ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሌዋውያን 26
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ዘሌዋውያን—ትሕዝቶ

      • ካብ ኣምልኾ ጣኦት ርሓቕ (1, 2)

      • ተኣዛዝነት ዜምጽኦ በረኸት (3-13)

      • ዘይተኣዛዝነት ዜስዕቦ መቕጻዕቲ (14-46)

ዘሌዋውያን 26:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 20:4፣ ዘሌ 19:4፣ ግብ 17:29፣ 1ቈረ 8:4
  • +ዘዳ 5:8
  • +ዳን 3:18፣ 1ቈረ 10:14
  • +ዘሁ 33:52

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 19

ዘሌዋውያን 26:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ፍርሁ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 1/2021፡ ገጽ 6

ዘሌዋውያን 26:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 11:13-15፣ መክ 12:13

ዘሌዋውያን 26:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 28:12፣ ኢሳ 30:23፣ ህዝ 34:26፣ ዮኤ 2:23
  • +መዝ 67:6፣ 85:12

ዘሌዋውያን 26:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 25:18

ዘሌዋውያን 26:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 22:9፣ መዝ 29:11፣ ሃጌ 2:9
  • +ሚክ 4:4

ዘሌዋውያን 26:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 28:7፣ እያ 23:10፣ መሳ 7:15, 16፣ 15:15, 16፣ 1ዜና 11:20

ዘሌዋውያን 26:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ገጸይ ናባኻትኩም ክመልስ እየ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 28:4
  • +ዘጸ 6:4

ዘሌዋውያን 26:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሰይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 25:8፣ ህዝ 37:26፣ ራእ 21:3

ዘሌዋውያን 26:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 23:14
  • +ዘጸ 6:7፣ 2ቈረ 6:16

ዘሌዋውያን 26:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ቀኒዕኩም ከም እትኸዱ።”

ዘሌዋውያን 26:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 28:15

ዘሌዋውያን 26:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍስኹም ፍርድታተይ እንተ ፈንፈነት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 17:15
  • +ዘጸ 24:7፣ ዘዳ 31:16፣ እብ 8:9

ዘሌዋውያን 26:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 28:22, 33፣ መሳ 6:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 1/2021፡ ገጽ 7

ዘሌዋውያን 26:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 28:15, 25፣ መሳ 2:14፣ 1ሳሙ 4:10
  • +መዝ 106:41፣ ድጕ 1:5
  • +ዘሌ 26:36

ዘሌዋውያን 26:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 11:17፣ 1ነገ 17:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2004፡ ገጽ 24

ዘሌዋውያን 26:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 12:13፣ ሃጌ 1:6, 10

ዘሌዋውያን 26:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 32:24፣ ኤር 15:3
  • +ህዝ 5:17
  • +መሳ 5:6፣ ኢሳ 33:8፣ ዘካ 7:14

ዘሌዋውያን 26:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 1:16፣ ኤር 2:30፣ 5:3

ዘሌዋውያን 26:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 24:7
  • +ዘዳ 28:21፣ ኤር 24:10፣ ኣሞ 4:10
  • +መሳ 2:14፣ 1ሳሙ 4:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 1/2021፡ ገጽ 7

ዘሌዋውያን 26:26

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “በትሪ።” እንጌራ ንምንባር ዜገልግል በትሪ ዜመልክት ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 5:16
  • +ህዝ 4:16
  • +ኢሳ 9:20፣ ሚክ 6:14፣ ሃጌ 1:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2004፡ ገጽ 24

ዘሌዋውያን 26:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 21:5

ዘሌዋውያን 26:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 28:53፣ 2ነገ 6:29፣ ኤር 19:9፣ ድጕ 4:10፣ ህዝ 5:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኤርምያስ፡ ገጽ 154-155

ዘሌዋውያን 26:30

እግረ ጽሑፋት

  • *

    እታ ናይ እብራይስጢ ቓል ምስ “ፋንድያ” እትዛመድ ክትከውን ትኽእል እያ፣ ንዕቀት ንምግላጽ ከኣ ተገልግል።

  • *

    ወይ፡ “ነፍሰይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 34:3፣ ኢሳ 27:9
  • +1ነገ 13:2፣ 2ነገ 23:8, 20፣ ህዝ 6:5
  • +መዝ 78:58, 59

ዘሌዋውያን 26:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 25:9, 10፣ 2ዜና 36:17፣ ነህ 2:3፣ ኢሳ 1:7፣ ኤር 4:7

ዘሌዋውያን 26:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 9:11
  • +ዘዳ 28:37፣ 29:22-24፣ ኤር 18:16፣ ድጕ 2:15፣ ህዝ 5:15

ዘሌዋውያን 26:33

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 44:11
  • +ኤር 9:16፣ ህዝ 12:14
  • +ዘካ 7:14

ዘሌዋውያን 26:34

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰንበት ክትሕሉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 36:20, 21

ዘሌዋውያን 26:36

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 24:6
  • +ዘሌ 26:17፣ ኢሳ 30:17

ዘሌዋውያን 26:37

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 7:12፣ መሳ 2:14፣ ኤር 37:10

ዘሌዋውያን 26:38

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 4:27፣ 28:48፣ ኤር 42:17

ዘሌዋውያን 26:39

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 28:65
  • +ዘጸ 20:5፣ ዘሁ 14:18

ዘሌዋውያን 26:40

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 8:33፣ ነህ 9:2፣ ህዝ 6:9፣ ዳን 9:5
  • +ህዝ 36:31

ዘሌዋውያን 26:41

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነቓጽ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 26:24
  • +1ነገ 8:47፣ 2ዜና 36:20
  • +ዘዳ 30:6፣ ኤር 4:4፣ ግብ 7:51

ዘሌዋውያን 26:42

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 28:13
  • +ዘፍ 26:3
  • +ዘፍ 12:7፣ ዘዳ 4:31፣ መዝ 106:45

ዘሌዋውያን 26:43

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሶም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 26:34፣ 2ዜና 36:20, 21
  • +2ነገ 17:15

ዘሌዋውያን 26:44

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 4:13፣ ኤር 14:21
  • +ዘዳ 4:31፣ 2ነገ 13:23፣ ነህ 9:31

ዘሌዋውያን 26:45

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 20:9
  • +ዘጸ 24:3, 8፣ ዘዳ 9:9

ዘሌዋውያን 26:46

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 27:34፣ ዘዳ 6:1

ሓፈሻዊ

ዘሌ. 26:1ዘጸ 20:4፣ ዘሌ 19:4፣ ግብ 17:29፣ 1ቈረ 8:4
ዘሌ. 26:1ዘዳ 5:8
ዘሌ. 26:1ዳን 3:18፣ 1ቈረ 10:14
ዘሌ. 26:1ዘሁ 33:52
ዘሌ. 26:3ዘዳ 11:13-15፣ መክ 12:13
ዘሌ. 26:4ዘዳ 28:12፣ ኢሳ 30:23፣ ህዝ 34:26፣ ዮኤ 2:23
ዘሌ. 26:4መዝ 67:6፣ 85:12
ዘሌ. 26:5ዘሌ 25:18
ዘሌ. 26:61ዜና 22:9፣ መዝ 29:11፣ ሃጌ 2:9
ዘሌ. 26:6ሚክ 4:4
ዘሌ. 26:8ዘዳ 28:7፣ እያ 23:10፣ መሳ 7:15, 16፣ 15:15, 16፣ 1ዜና 11:20
ዘሌ. 26:9ዘዳ 28:4
ዘሌ. 26:9ዘጸ 6:4
ዘሌ. 26:11ዘጸ 25:8፣ ህዝ 37:26፣ ራእ 21:3
ዘሌ. 26:12ዘዳ 23:14
ዘሌ. 26:12ዘጸ 6:7፣ 2ቈረ 6:16
ዘሌ. 26:14ዘዳ 28:15
ዘሌ. 26:152ነገ 17:15
ዘሌ. 26:15ዘጸ 24:7፣ ዘዳ 31:16፣ እብ 8:9
ዘሌ. 26:16ዘዳ 28:22, 33፣ መሳ 6:3
ዘሌ. 26:17ዘዳ 28:15, 25፣ መሳ 2:14፣ 1ሳሙ 4:10
ዘሌ. 26:17መዝ 106:41፣ ድጕ 1:5
ዘሌ. 26:17ዘሌ 26:36
ዘሌ. 26:19ዘዳ 11:17፣ 1ነገ 17:1
ዘሌ. 26:20ኤር 12:13፣ ሃጌ 1:6, 10
ዘሌ. 26:22ዘዳ 32:24፣ ኤር 15:3
ዘሌ. 26:22ህዝ 5:17
ዘሌ. 26:22መሳ 5:6፣ ኢሳ 33:8፣ ዘካ 7:14
ዘሌ. 26:23ኢሳ 1:16፣ ኤር 2:30፣ 5:3
ዘሌ. 26:25ዘጸ 24:7
ዘሌ. 26:25ዘዳ 28:21፣ ኤር 24:10፣ ኣሞ 4:10
ዘሌ. 26:25መሳ 2:14፣ 1ሳሙ 4:10
ዘሌ. 26:26ህዝ 5:16
ዘሌ. 26:26ህዝ 4:16
ዘሌ. 26:26ኢሳ 9:20፣ ሚክ 6:14፣ ሃጌ 1:6
ዘሌ. 26:28ኤር 21:5
ዘሌ. 26:29ዘዳ 28:53፣ 2ነገ 6:29፣ ኤር 19:9፣ ድጕ 4:10፣ ህዝ 5:10
ዘሌ. 26:302ዜና 34:3፣ ኢሳ 27:9
ዘሌ. 26:301ነገ 13:2፣ 2ነገ 23:8, 20፣ ህዝ 6:5
ዘሌ. 26:30መዝ 78:58, 59
ዘሌ. 26:312ነገ 25:9, 10፣ 2ዜና 36:17፣ ነህ 2:3፣ ኢሳ 1:7፣ ኤር 4:7
ዘሌ. 26:32ኤር 9:11
ዘሌ. 26:32ዘዳ 28:37፣ 29:22-24፣ ኤር 18:16፣ ድጕ 2:15፣ ህዝ 5:15
ዘሌ. 26:33መዝ 44:11
ዘሌ. 26:33ኤር 9:16፣ ህዝ 12:14
ዘሌ. 26:33ዘካ 7:14
ዘሌ. 26:342ዜና 36:20, 21
ዘሌ. 26:36ኢሳ 24:6
ዘሌ. 26:36ዘሌ 26:17፣ ኢሳ 30:17
ዘሌ. 26:37እያ 7:12፣ መሳ 2:14፣ ኤር 37:10
ዘሌ. 26:38ዘዳ 4:27፣ 28:48፣ ኤር 42:17
ዘሌ. 26:39ዘዳ 28:65
ዘሌ. 26:39ዘጸ 20:5፣ ዘሁ 14:18
ዘሌ. 26:401ነገ 8:33፣ ነህ 9:2፣ ህዝ 6:9፣ ዳን 9:5
ዘሌ. 26:40ህዝ 36:31
ዘሌ. 26:41ዘሌ 26:24
ዘሌ. 26:411ነገ 8:47፣ 2ዜና 36:20
ዘሌ. 26:41ዘዳ 30:6፣ ኤር 4:4፣ ግብ 7:51
ዘሌ. 26:42ዘፍ 28:13
ዘሌ. 26:42ዘፍ 26:3
ዘሌ. 26:42ዘፍ 12:7፣ ዘዳ 4:31፣ መዝ 106:45
ዘሌ. 26:43ዘሌ 26:34፣ 2ዜና 36:20, 21
ዘሌ. 26:432ነገ 17:15
ዘሌ. 26:44ዘዳ 4:13፣ ኤር 14:21
ዘሌ. 26:44ዘዳ 4:31፣ 2ነገ 13:23፣ ነህ 9:31
ዘሌ. 26:45ህዝ 20:9
ዘሌ. 26:45ዘጸ 24:3, 8፣ ዘዳ 9:9
ዘሌ. 26:46ዘሌ 27:34፣ ዘዳ 6:1
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
  • 41
  • 42
  • 43
  • 44
  • 45
  • 46
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዘሌዋውያን 26:1-46

ዘሌዋውያን

26 “‘ኣነ የሆዋ ኣምላኽኩም እየ እሞ፡ ከንቱ ኣማልኽቲ ንዓኻትኩም ኣይትግበሩ፣+ ጽሩብ ምስሊ ወይ ሓወልቲ ኣምልኾ እውን ንዓኻትኩም ኣይተቝሙ፣+ ክትሰግዱሉ ኢልኩም+ ድማ ቅሩጽ እምኒ ኣብ ምድርኹም ኣይትግበሩ።+ 2 ሰናብተይ ሓልዉ፡ ንመቕደሰይ ከኣ ኣኽብሩ።* ኣነ የሆዋ እየ።

3 “‘ብሕግታተይ እንተ ተመላሊስኩም፡ ትእዛዛተይ ከኣ እንተ ሓሊኹምን እንተ ጌርኩምዎን፡+ 4 ዝናም ብግዜኡ ኽህበኩም እየ፣+ ምድሪ ኸኣ ፍሪኣ ኽትህብ እያ፣+ ኣእዋም መሮር እውን ፍሪኡ ኺህብ እዩ። 5 ወቕቲ መኼዳኹም ክሳዕ ምቕንጣብ ወይንኹም፡ ምቕንጣብ ወይኒ ድማ ክሳዕ ወቕቲ ምዝራእ ኪበጽሕ እዩ፣ ክሳዕ እትጸግቡ እንጌራኹም ክትበልዑ፡ ኣብ ምድርኹም ከኣ ብደሓን ክትቅመጡ ኢኹም።+ 6 ኣብታ ምድሪ ሰላም ክህብ እየ፣+ ማንም ከየፍረሃኩም ድማ ክትድቅሱ ኢኹም፣+ ሕሱማት ኣራዊት ካብታ ምድሪ ኸጽንት እየ፡ ሰይፊ ውግእ ኸኣ ብምድርኹም ኣይኪሓልፍን እዩ። 7 ጸላእትኹም ክትሰጕጉ፡ ንሳቶም ድማ ብርግጽ ኣብ ቅድሜኹም ብሰይፊ ኺወድቁ እዮም። 8 ሓሙሽተ ኻባኻትኩም ን100 ኺሰጕጉ፡ 100 ኻባኻትኩም ከኣ ን10,000 ኪሰጕጉ እዮም፣ ጸላእትኹም ድማ ኣብ ቅድሜኹም ብሰይፊ ኺወድቁ እዮም።+

9 “‘ኣብ ቅድመይ ሞገስ ክትረኽቡ ኢኹም፡* ከፍርየኩምን ከብዝሓኩምን ከኣ እየ።+ ኪዳነይ ድማ ምሳኻትኩም ከጽንዕ እየ።+ 10 ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝፈረየ ነባር እኽሊ ኽትበልዑ ኸለኹም፡ ነቲ ሓድሽ ቦታ ምእንቲ ኽትረኽቡሉ ነቲ ነባር ከተውጽእዎ ኢኹም። 11 ማሕደረይ ኣብ ማእከልኩም ክገብር፡+ ኣነ* እውን ኣይክድርብየኩምን እየ። 12 ኣብ መንጎኹም ክመላለስ፡ ኣምላኽኩም ከኣ ክኸውን እየ፣+ ንስኻትኩም ድማ ህዝበይ ክትኰኑ ኢኹም።+ 13 ድሕሪ ደጊም ባሮቶም ምእንቲ ኸይትዀኑ ኻብ ምድሪ ግብጺ ዘውጻእኩኹም፡ ኣነ የሆዋ ኣምላኽኩም እየ። ኣርዑትኩም ሰበርኩ፣ ርእስኹም ኣልዒልኩም ከም እትኸዱ* ኸኣ ገበርኩኹም።

14 “‘ግናኸ፡ እንተ ዘይሰሚዕኩምኒ፡ ወይ እዚ ዅሉ ትእዛዛት እንተ ዘይሓሊኹም፡+ 15 ሕግታተይ ድማ እንተ ነጺግኩም፡+ ኵሉ ትእዛዛተይ ምእንቲ ኸይትሕልዉ ኸኣ ፍርድታተይ እንተ ፈንፊንኩም፡* ኪዳነይ ድማ እንተ ጥሒስኩም፡+ 16 ኣነ ኸኣ እዚ ኽገብረኩም እየ፣ ብጭንቂ፡ ከምኡ እውን ኣዒንቲ ብዜድክምን ህይወት* ብዜማስንን ዓባይ ሰዓልን ብርቱዕ ረስንን ክቐጽዓኩም እየ። ጸላእትኹም ኪበልዕዎ እዮም እሞ፡ ዘርእኹም ንኸንቱ ኽትዘርኡ ኢኹም።+ 17 ገጸይ ናባታትኩም ገይረ ኽጻረረኩም እየ፣ ብጸላእትኹም ድማ ክትሰዓሩ ኢኹም።+ እቶም ዚጸልእኹም ኪረግጹኹም እዮም፣+ ሓደ እኳ ኸይሰጐጐኩም ክትሃድሙ ኢኹም።+

18 “‘በዚ እንተ ዘይሰሚዕኩምኒ፡ ብዛዕባ ሓጢኣትኩም ሸውዓተ ዕጽፊ ገይረ ክቐጽዓኩም እየ። 19 ነቲ ነቓጽ ትዕቢትኩም ክሰብሮ፡ ሰማያትኩም ከም ሓጺን፡+ ምድርኹም ድማ ከም ነሓሲ ኽገብሮ እየ። 20 ምድርኹም ፍሪኣ ስለ ዘይትህብ፡+ ኣእዋም ምድርኹም ከኣ ስለ ዘይፈሪ፡ ሓይልኹም ብኸንቱ ኽትውድኡ ኢኹም።

21 “‘ገና እንተ ተጻሪርኩምንን ክትሰምዑኒ እንተ ዘይደሊኹምን፡ ከምቲ ሓጢኣትኩም ሸውዓተ ዕጽፊ ገይረ ኽወቕዓኩም እየ። 22 ኣራዊት መሮር ክሰድደልኩም እየ፣+ ንሳቶም ከኣ ደቅኹም ኪቐትሉ፡+ እንስሳታት ዘቤትኩም ኬጽንቱ፡ ቍጽርኹም ድማ ኬውሕዱ እዮም፣ መገድታትኩም ከኣ ኪባድም እዩ።+

23 “‘ግናኸ፡ በዚ ነገር እዚ እንተ ዘይተኣሪምኩምለይ፡+ ንዓይ ብምጽራር ድማ እንተ ተመላሊስኩም፡ 24 ኣነ እውን ንዓኻትኩም ብምጽራር ክመላለስ እየ፣ ብዛዕባ ሓጢኣትኩም ከኣ ሸውዓተ ዕጽፊ ገይረ ኽወቕዓኩም እየ። 25 ኪዳነይ ብምፍራስኩም ሕነ ዚፈዲ ሰይፊ ኣብ ልዕሌኹም ኬምጽእ እየ።+ ኣብ ከተማታትኩም እንተ ተኣኪብኩም፡ ናብ ማእከልኩም ሕማም ክሰድድ እየ፡+ ናብ ኢድ ጸላኢ ድማ ክትውሃቡ ኢኹም።+ 26 ቀረብ* እንጌራኹም ምስ ኣጥፋእኩ፡+ ንእንጌራኹም ዓሰርተ ኣንስቲ ኣብ ሓንቲ እቶን ጥራይ ኪስንክታኦ፡ እንጌራኹም ከኣ ብሚዛን ተዓቂኑ ኺውሃበኩም እዩ፣+ በሊዕኩም ድማ ኣይክትጸግቡን ኢኹም።+

27 “‘ግናኸ፡ በዚ ነገር እዚ እንተ ዘይሰሚዕኩምኒ፡ ንዓይ ብምጽራር ከኣ እንተ ተመላሊስኩም፡ 28 ኣበርቲዐ ኽጻረረኩም፡+ ብዛዕባ ሓጢኣትኩም ድማ ሸውዓተ ዕጽፊ ገይረ ክቐጽዓኩም እየ። 29 ስጋ ኣወዳትኩም ክትበልዑ፡ ስጋ ኣዋልድኩም ከኣ ክትበልዑ ኢኹም።+ 30 እተምልኹሉ በረኽትታትኩም ከጥፍእ፡+ መሰውኢ ዕጣንኩም ክቘርጽ፡ ሬሳታትኩም ኣብ ልዕሊ ሬሳታት ጽዩፋት ጣኦታትኩም* ክጽፍጽፍ እየ፣+ ኣነ* ኸኣ ፈንፊነኩም ካባኻትኩም ክርሕቕ እየ።+ 31 ከተማታትኩም ንሰይፊ ኽህበን፡+ ንመቓድስኩም ድማ ከባድመን እየ። ጥዑም ጨና መስዋእትኹም ከኣ ኣይከጫኑን እየ። 32 ኣነ ባዕለይ ንምድርኹም ከባድማ እየ፣+ ኣብኣ ዚቕመጡ ጸላእትኹም ድማ ተገሪሞም ኪጥምትዋ እዮም።+ 33 ንዓኻትኩም ከኣ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ፋሕ ከብለኩም፡+ ደድሕሬኹም ድማ ሰይፊ ኽመልሕ እየ፣+ ምድርኹም ክትባድም፡+ ከተማታትኩም ከኣ ኪዓንዋ እየን።

34 “‘ሽዑ፡ እታ ምድሪ በቲ እትባድመሉ ዅሉ መዓልትታት፡ ንስኻትኩም ድማ ኣብ ምድሪ ጸላእትኹም ከለኹም፡ ሰናብታ ኽትከፍል እያ። ሽዑ፡ እታ ምድሪ ሰናብታ ኽትከፍል ስለ ዘለዋ፡ ክትዓርፍ* እያ።+ 35 ንስኻትኩም ኣብኣ ኽትቅመጡ ኸለኹም፡ ብሰናብትኹም ስለ ዘይዓረፈት፡ ብዅሉ እቲ እትባድመሉ መዓልትታት ክትዓርፍ እያ።

36 “‘ነቶም ዝተረፉ ድማ፡+ ኣብ ምድሪ ጸላእቶም ንልቦም ብቕብጸት ክመልኦ እየ፣ ሓሸሽ ዚብል ደሃይ ቈጽሊ ኸኣ ኬህድሞም እዩ፣ ካብ ሰይፊ ኸም ዚሃድም ኪሃድሙ፡ ሓደ እኳ ኸይሰጐጎም ድማ ኪወድቁ እዮም።+ 37 ሓደ እኳ ከይሰጐጎም፡ ካብ ሰይፊ ከም ዚሃድሙ ዀይኖም፡ ሓደ ኣብ ልዕሊ ሓደ ኺዕንቀፉ እዮም። ንጸላእትኹም ምቅዋም ከኣ ኣይክትክእሉን ኢኹም።+ 38 ኣብ መንጎ ኣህዛብ ክትጠፍኡ ኢኹም፡+ ምድሪ ጸላእትኹም ድማ ክትውሕጠኩም እያ። 39 እቶም ካባኻትኩም ዝተረፉ፡ ብሰንኪ ስሕተቶም ኣብ ምድሪ ጸላእትኹም ኪምህምኑ እዮም።+ እወ፡ ብሰንኪ ስሕተት ኣቦታቶም ኪምህምኑ እዮም።+ 40 ሽዑ፡ ስሕተቶምን ስሕተትን ጥልመትን ኣቦታቶምን ኪናዘዙ፡+ ንዓይ እናተጻረሩ ብምምልላሶም ድማ ከም ዝጠለሙኒ ኺእመኑ እዮም።+ 41 ኣነ እውን ንዓታቶም ብምጽራር ክመላለስ፡+ ናብ ምድሪ ጸላእቶም ድማ ከእትዎም እየ።+

“‘ሽዑ፡ እቲ ዘይግዙር* ልቦም ይትሕት ይኸውን፣+ ንስሕተቶም ከኣ ኪኸፍሉ እዮም። 42 ነቲ ምስ ያእቆብ ዝኣቶኽዎ ኺዳነይን+ ምስ ይስሃቅ ዝኣቶኽዎ ኺዳነይን+ ከኣ ክዝክር እየ፣ ነቲ ምስ ኣብርሃም ዝኣቶኽዎ ኺዳነይ+ እውን ክዝክር፡ ነታ ምድሪ ድማ ክዝክራ እየ። 43 ነታ ምድሪ ምስ ሓደግዋ፡ ንሳቶም ከየለዉ ባዲማ ኸላ ሰናብታ ኽትከፍል እያ፣+ ንሳቶም* ከኣ ንፍርድታተይ ነጺጎምዎን ንሕግታተይ ፈንፊኖምዎን እዮም እሞ፡ ብዛዕባ ስሕተቶም ኪኸፍሉ እዮም።+ 44 እዚ ዅሉ ኽነሱ እኳ፡ ኣነ የሆዋ ኣምላኾም እየ እሞ፡ ኣብ ምድሪ ጸላእቶም ከለዉ፡ ነቲ ምሳታቶም ዝኣቶኽዎ ኺዳን ጥሒሰ፡+ ጠሪሰ ኣይክሓድጎምን፡+ ክሳዕ ዚጸንቱ ኸኣ ኣይክድርብዮምን እየ። 45 ነቲ ኣምላኾም ምእንቲ ክኸውን ኢለ ምስቶም ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ ኣህዛብ ካብ ምድሪ ግብጺ ዘውጻእክዎም+ ኣቦታቶም ዝኣቶኽዎ ኺዳን+ ክዝክረሎም እየ። ኣነ የሆዋ እየ።’”

46 እቲ የሆዋ ኣብ መንጎኡን ኣብ መንጎ እስራኤላውያንን ብሙሴ ኣቢሉ ኣብ ከረን ሲና ዘቘሞ ስርዓታትን ፍርድታትን ሕግታትን እዚ እዩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ