ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ግብሪ ሃዋርያት 18
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ግብሪ ሃዋርያት—ትሕዝቶ

      • ጳውሎስ ኣብ ቈረንቶስ ዝገበሮ ኣገልግሎት (1-17)

      • ናብ ኣንጾክያ ናይ ሶርያ ተመልሰ (18-22)

      • ጳውሎስ ናብ ገላትያን ፍርግያን ነቐለ (23)

      • ኣንደበተ ርቱእ ዝነበረ ኣጵሎስ ሓገዝ ረኸበ (24-28)

ግብሪ ሃዋርያት 18:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 148

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ማቴ-ቈሎ፡ ገጽ 20፡ 22

ግብሪ ሃዋርያት 18:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 18:24, 26፣ 1ቈረ 16:19፣ 2ጢሞ 4:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 137

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2003፡ ገጽ 19-20

    15/12/1996፡ ገጽ 22

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ማቴ-ቈሎ፡ ገጽ 18

ግብሪ ሃዋርያት 18:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 20:34፣ 1ቈረ 4:11, 12፣ 9:15፣ 1ተሰ 2:9፣ 2ተሰ 3:8, 10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 148-150

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/2012፡ ገጽ 15

    1/3/2009፡ ገጽ 26-27

    15/11/2003፡ ገጽ 19-20

    15/12/1996፡ ገጽ 22-23

ግብሪ ሃዋርያት 18:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “የዘራርቦም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 17:2
  • +ማቴ 4:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 88

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/1999፡ ገጽ 15

ግብሪ ሃዋርያት 18:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 15:27፣ 17:14
  • +ግብ 16:1, 2፣ 1ተሰ 3:6
  • +ግብ 17:2, 3፣ 28:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 151

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    4/2001፡ ገጽ 3

ግብሪ ሃዋርያት 18:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 10:14
  • +ህዝ 33:4
  • +ግብ 20:26
  • +ግብ 13:46፣ 28:28፣ ሮሜ 1:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 151

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/1996፡ ገጽ 21-22

ግብሪ ሃዋርያት 18:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ካብቲ ምኵራብ።

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 151

ግብሪ ሃዋርያት 18:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 1:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 151

ግብሪ ሃዋርያት 18:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 152-153

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/1997፡ ገጽ 11

ግብሪ ሃዋርያት 18:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 28:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 152-153

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/1997፡ ገጽ 11

ግብሪ ሃዋርያት 18:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ማቴ-ቈሎ፡ ገጽ 24

ግብሪ ሃዋርያት 18:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብዚ ምስለኔ፡ ንሮማዊ ሹም ኣውራጃ የመልክት።

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 152-153

    ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ገጽ 1516

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2012፡ ገጽ 23

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” መጽናዕቲ ቝ. 3፡ ገጽ 6-7

ግብሪ ሃዋርያት 18:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 153

ግብሪ ሃዋርያት 18:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 153

ግብሪ ሃዋርያት 18:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 23:29፣ 25:19

ግብሪ ሃዋርያት 18:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 155

ግብሪ ሃዋርያት 18:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 1:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 153

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2008፡ ገጽ 32

ግብሪ ሃዋርያት 18:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 16:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 152-154

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2008፡ ገጽ 32

ግብሪ ሃዋርያት 18:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 17:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ማቴ-ቈሎ፡ ገጽ 27

ግብሪ ሃዋርያት 18:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 160

ግብሪ ሃዋርያት 18:22

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ናብ የሩሳሌም ኪኸውን ኣለዎ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 15:36

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 154

ግብሪ ሃዋርያት 18:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 14:21, 22፣ 15:32
  • +ግብ 16:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 160

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ማቴ-ቈሎ፡ ገጽ 24

ግብሪ ሃዋርያት 18:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 19:1፣ 1ቈረ 1:12፣ 3:5, 6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/1996፡ ገጽ 20-21

ግብሪ ሃዋርያት 18:25

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

  • *

    ወይ፡ “ብኣፍ ተማሂሩ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2010፡ ገጽ 11

    1/10/1996፡ ገጽ 20-21

ግብሪ ሃዋርያት 18:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 16:3፣ 1ቈረ 16:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 159

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2010፡ ገጽ 11

    15/11/2003፡ ገጽ 18-19

    1/10/1996፡ ገጽ 21

ግብሪ ሃዋርያት 18:27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/1996፡ ገጽ 21

ግብሪ ሃዋርያት 18:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 18:15፣ መዝ 16:10፣ ኢሳ 7:14፣ ሚክ 5:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/1996፡ ገጽ 21-22

ሓፈሻዊ

ግብ. 18:2ግብ 18:24, 26፣ 1ቈረ 16:19፣ 2ጢሞ 4:19
ግብ. 18:3ግብ 20:34፣ 1ቈረ 4:11, 12፣ 9:15፣ 1ተሰ 2:9፣ 2ተሰ 3:8, 10
ግብ. 18:4ግብ 17:2
ግብ. 18:4ማቴ 4:23
ግብ. 18:5ግብ 15:27፣ 17:14
ግብ. 18:5ግብ 16:1, 2፣ 1ተሰ 3:6
ግብ. 18:5ግብ 17:2, 3፣ 28:23
ግብ. 18:6ማቴ 10:14
ግብ. 18:6ህዝ 33:4
ግብ. 18:6ግብ 20:26
ግብ. 18:6ግብ 13:46፣ 28:28፣ ሮሜ 1:16
ግብ. 18:81ቈረ 1:14
ግብ. 18:10ማቴ 28:20
ግብ. 18:15ግብ 23:29፣ 25:19
ግብ. 18:171ቈረ 1:1
ግብ. 18:18ሮሜ 16:1
ግብ. 18:19ግብ 17:2
ግብ. 18:22ግብ 15:36
ግብ. 18:23ግብ 14:21, 22፣ 15:32
ግብ. 18:23ግብ 16:6
ግብ. 18:24ግብ 19:1፣ 1ቈረ 1:12፣ 3:5, 6
ግብ. 18:26ሮሜ 16:3፣ 1ቈረ 16:19
ግብ. 18:28ዘዳ 18:15፣ መዝ 16:10፣ ኢሳ 7:14፣ ሚክ 5:2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ግብሪ ሃዋርያት 18:1-28

ግብሪ ሃዋርያት

18 ድሕርዚ፡ ካብ ኣቴና ነቒሉ ናብ ቈረንቶስ መጸ። 2 ቅላውዴዎስ፡ ኵሎም ኣይሁድ ካብ ሮሜ ኺወጹ ኣዚዙ ስለ ዝነበረ፡ ሽዑ ቕነ ንሓደ ኻብ ኢጣልያ ዝመጸ ኣኪላስ+ ዝስሙ ኣይሁዳዊ ምስ ሰበይቱ ጵርስኪላ ረኸቦ። ናባታቶም ከኣ ከደ፣ 3 ዕዮኦም ምስፋይ ድንኳን ነበረ እሞ፡ ዕዮኦም ሕደ ስለ ዝነበረ፡ ምሳታቶም ተቐመጠን ዓየየን።+ 4 ሰንበት ሰንበት+ ግና ኣብ ምኵራብ ይምድር፡*+ ንኣይሁድን ንግሪኻውያንን ከኣ የእምኖም ነበረ።

5 ሲላስን+ ጢሞቴዎስን+ ካብ መቄዶንያ ምስ ወረዱ፡ ጳውሎስ፡ የሱስ ንሱ ክርስቶስ ምዃኑ ንኣይሁድ እናመስከረ፡ ኣብ ስብከት እቲ ቓል ኣጸቢቑ ተጸምደ።+ 6 ንሳቶም ምስ ተጻረርዎን ምስ ተጻረፉን ግና፡ ክዳኑ ነጊፉ፡+ “ደምኩም ኣብ ርእስኹም ይኹን።+ ኣነ ንጹህ እየ።+ ካብ ሕጂ፡ ናብ ኣህዛብ ክኸይድ እየ” በሎም።+ 7 ካብኡ* ሓሊፉ ናብ ቤት እቲ ቲትዮስ ዮስጦስ ዝስሙ ንኣምላኽ ዜምልኽ ሰብኣይ ኣተወ፣ ቤቱ ኸኣ ኣብ ጐድኒ እታ ምኵራብ ነበረት። 8 ክሪስጶስ+ እቲ መራሕ ምኵራብ ድማ፡ ምስ ኵሎም ቤተ ሰቡ ብጐይታ ኣመነ። ብዙሓት ካብ ሰብ ቈረንቶስ እውን ሰሚዖም ኣመኑን ተጠምቁን። 9 ጐይታ ኸኣ ለይቲ ብራእይ ንጳውሎስ፡ “ኣይትፍራህ፣ ተዛረብ ደኣ እምበር፡ ስቕ ኣይትበል፣ 10 ኣነስ ምሳኻ እየ፡+ ኪጐድኣካ ኢሉ ዜጥቅዓካ እውን የልቦን። ከመይሲ፡ ኣብዛ ኸተማ እዚኣ ብዙሓት ህዝቢ ኣለዉኒ” በሎ። 11 ኣብኣ ኸኣ ቃል ኣምላኽ እናመሃረ ዓመትን ሽዱሽተ ወርሕን ኣብ መንጎኦም ተቐመጠ።

12 ጋልዮስ ምስለኔ* ኣካይያ ኸሎ፡ ኣይሁድ ብሓባር ኣብ ጳውሎስ ተንስኡ፡ ናብ መንበር ፍርዲ እውን ወሰድዎ፡ 13 “እዚ ሰብ እዚ ንሰባት፡ ምስ ሕጊ ብዚጻረር መገዲ ንኣምላኽ ኬምልኹ ይሓብል ኣሎ” ድማ በሉ። 14 ጳውሎስ ኣፉ ኪኸፍት ምስ በለ ግና፡ ጋልዮስ ንኣይሁድ፡ “ኣቱም ኣይሁድ፡ ገለ በደል ወይ ክፉእ ገበን እንተ ዚኸውንሲ፡ ተዓጊሰ ኽሰምዓኩም ምተገብአ ነይሩ። 15 እቲ ኽርክር ብዛዕባ ዘረባን ስምን ሕግኹምን እንተ ዀይኑ ግና፡+ ባዕላትኩም ፍለጡ። ኣብዚ ነገር እዚ ፈራዲ ክኸውን ኣይደልን እየ” በሎም። 16 ካብቲ መንበር ፍርዲ ድማ ሰጐጎም። 17 ኵላቶም ከኣ ንሶስቴነስ+ እቲ መራሕ ምኵራብ ሒዞም፡ ኣብ ቅድሚ እቲ መንበር ፍርዲ ወቕዕዎ። ጋልዮስ ግና ብዛዕባ እዚ ኣይገደሶን።

18 ግናኸ፡ ጳውሎስ ዚኣክል መዓልትታት ምስ ጸንሐ፡ ንኣሕዋት ተሰናበቶም፣ መብጽዓ ስለ ዝነበሮ ኸኣ፡ ኣብ ክንክሬኣ+ ጸጕሪ ርእሱ ኣሕጺሩ ተቐምቂሙ፡ ምስ ጵርስኪላን ኣኪላስን ናብ ሶርያ ብመርከብ ከደ። 19 ኣብ ኤፌሶን ምስ በጽሑ ድማ፡ ንዓታቶም ኣብኣ ሓደጎም፣ ንሱ ግና ናብ ምኵራብ ኣትዩ ምስቶም ኣይሁድ ተዛራረበ።+ 20 ንሳቶም ንዝነውሐ ግዜ ኺጸንሕ እኳ እንተ ለመንዎ፡ ኣበዮም፣ 21 “የሆዋ* እንተ ፈቒዱ፡ ክምለሰኩም እየ” ኢሉ እውን ተሰናበቶም። ካብ ኤፌሶን ከኣ ብመርከብ ነቐለ፣ 22 ናብ ቂሳርያ እውን መጸ። ደዪቡ* ኸኣ ነታ ጉባኤ ሰላም ምስ በለ፡ ናብ ኣንጾክያ ወረደ።+

23 ኣብኣ እተወሰነ ግዜ ምስ ቀነየ ድማ፡ ካብኣ ነቒሉ ንዅሎም ደቀ መዛሙርቲ እናኣጸናንዐ፡+ ኣብ ሃገር ገላትያን ፍርግያን ፈቐዶኡ ዞረ።+

24 ሓደ ኣጵሎስ+ ዝስሙ ኣንደበተ ርቱእ ኣይሁዳዊ፡ ወዲ እስክንድርያ፡ ናብ ኤፌሶን መጸ፣ ንሱ ቕዱሳት ጽሑፋት ኣጸቢቑ ይፈልጥ ነበረ። 25 መገዲ የሆዋ* ኸኣ ተማሂሩ* ነበረ፣ ጥምቀት ዮሃንስ ጥራይ ዚፈልጥ ክነሱ፡ ብመንፈስ ተቓጺሉ፡ ብዛዕባ የሱስ ብልክዕ ይዛረብን ይምህርን ነበረ። 26 ኣብ ምኵራብ ከኣ ብትብዓት ኪዛረብ ጀመረ። ጵርስኪላን ኣኪላስን+ ምስ ሰምዕዎ ድማ፡ ወሲዶም መገዲ ኣምላኽ ኣጸቢቖም ብልክዕ ገለጹሉ። 27 ናብ ኣካይያ ኺሰግር ይደሊ ስለ ዝነበረ፡ እቶም ኣሕዋት ነቶም ደቀ መዛሙርቲ፡ ብጽቡቕ ኪቕበልዎ ተማሕጺኖም ጸሓፉሎም። ኣብኣ ምስ በጽሐ ኸኣ፡ ነቶም ብጸጋ ኣምላኽ ዝኣመኑ ብዙሕ ረድኦም፣ 28 ከመይሲ፡ የሱስ ንሱ ክርስቶስ ምዃኑ ብቕዱሳት ጽሑፋት እናኣርኣየ፡ ንኣይሁድ ብግህዶ ኣጸቢቑ ይረትዖም ነበረ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ