ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ሳሙኤል 6
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ሳሙኤል—ትሕዝቶ

      • ነቲ ታቦት ናብ የሩሳሌም ኣደየብዎ (1-23)

        • ዑዛ ነቲ ታቦት ሓዞ እሞ ተቐዝፈ (6-8)

        • ሚካል ንዳዊት ነዓቐቶ (16, 20-23)

2 ሳሙኤል 6:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣብ መንጎ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 25:22፣ 1ሳሙ 4:4፣ 1ዜና 13:6-11፣ መዝ 80:1
  • +ዘዳ 20:4፣ 1ሳሙ 1:3፣ 1ዜና 17:24
  • +1ሳሙ 7:2፣ 1ነገ 8:1፣ 1ዜና 13:1-5

2 ሳሙኤል 6:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 7:1
  • +ዘጸ 25:14፣ ዘሁ 7:9፣ እያ 3:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/1996፡ ገጽ 28-29

2 ሳሙኤል 6:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ተርሚንን።”

  • *

    ወይ፡ “ብኽራርን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 10:5
  • +ዘጸ 15:20
  • +መዝ 150:3-5

2 ሳሙኤል 6:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 4:15፣ 1ዜና 15:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2005፡ ገጽ 17

    1/4/1996፡ ገጽ 28-29

2 ሳሙኤል 6:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 11:2
  • +ዘሌ 10:1, 2፣ 1ሳሙ 6:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2005፡ ገጽ 26-27

    1/4/1996፡ ገጽ 28-29

2 ሳሙኤል 6:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ትርጉሙ፡ “ፍንጠሳ ኣብ ዑዛ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2005፡ ገጽ 17

    1/4/1996፡ ገጽ 29

2 ሳሙኤል 6:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 6:20፣ መዝ 119:120
  • +1ዜና 13:12-14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2005፡ ገጽ 17

    1/4/1996፡ ገጽ 29

2 ሳሙኤል 6:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 5:7
  • +1ዜና 15:25

2 ሳሙኤል 6:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 30:27፣ 39:5

2 ሳሙኤል 6:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 15:25, 26፣ መዝ 24:7፣ 68:24

2 ሳሙኤል 6:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 4:15፣ 7:9፣ እያ 3:3፣ 1ዜና 15:2, 15

2 ሳሙኤል 6:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 15:27, 28

2 ሳሙኤል 6:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 37:1፣ መዝ 132:8
  • +1ዜና 15:16
  • +መዝ 150:3

2 ሳሙኤል 6:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 14:49፣ 18:20, 27፣ 2ሳሙ 3:14
  • +1ዜና 15:29

2 ሳሙኤል 6:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 15:1
  • +ዘሌ 1:3
  • +ዘሌ 3:1
  • +1ዜና 16:1-3

2 ሳሙኤል 6:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 18:27
  • +ዘጸ 22:28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2006፡ ገጽ 31

    15/6/2000፡ ገጽ 12-13

2 ሳሙኤል 6:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 13:13, 14፣ 15:27, 28፣ 16:1, 12

2 ሳሙኤል 6:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2006፡ ገጽ 31

2 ሳሙኤል 6:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 14:49፣ 2ሳሙ 6:16

ሓፈሻዊ

2 ሳሙ. 6:2ዘጸ 25:22፣ 1ሳሙ 4:4፣ 1ዜና 13:6-11፣ መዝ 80:1
2 ሳሙ. 6:2ዘዳ 20:4፣ 1ሳሙ 1:3፣ 1ዜና 17:24
2 ሳሙ. 6:21ሳሙ 7:2፣ 1ነገ 8:1፣ 1ዜና 13:1-5
2 ሳሙ. 6:31ሳሙ 7:1
2 ሳሙ. 6:3ዘጸ 25:14፣ ዘሁ 7:9፣ እያ 3:14
2 ሳሙ. 6:51ሳሙ 10:5
2 ሳሙ. 6:5ዘጸ 15:20
2 ሳሙ. 6:5መዝ 150:3-5
2 ሳሙ. 6:6ዘሁ 4:15፣ 1ዜና 15:2
2 ሳሙ. 6:7ምሳ 11:2
2 ሳሙ. 6:7ዘሌ 10:1, 2፣ 1ሳሙ 6:19
2 ሳሙ. 6:91ሳሙ 6:20፣ መዝ 119:120
2 ሳሙ. 6:91ዜና 13:12-14
2 ሳሙ. 6:102ሳሙ 5:7
2 ሳሙ. 6:101ዜና 15:25
2 ሳሙ. 6:11ዘፍ 30:27፣ 39:5
2 ሳሙ. 6:121ዜና 15:25, 26፣ መዝ 24:7፣ 68:24
2 ሳሙ. 6:13ዘሁ 4:15፣ 7:9፣ እያ 3:3፣ 1ዜና 15:2, 15
2 ሳሙ. 6:141ዜና 15:27, 28
2 ሳሙ. 6:15ዘጸ 37:1፣ መዝ 132:8
2 ሳሙ. 6:151ዜና 15:16
2 ሳሙ. 6:15መዝ 150:3
2 ሳሙ. 6:161ሳሙ 14:49፣ 18:20, 27፣ 2ሳሙ 3:14
2 ሳሙ. 6:161ዜና 15:29
2 ሳሙ. 6:171ዜና 15:1
2 ሳሙ. 6:17ዘሌ 1:3
2 ሳሙ. 6:17ዘሌ 3:1
2 ሳሙ. 6:171ዜና 16:1-3
2 ሳሙ. 6:201ሳሙ 18:27
2 ሳሙ. 6:20ዘጸ 22:28
2 ሳሙ. 6:211ሳሙ 13:13, 14፣ 15:27, 28፣ 16:1, 12
2 ሳሙ. 6:231ሳሙ 14:49፣ 2ሳሙ 6:16
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ሳሙኤል 6:1-23

2 ሳሙኤል

6 ዳዊት ድማ ከም ብሓድሽ ንዅሎም ሕሩያት ሰራዊት እስራኤል፡ 30,000 ሰብኡት ኣከቦም። 2 ዳዊት ምስ ኵሎም እቶም ምስኡ ዝነበሩ ሰባት፡ ነቲ ስም እቲ ኣብ ልዕሊ* ኪሩቤል ኣብ ዝፋን ዚቕመጥ+ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት+ ኣብ ቅድሚኡ ዚጽውዑሉ ታቦት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ካብኡ ኼደይብ+ ናብ በዓለ-ይሁዳ ኸደ። 3 ግናኸ፡ ንታቦት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ካብታ ኣብ ኵርባ ዘላ ቤት ኣቢናዳብ ኬግዕዝዎ፡+ ኣብ ሓድሽ ሰረገላ ኣንበርዎ።+ ዑዛን ኣሕዮን፡ ደቂ ኣቢናዳብ ድማ፡ ነቲ ሓድሽ ሰረገላ ይመርሕዎ ነበሩ።

4 ንታቦት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ከኣ ካብታ ኣብ ኵርባ ዘላ ቤት ኣቢናዳብ ኣግዓዝዎ፣ ኣሕዮ ድማ ቀቅድሚ እቲ ታቦት ይኸይድ ነበረ። 5 ዳዊትን ኵሎም ቤት እስራኤልን ከኣ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ብዅሉ ዓይነት ናውቲ ዕንጨይቲ ጽሕድን* ብመሰንቆን* ብበገናን+ ብኸበሮን+ ብጸናጽልን ብጸናጽል ሸሓንን+ ይጻወቱ ነበሩ። 6 ናብ ዓውዲ ናኮን ምስ መጹ ግና፡ እቶም ከብቲ ነቲ ታቦት ናይ ሓቂ ኣምላኽ ኪግልብጥዎ ስለ ዝበሉ፡ ዑዛ ኢዱ ዘርጊሑ ሓዞ።+ 7 ሽዑ፡ ቍጥዓ የሆዋ ኣብ ዑዛ ነደደ፣ ስለ ድፍረቱ ኸኣ፡+ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ወቕዖ+ እሞ ኣብ ጥቓ ታቦት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ሞተ። 8 ዳዊት ድማ፡ ቍጥዓ የሆዋ ፈንጢሱ ኣብ ዑዛ ስለ እተኻዕወ፡ ጐሃየ፣ እታ ቦታ እቲኣ ኸኣ፡ ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ጴረጽ-ዑዛ* ትብሃል ኣላ። 9 ዳዊት ድማ በታ መዓልቲ እቲኣ ንየሆዋ ፈርሆ እሞ፡+ “ታቦት የሆዋ ኸመይ ገይሩ ናባይ ኪመጽእ ይኽእል፧” በለ።+ 10 ዳዊት ከኣ ንታቦት የሆዋ ናብታ ዝነበራ ኸተማ ዳዊት ኬምጽኦ ኣይደለየን።+ ኣብ ክንዳኡስ፡ ዳዊት ናብ ቤት ዖቤድ-ኤዶም+ እቲ ጊታዊ ኸም ዚውሰድ ገበረ።

11 ታቦት የሆዋ ድማ ኣብ ቤት ዖቤድ-ኤዶም እቲ ጊታዊ ሰለስተ ወርሒ ጸንሐ፣ የሆዋ ኸኣ ንዖቤድ-ኤዶምን ንዅሎም ቤተ ሰቡን ባረኾም።+ 12 ንንጉስ ዳዊት ድማ፡ “የሆዋ ብምኽንያት ታቦት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ፡ ንቤት ዖቤድ-ኤዶምን ንዘለዎ ዅሉን ባሪኹሉ ኣሎ” ተባሂሉ ተነግሮ። ሽዑ፡ ዳዊት ንታቦት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ካብ ቤት ዖቤድ-ኤዶም ናብ ከተማ ዳዊት ብሓጐስ ኬደይቦ ኸደ።+ 13 እቶም ጸወርቲ+ ታቦት የሆዋ ሽዱሽተ ስጕምቲ ምስ ሰጐሙ፡ ሓደ ብዕራይን ሓደ ስቡሕ እንስሳን ሰውአ።

14 ዳዊት ከኣ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ብዅሉ ሓይሉ እናዞረ ይስዕስዕ ነበረ፣ ሽዑ፡ ዳዊት፡ ኤፎድ በፍታ ተዓጢቑ ነበረ።+ 15 ዳዊትን ኵላ ቤት እስራኤልን ድማ ንታቦት+ የሆዋ ብእልልታን+ ብደሃይ መለኸትን+ ኣደየብዎ። 16 ታቦት የሆዋ ናብ ከተማ ዳዊት ኪኣቱ ኸሎ ግና፡ ሚካል ጓል ሳኦል+ ብመስኰት ኣንቈልቊላ ጠመተት እሞ፡ ንጉስ ዳዊት ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኪሰራሰርን እናዞረ ኺስዕስዕን ርእያ፡ ብልባ ነዓቐቶ።+ 17 ንታቦት የሆዋ ድማ ኣምጺኦም ኣብ ውሽጢ እቲ ዳዊት ዝተኸለሉ ድንኳን ኣንበርዎ።+ ዳዊት ከኣ ዚሓርር መስዋእትን+ መስዋእቲ ሕብረትን+ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣቕረበ።+ 18 ዳዊት ድማ ዚሓርር መስዋእትን መስዋእቲ ሕብረትን ኣቕሪቡ ምስ ወድአ፡ ነቲ ህዝቢ ብስም የሆዋ ጐይታ ሰራዊት መረቖ። 19 ንዅሉ እቲ ህዝቢ፡ ንብዘሎ ኣኼባ እስራኤል ከኣ፡ ንነፍሲ ወከፍ ሰብኣይን ሰበይትን ሓደ ዓንኬላዊ ቕጫን ሓደ ጎጎ ተምርን ሓደ ጎጎ ዘቢብን መቐሎም፣ ድሕሪኡ፡ ኵሉ እቲ ህዝቢ፡ ነፍሲ ወከፍ ነናብ ቤቱ ኸደ።

20 ዳዊት ንቤተ ሰቡ ኺምርቕ ምስ ተመልሰ፡ ሚካል+ ጓል ሳኦል ክትቅበሎ ወጸት እሞ፡ “ከምቲ ኸንቱ ዝዀነ ሰብ ዚቕላዕ፡ ንጉስ እስራኤል ሎሚ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ እተን ግዙኣት ገላዉኡ ብምቕላዑስ ክንደይ ኰን ከበረ!” በለት።+ 21 ሽዑ፡ ዳዊት ንሚካል፡ “ኣብ ቅድሚ እቲ ንኣቦኽን ንዅሎም ቤተ ሰቡን ዘይኰነስ ንዓይ ዝሓረየንን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ የሆዋ ዝዀነ እስራኤል መራሒ ክኸውን ዝሸመንን የሆዋ እየ ተጻዊተ።+ እምበኣር፡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽጻወት እየ፣ 22 ገና ኻብዚ ዝገደደ ክቐልል እየ፣ ኣብ ቅድሚ ኣዒንተይ እውን ክትሕት እየ። ኣብተን ዝበልክየን ግዙኣት ግና ክኸብር እየ” በለ። 23 ሚካል+ ጓል ሳኦል ከኣ ክሳዕ እታ መዓልቲ ሞታ፡ ውሉድ ኣይነበራን።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ