ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ዜና መዋእል 5
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • ንመመረቕታ እታ ቤተ መቕደስ እተገብረ ምድላዋት (1-14)

        • እቲ ታቦት ናብታ ቤተ መቕደስ ኣተወ (2-10)

2 ዜና መዋእል 5:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 6:38
  • +1ዜና 22:14
  • +1ነገ 7:51፣ 1ዜና 26:26

2 ዜና መዋእል 5:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 6:12፣ 2ዜና 1:4
  • +1ነገ 8:1, 2፣ መዝ 2:6

2 ዜና መዋእል 5:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ በዓል ዳስ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 23:34፣ 2ዜና 7:8

2 ዜና መዋእል 5:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 25:14፣ ዘሁ 4:15፣ 1ነገ 8:3-5፣ 1ዜና 15:2, 15

2 ዜና መዋእል 5:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ.፡ “እቶም ሌዋውያን ካህናት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 40:35፣ ዘሁ 4:29, 31

2 ዜና መዋእል 5:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 6:13

2 ዜና መዋእል 5:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 6:20, 23፣ 8:6-9

2 ዜና መዋእል 5:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 25:14

2 ዜና መዋእል 5:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 19:1
  • +ዘጸ 19:5፣ 24:7
  • +ዘጸ 34:1፣ 40:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 9/2020፡ ገጽ 3

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2006፡ ገጽ 31

2 ዜና መዋእል 5:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 24:1
  • +ዘጸ 19:10፣ ዘሁ 8:21

2 ዜና መዋእል 5:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ክራርን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 6:31, 39
  • +1ዜና 6:31, 33
  • +1ዜና 16:41፣ 25:1, 6፣ 25:3
  • +1ዜና 15:16
  • +1ዜና 15:24

2 ዜና መዋእል 5:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰናይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 16:34
  • +ዘጸ 40:34, 35፣ 1ነገ 8:10, 11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/1994፡ ገጽ 5

2 ዜና መዋእል 5:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 7:1, 2፣ ህዝ 10:4፣ ራእ 21:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/1994፡ ገጽ 5

ሓፈሻዊ

2 ዜና 5:11ነገ 6:38
2 ዜና 5:11ዜና 22:14
2 ዜና 5:11ነገ 7:51፣ 1ዜና 26:26
2 ዜና 5:22ሳሙ 6:12፣ 2ዜና 1:4
2 ዜና 5:21ነገ 8:1, 2፣ መዝ 2:6
2 ዜና 5:3ዘሌ 23:34፣ 2ዜና 7:8
2 ዜና 5:4ዘጸ 25:14፣ ዘሁ 4:15፣ 1ነገ 8:3-5፣ 1ዜና 15:2, 15
2 ዜና 5:5ዘጸ 40:35፣ ዘሁ 4:29, 31
2 ዜና 5:62ሳሙ 6:13
2 ዜና 5:71ነገ 6:20, 23፣ 8:6-9
2 ዜና 5:8ዘጸ 25:14
2 ዜና 5:10ዘጸ 19:1
2 ዜና 5:10ዘጸ 19:5፣ 24:7
2 ዜና 5:10ዘጸ 34:1፣ 40:20
2 ዜና 5:111ዜና 24:1
2 ዜና 5:11ዘጸ 19:10፣ ዘሁ 8:21
2 ዜና 5:121ዜና 6:31, 39
2 ዜና 5:121ዜና 6:31, 33
2 ዜና 5:121ዜና 16:41፣ 25:1, 6፣ 25:3
2 ዜና 5:121ዜና 15:16
2 ዜና 5:121ዜና 15:24
2 ዜና 5:131ዜና 16:34
2 ዜና 5:13ዘጸ 40:34, 35፣ 1ነገ 8:10, 11
2 ዜና 5:142ዜና 7:1, 2፣ ህዝ 10:4፣ ራእ 21:23
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ዜና መዋእል 5:1-14

2 ዜና መዋእል

5 በዚ ኸምዚ፡ ንጉስ ሰሎሞን ንቤት የሆዋ ዝዓየዮ ዅሉ ዕዮ ወድአ።+ ሰሎሞን ድማ ነቲ ኣቦኡ ዳዊት ዝቐደሶ ኣምጽኦ፣+ ነቲ ብሩርን ነቲ ወርቅን ንዅሉ እቲ ኣቕሑን ከኣ ኣብ መዛግብቲ ቤት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ኣንበሮ።+ 2 ሽዑ፡ ሰሎሞን ንዓበይቲ እስራኤል፡ ንዅሎም ርእስታት ነገዳት፡ ንሹማምንቲ ማይ ቤታት እስራኤል ኣከቦም። ንሳቶም ድማ ንታቦት ኪዳን የሆዋ ኻብ ከተማ ዳዊት፡+ ንሳ ጽዮን፡+ ኬደይብዎ፡ ናብ የሩሳሌም መጹ። 3 ኵሎም ሰብ እስራኤል ድማ፡ ኣብቲ ኣብ ሻውዐይቲ ወርሒ ዚግበር በዓል፡* ኣብ ቅድሚ ንጉስ ተኣከቡ።+

4 ኵሎም ዓበይቲ እስራኤል ከኣ መጹ፣ እቶም ሌዋውያን ድማ ነቲ ታቦት ኣልዓልዎ።+ 5 ነቲ ታቦትን ነቲ ድንኳን ምርኻብን+ ንዅሉ እቲ ኣብቲ ድንኳን ዝነበረ ቕዱስ ኣቕሑን ከኣ ኣደየብዎ። እቶም ካህናትን እቶም ሌዋውያንን* ድማ ኣደየብዎ። 6 ንጉስ ሰሎሞንን ብዘሎ እቲ ምስኡ ኺእከብ እተጸውዐ ኣኼባ እስራኤልን ኣብ ቅድሚ እቲ ታቦት ነበሩ። ካብ ምብዛሐን እተላዕለ ኺጽብጸባን ኪቝጸራን ዘይከኣላ ኣባጊዕን ከብትን ከኣ ይስውኡ ነበሩ።+ 7 እቶም ካህናት ድማ ንታቦት ኪዳን የሆዋ ናብ ቦታኡ፡ ናብታ ውሽጣዊት ክፍሊ እታ ቤት፡ ናብ ቅድስተ ቕዱሳን፡ ናብ ትሕቲ ኣኽናፍ እቶም ኪሩቤል ኣእተውዎ።+ 8 ስለዚ፡ ኣኽናፍ እቶም ኪሩቤል ኣብ ልዕሊ ቦታ እቲ ታቦት ተዘርጊሑ ስለ ዝነበረ፡ እቶም ኪሩቤል ነቲ ታቦትን ነቲ ዘንግታቱን+ ካብ ላዕሊ ኸደንዎ። 9 እቲ ዘንግታት ከኣ ካብ ምንዋሑ እተላዕለ፡ ጫፍ እቲ ዘንግታት ካብታ ኣብ ቅድሚ እታ ውሽጣዊት ክፍሊ ዘላ ቕድስቲ ይርአ ነበረ፣ ካብ ወጻኢ ግና ኣይርአን ነበረ። ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ድማ ኣብኡ ኣሎ። 10 ኣብቲ ታቦት ከኣ ብዘይካ እተን ህዝቢ እስራኤል ካብ ግብጺ ኣብ ዚወጹሉ ግዜ፡+ የሆዋ ምሳታቶም ኪዳን ኪኣቱ ኸሎ+ ሙሴ ኣብ ሆሬብ ኣብኡ ዘንበረን ክልተ ጽላት፡+ ካልእ ኣይነበረን።

11 እቶም ካህናት ካብታ መቕደስ ምስ ወጹ፡ (ኵሎም እቶም ኣብኡ ዝነበሩ ኻህናትሲ ኻበየናይ ክፍሊ+ ምዃኖም ብዘየገድስ ተቐዲሶም ነበሩ)፡+ 12 ኵሎም እቶም ናይ ኣሳፍን+ ናይ ሄማንን+ ናይ የዱቱንን+ ናይ ደቆምን ኣሕዋቶምን ዝዀኑ ሌዋውያን ዘመርቲ፡+ ቅጭን ዓለባ ተኸዲኖም፡ ጸናጽል ሸሓንን በገናን መሰንቆን* ከኣ ሒዞም ነበሩ፣ ብምብራቕ እቲ መሰውኢ እውን ደው ኢሎም ነበሩ፣ ምሳታቶም ድማ 120 ካህናት መለኸት ይነፍሑ ነበሩ።+ 13 እቶም ሰብ መለኸትን እቶም ዘመርትን ብሓደ ድምጺ ንየሆዋ ምስ ወደስዎን ምስ ኣመስገንዎን፡ “ንሱ ሕያዋይ* እዩ እሞ፡ ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ”+ ኢሎም ንየሆዋ ኺውድስዎ ኸለዉ ድማ እቲ ድምጺ ኻብቲ መለኸትን ጸናጽል ሸሓንን ካልእ ናውቲ ሙዚቃን ምስ ዓረገ፡ እታ ቤት፡ ቤት የሆዋ፡ ብደበና ተመልአት።+ 14 ነታ ቤት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ክብሪ የሆዋ መሊእዋ ነበረ እሞ፡ እቶም ካህናት ብምኽንያት እቲ ደበና ደው ኢሎም ኬገልግሉ ኣይከኣሉን።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ