ ብዛዕባ ክርስቶስ ነየናይ እዋን ወይ ንኸመይ ዝበለ እዋን ከም ዜመልክት+ ብቐጻሊ መርሚሮም እዮም። 12 ንዓኻትኩም እምበር፡ ንርእሶም የገልግሉ ኸም ዘይነበሩ ተገሊጹሎም እዩ። እዚ ኸኣ ብዛዕባ እቲ በቶም ካብ ሰማይ ብእተላእከ መንፈስ ቅዱስ ዘበሰሩኹም ኣቢሉ ሕጂ ንዓኻትኩም እተነግረኩም እዩ።+ መላእኽቲ ድማ ናብዚ ኺጥምቱ ይምነዩ ኣለዉ።

13 ስለዚ፡ ብኣእምሮኹም ንተግባር ተዓጠቑ፡*+ ቀልብኹም ኣጸቢቕኩም ሓልዉ፡+ ኣብቲ ብግልጸት የሱስ ክርስቶስ ዚርከብ ጸጋ ተስፋ ግበሩ። 14 ከም እዙዛት ውሉዳት፡ በቲ ኣቐዲምኩም ብድንቍርናኹም ዝነበረኩም ትምኒት ደጊም ኣይትቀረጹ፣ 15 የግዳስ፡ ከምቲ እቲ ዝጸውዓኩም ቅዱስ ዝዀነ፡ ንስኻትኩም እውን ብዅሉ ኣካይዳኹም ቅዱሳት ኩኑ፣+ 16 ከመይሲ፡ “ኣነ ቕዱስ እየ እሞ፡ ቅዱሳት ኩኑ” ተባሂሉ ተጻሒፉ ኣሎ።+

17 ነቲ ንነፍሲ ወከፍ ብዘይ ኣድልዎ ኸከም ግብሩ ዚፈርድ ኣቦ+ ትጽውዕዎ ኻብ ኰንኩም ከኣ፡ ኣብዚ ግዜ ግሽነትኩም ብፍርሃት ንበሩ።+ 18 ካብቲ ኻብ ኣቦታትኩም* እተቐበልኩምዎ ኸንቱ ኣነባብራኹም ናጻ ዝዀንኩም፡*+ ብሓላፊ ነገራት፡ ብብሩር ወይስ ብወርቂ፡ ከም ዘይኰነ ትፈልጡ ኢኹም። 19 የግዳስ፡ በቲ ኸም ናይ ኣበርን ርስሓትን ዘይብሉ ገንሸል*+ ዝዀነ ኽቡር ደም+ ክርስቶስ+ ኢኹም ድሒንኩም። 20 ንሱስ ቅድሚ ምስራት ዓለም ኣቐዲሙ ተፈሊጡ እዩ፣+ ኣብ መወዳእታ ግዜያት ግና ምእንታኹም ተጋሂዱ እዩ።+ 21 እምነትኩምን ተስፋኹምን ብኣምላኽ ምእንቲ ኪኸውንሲ፡ ብእኡ ኣቢልኩም በቲ ኻብ ምዉታት ዘተንስኦን+ ክብሪ ዝሃቦን+ ኣምላኽ ኣሚንኩም ኣለኹም።+

22 ንሓቂ ብዘሎኩም ተኣዛዝነት ርእስኹም* ካብ ኣንጻህኩም እሞ ግብዝና ዘይብላ ሕውነታዊት ፍቕሪ ኻብ ሃለወትኩም፡+ ካብ ልቢ፡ ንሓድሕድኩም ኣጸቢቕኩም ተፋቐሩ።+ 23 ካብ ሓላፊ ዘይኰነስ፡ ካብ ዘይሓልፍ ዘርኢ፡*+ ብቓል እቲ ህያውን ነባርን ኣምላኽ+ ኢኹም ከም ብሓድሽ እተወለድኩም።+ 24 ከመይሲ፡ “ኵሉ ስጋ* ኸም ሳዕሪ፡ ኵሉ ኽብሩ እውን ከም ዕምባባ መሮር እዩ፣ እቲ ሳዕሪ ይነቅጽ፡ እቲ ዕምባባ እውን ይረግፍ፣ 25 ቃል የሆዋ* ግና ንዘለኣለም ይነብር።”+ እዚ “ቓል” እዚ ኸኣ፡ እቲ እተሰብከልኩም ብስራት እዩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ