ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ዜና መዋእል 25
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • ኣብ ቤት ኣምላኽ ዜገልግሉ ሙዚቀኛታትን ዘመርትን (1-31)

1 ዜና መዋእል 25:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብኽራርን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 16:41, 42፣ 2ዜና 5:11, 12፣ 35:15
  • +1ሳሙ 10:5
  • +1ዜና 15:16

1 ዜና መዋእል 25:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 16:41, 42
  • +1ዜና 15:16, 18
  • +ኤፌ 5:19

1 ዜና መዋእል 25:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 15:16, 19

1 ዜና መዋእል 25:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ነቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ንምልዓል ቀርኑ።”

1 ዜና መዋእል 25:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 13:8፣ 15:16፣ 16:5

1 ዜና መዋእል 25:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 3/2023፡ ገጽ 1-2

1 ዜና መዋእል 25:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 16:33

1 ዜና መዋእል 25:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 25:1, 2
  • +1ዜና 25:1, 3

1 ዜና መዋእል 25:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 25:1, 2

1 ዜና መዋእል 25:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 25:1, 2

1 ዜና መዋእል 25:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 25:1, 4

1 ዜና መዋእል 25:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 25:1, 4

1 ዜና መዋእል 25:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 25:1, 4

1 ዜና መዋእል 25:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 25:1, 4

ሓፈሻዊ

1 ዜና 25:11ዜና 16:41, 42፣ 2ዜና 5:11, 12፣ 35:15
1 ዜና 25:11ሳሙ 10:5
1 ዜና 25:11ዜና 15:16
1 ዜና 25:31ዜና 16:41, 42
1 ዜና 25:31ዜና 15:16, 18
1 ዜና 25:3ኤፌ 5:19
1 ዜና 25:41ዜና 15:16, 19
1 ዜና 25:61ዜና 13:8፣ 15:16፣ 16:5
1 ዜና 25:8ምሳ 16:33
1 ዜና 25:91ዜና 25:1, 2
1 ዜና 25:91ዜና 25:1, 3
1 ዜና 25:101ዜና 25:1, 2
1 ዜና 25:121ዜና 25:1, 2
1 ዜና 25:201ዜና 25:1, 4
1 ዜና 25:291ዜና 25:1, 4
1 ዜና 25:301ዜና 25:1, 4
1 ዜና 25:311ዜና 25:1, 4
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ዜና መዋእል 25:1-31

1 ዜና መዋእል

25 ዳዊትን ኣሕሉቕ እቶም ጕጅለታት ኣገልግሎትን ከኣ ንገለ ኻብ ደቂ ኣሳፍን ሄማንን የዱቱንን፡+ ብመሰንቆን* ብበገናን+ ብጸናጽል ሸሓንን+ እናተነበዩ ኼገልግሉ ፈለይዎም። ዝርዝር እቶም ነዚ ኣገልግሎት እዚ ሓላፍነት ዝነበሮም ሰባት እዚ እዩ፦ 2 ካብ ደቂ ኣሳፍ፡ ዛኩርን ዮሴፍን ነታንያን ኣሳርኤላን፣ ደቂ ኣሳፍ፡ ኣብ ትሕቲ መሪሕነት ኣሳፍ ነበሩ፣ ንሱ ኣብ ትሕቲ መሪሕነት ንጉስ ይንበ ነበረ። 3 ካብ የዱቱን፡+ ደቂ የዱቱን፦ ገዳልያን ጸሪን የሻዕያን ሺምዒን ሓሻብያን ማቲትያን፡+ ሽዱሽተ፣ እዚኣቶም ኣብ ትሕቲ መሪሕነት እቲ ንየሆዋ እናኣመስገነን እናወደሰን ብመሰንቆ ዚንበ ዝነበረ ኣቦኦም የዱቱን ነበሩ።+ 4 ካብ ሄማን፡+ ደቂ ሄማን፦ ቡቂያን ማታንያን ዑዚኤልን ሸቡኤልን የሪሞትን ሓናንያን ሓናኒን ኤሊኣታን ጊዳልቲን ሮማምቲ-ዔዘርን ዮሽብቃሻን ማሎቲን ሆቲርን ማሓዚኦትን። 5 ኵሎም እዚኣቶም ደቂ ሄማን እዮም፣ ንሱ ኸኣ ኣብቲ ንኽብሪ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ* ዚምልከት ነገር ናይ ንጉስ ብዓል ራእይ ነበረ። እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ድማ ንሄማን፡ 14 ኣወዳትን 3 ኣዋልድን ሃቦ። 6 ኵሎም እዚኣቶም ንኣገልግሎት ቤት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ፡ ኣብ ቤት የሆዋ ብጸናጽል ሸሓንን ብበገናን ብመሰንቆን+ ኪዝምሩ ኣብ ትሕቲ መሪሕነት ኣቦኦም ነበሩ።

ኣሳፍን የዱቱንን ሄማንን ኣብ ትሕቲ መሪሕነት ንጉስ ነበሩ።

7 ቍጽሮም ምስቶም ንየሆዋ ምዝማር ዝሰልጠኑ ኣሕዋቶም፡ ኵሎም ክኢላታት፡ 288 ነበረ። 8 ንዕዮኦም ከኣ፡ ንእሽቶ ዀነ ዓብዪ፡ ክኢላ ዀነ ተልመዴን ብማዕረ ዕጫ ኣውደቑ።+

9 እቲ ቐዳማይ ዕጫ ኻብ ኣሳፍ ንዮሴፍ ወጸሉ፣+ እቲ ኻልኣይ ንገዳልያ+ (ንሱን ኣሕዋቱን ደቁን 12 ነበሩ)፣ 10 እቲ ሳልሳይ ንዛኩር፡+ ደቁን ኣሕዋቱን 12፣ 11 እቲ ራብዓይ ንዪጽሪ፡ ደቁን ኣሕዋቱን 12፣ 12 እቲ ሓምሻይ ንነታንያ፡+ ደቁን ኣሕዋቱን 12፣ 13 እቲ ሻድሻይ ንቡቂያ፡ ደቁን ኣሕዋቱን 12፣ 14 እቲ ሻውዓይ ንየሻርኤላ፡ ደቁን ኣሕዋቱን 12፣ 15 እቲ ሻምናይ ንየሻዕያ፡ ደቁን ኣሕዋቱን 12፣ 16 እቲ ታሽዓይ ንማታንያ፡ ደቁን ኣሕዋቱን 12፣ 17 እቲ ዓስራይ ንሺምዒ፡ ደቁን ኣሕዋቱን 12፣ 18 እቲ መበል 11 ንዓዛርኤል፡ ደቁን ኣሕዋቱን 12፣ 19 እቲ መበል 12 ንሓሻብያ፡ ደቁን ኣሕዋቱን 12፣ 20 ነቲ መበል 13፡ ሹባኤል፡+ ደቁን ኣሕዋቱን 12፣ 21 ነቲ መበል 14፡ ማቲትያ፡ ደቁን ኣሕዋቱን 12፣ 22 ነቲ መበል 15፡ ንየሬሞት፡ ደቁን ኣሕዋቱን 12፣ 23 ነቲ መበል 16፡ ንሓናንያ፡ ደቁን ኣሕዋቱን 12፣ 24 ነቲ መበል 17፡ ንዮሽብቃሻ፡ ደቁን ኣሕዋቱን 12፣ 25 ነቲ መበል 18፡ ንሓናኒ፡ ደቁን ኣሕዋቱን 12፣ 26 ነቲ መበል 19፡ ንማሎቲ፡ ደቁን ኣሕዋቱን 12፣ 27 ነቲ መበል 20፡ ንኤሊኣታ፡ ደቁን ኣሕዋቱን 12፣ 28 ነቲ መበል 21፡ ንሆቲር፡ ደቁን ኣሕዋቱን 12፣ 29 ነቲ መበል 22፡ ንጊዳልቲ፡+ ደቁን ኣሕዋቱን 12፣ 30 ነቲ መበል 23፡ ንማሓዚኦት፡+ ደቁን ኣሕዋቱን 12፣ 31 ነቲ መበል 24፡ ንሮማምቲ-ዔዘር፡+ ደቁን ኣሕዋቱን 12።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ